Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምድላዋት ናይቲ ን 31 ነሓሰ፡ ድሌት ሰላም ደለይቲ ፍትሒ ብምርግጋጽ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንልኡላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ብምእታው ንዘካይዶ ዘሎ ሸርሒ ተቓውሞኡ ንምግላጽ ኣብ ጀኔቫ ዝካየድ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብውዕዉዕ መንፈስ ይቕጽል ከምዘሎ ሓይሊ ዕማም ጀኔቫ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝገበሮ ገምጋም ኣረጋጊጹ። ነቲ ሰላማዊ ሰልፊ

READ MORE

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብድምጺ ኣሰና ዝተቓለሐ ቅትለት ናይቲ ካብ ተሰነይ ኣብ ኣደርሰር ተኣሲሩ ዝነበረ ደበሳይ ንጽበ በራኺ (ዑምላ) ገንዘቡ ንምዝማት ብልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ዝተገብረ ውዲት ምንባሩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ብመሰረት`ቲ ዝተረኽበ ጽጹይ ሓበሬታ፡ እቶም ልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ገበኖም ንምሽፋን፡ መእሰሪኡ ዘይሕጋዊ ሸርፊ ዶላር ከምዝኾነ ኳ እንተወረዩ፡

READ MORE

ቃልስናን ታሪኽናን በርኔንተ ኮይኑ ከይተርፍ (Lest Our Labour Come to Naught) ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣቦታትና ቀደም፡ ኩሉ እቲ ዝጸዓሩሉን ዝደኸሙሉን ተስፋ ዘንበሩሉን ዕማም ይኹን ዕላማ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ከም ትኪ ኪበንን ከሎ ኪርእዩ ከለዉ፡ ዓሕ! በርኔንተ፡ ማለት ንብላሽ ደኺመ ይብሉ ነይሮም። እዛ በርኔንተ እትብል ቃል፡ ሽሕኳ ናይ

READ MORE

ምብትታን ስድራቤታት ኤርትራ፡ ኣንፈቱ ናብ ምብራስ መጻኢ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ’ቲ ን30 ዓመታት ዘካየዶ መሪር ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ዝተጻወሮ ሓሳረ መከራን ዝኸፈሎ ልዑል መስዋእትን፡ ኣብ 1991 ናጽነቱ ምስተጎናጸፈ፡ ሃረርታኡን ድሌቱን፡ ሰላምን ቅሳነትን ክሰፍን፡ ልዕልና ሕጊ ክነግስ፡ ናብራ ክመሓየሽ፡ ዝተበታተነ ስድራቤታት ክጥርነፍ፡ ስደት ከብቅዕ፡ በሰላ ኩናት ከሓዊ፡ ኤርትራ

READ MORE

ነሓሰ 19/2018 ወዲ ዓሻ ስ ክልተ ግዜ’ይውቃዕ ቅድሚ 20 ዓመት ኢሰያስ ኣፍወርቂ፡ “ካብ ባድመ ወጻእና ማለት ጻሓይ ዓሪባ ማለት’ዩ” ክብል እንከሎ፡ ዘይሰምበደ ኤርትራዊ ኣይነበረን። ምሒር ደንጽዩዎም ኣራእሶም ንየማን ንጸጋም ዝነቕነቑ ብዙሓት ኢዮም። ዘየደንጹ ስ መዓስ ነይሩ?! ኣቦታት “ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ” ዝበሉ፡ ዘይከምዚ ምስ ረኸቡ ኢዮም ዝኾኑ! ኢሰያስ ኣብ ዝጻሕተሮ

READ MORE

ዝኸበርኩም ዶር/ ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ረፓብሊክ ኢትዮጵያ፥ ክቡርነትኩም፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ብቤት ጽሕፈትኩም ዝተወስደ ናይ ሰላም ተበግሶን ናይ 2000 ዓ.ም ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ተቐቢሉ ንምትግባሩ ምስምምዑን ይድግፍ። ናይ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያናይ ደሞክራሲያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ከምኡውን ሃገራዊ ባይቶኹም ዝወስዶ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ተበግሶታት

READ MORE

ነሃሰ 17/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኣብ ንቡር ናብራ ወድ-ሰብ፡ ዘይብሉ ክልምን ዘለዎ ክኣ ክህብን ክኸልእን ማለት ክተኩብን እርዳእኩም ክብልን ዘነበረን ዘሎን ኢዩ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ግምት ብምእታው ንዂነታት ሃገርና እንተ ርኢናዮ እንታይ ይመስል? ቅጥዕን ኣገባብን ዘይፈልጥ “መራሒ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኢሳያስ፡ ዝሓዘ ዘይብሉ መንዚዑ ንመንዛዕቲ ዝህብ ክንርኢ ከለና

READ MORE

ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ                                           አ ዕላማ  እዚ ጽሑፍ’ዚ በቲ ንነብሱ ባዕሉ ከም መራሒ ሃገር ዝሾመ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘይዲሞክራስያዊ መንግስቲ ንምቕያር ዝበቅዕ ስነሞጎት ምቕራብ’ዩ። እዚ ሰብ እዚ

READ MORE

ክቡራትን  ክቡራንን ! ኣብ መበቆል ትውልዲ ሃገርና ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ምብራቕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሠላምን ራህዋን መንፈሰ  ዘለዎ ዘመን ንኽመጽእ ይቀላቐል  ስለዘሎ ርሑስና ይግበሮ ! ግዱሳት ኣባላት ደለይቲ ፍትሒ  ኤርትራውያን  ስቱትጋርትን ከባቢኣን  ንመበል 57 ዓመት ዝኽሪ ሓደ መስከረም   ብኽብርን ብድምቀትን ኣገባብ ከብዕል  ምዃኑ  የፍልጥ። ዕለት፡-  08.09.2018 ካብ ሰዓት

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ   ኣእምሮ ሰብ ብብዙሕ ምኽንያታት ኪዓብን ኪሰፍሕን፡ ከምኡውን ኪዅምተርን ኪለምስን ይኽእል እዩ። ሓደ ካብቲ ከዕብዮን ከስፍሖን ዚኽእል ረቛሒ፡ ብህየሳዊ መገዲ ምሕሳብን (critical thinking)፡ ምስትንታንን (meditation)፡ ምዕዛብን፡ መጻሕፍቲ ምንባብን፡ ምስማዕን፡ ጽምኢ ፍልጠት ምህላውን፡ ብሃናጺ መገዲ ምክታዕን፡ ንሓቂ ካብ ፈታዊኻ ትምጻእ ወይ ካብ ጸላኢኻ ኣእምሮኻ ከፊትካ ምቕባልን

READ MORE

እዚ ብዶ/ር ኣብይ ዝተበገሰ፥ "መስርሕ ሰላም ኤርትራን-ኢትዮጵያ" ተባሂሉ ተጠሚቑ ዘሎ ስም፥ ትርጉሙን ዕላምኡን እንታይ'ዩ? ናበይ ገጹ'ዩ ኸ ዜቐንዕ ዘሎ? ንዝብሉ ሕቶታት ርእይቶይ ብጽሟቕ መልክዕ ከቕርብ ክፍትን። ድሕሪ ባይትኡ ብኹሉ መኣዝናት ይግለጽ ስለዘሎ፡ ኣብኡ ኣትየ ንኣንባቢ ከሰልቹ ኣይመርጽኩን። ቀጥታዊ ትርጉሙ፡ ሰላም፥ ራህዋ፥ ቅሳነት ወዘተ. የስምዕ። ሕቡእ ትርጉሙ፥ ንኤርትራ

READ MORE

ብመሰረት እታ ናይ ጀነቫ እዋሃሃዲት ሽማግለ ብዝገበረቶ ጻዊዒት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ትጽውዕ ኣላ። ዕላምኡ ድማ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫን ግዜያዊ ወከልትኹም ንምምራጽን ምምያጥን ክኸውን ኢዩ። ኹላትኩም ግዱሳት ኣሓትን የሕዋትን ኤርትራውያን ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና

READ MORE

Eritrean-American Civic Association 590 Shawmut Avenue Boston, Massachusetts 02118 Phone number: 617-427-1210 Web site: www.eccboston.org ህዝባዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ሲቪክ ማሕበር ኣብ ቦስቶንን ከባብን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ነባሪ ሰላም ንምምጻእ ዝግበር ጻዕርታት እናደገፈ፡ ከምቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ናይ ሰላም መስርሕ ኣብ ሃገርና ክዓስል

READ MORE

ንመስርዕ ለማ፡ ኤርትራ መሬታ`ምበር ህዝባ ከም ዘየድልዮም ዘነጽር ግምገማ ምቕናይ ማሕረዶ ግናይ? ኣብ ኣጋ መወዳእታ ናይ 1982 ዓ/ም ሓደ ብውትድርና ዘይሕመ ግን ከኣ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ጠባይ ዝነበሮ ተጋዳላይ ካብ ዞባ ምብራቕ ሃዲሙ ስዑዲ ይኣትወልኩም። ኣብ 1988 ዓ/ም ድማ ይጥረዝ`ሞ እንደገና ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሰራዊት ይጽንበር። ድሕሪ ምፍራስ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ`ቲ ን 31 ነሓሰ 2018 ኣብ ጀኔቫ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ጀነቫ  ንዕለት 31 ነሓሰ 2018 ንኹሎም ኤርትራውያን ዝሓቆፈ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ዕዉት ንምግባር ስርሓት ብምውህሃድ ሓይሊ- ዕማም : ሰንበት ዕለት 12 ነሓሰ 2018 ብምርኻብ ነዚ ዝስዕብ መደብ ዕዮ ነጺራ:: ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ (ስዊዝ) : ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ደለይቲ ሰላም ምኻንና ኣብ ቅድሚ ዓለም

READ MORE

እዞም ብዓይነቶም ናይ መጀመሪያ ዝኾኑ ክልቲኦም ፈስቲቫላት ኣብ 2018 ዓ.ም. ክግበሩ ምኽኣሎም ኣንኢስካ ዘይርኤ ዕዉት ናይ ጅግንነት ስራሕ ኢዩ። እዞም ፈስቲቫላት እዚኦም እግሪ እግሪ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ዝዓበየ ናይ ሰላም ፍጻመ ተኸቲሎም ምክያዶም ህዝቢ ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ተጠቒሙ ንተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባትን

READ MORE

BY OBO ARADA ABA SHAWL aka WOLDE TEWOLDE AUGUST 13, 2018                                                                                                                                                         Human Arts initially was developed in today’s Eritrea and Ethiopia – in the Afar land. AST represents Arts, Science and Technology. In Ethiopian context, AST represents Arusi, Shewa and Tigrai i.e. the land of economy,

READ MORE

ኣብ መዋእል ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ልዕልና ሕጊ ስለዘየለ፡ ከም ሰብኣዊ ፍጡር መሰላትካ ክትሓትት ኣይክኣልን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ መርፍእ ክሳብ መድፍዕ ዝብል ናይ ገድሊ ፍልስፍና ብምዝውታር፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ብዝደቀቀ ክቆጻጸረካን ጣልቃ ክኣቱን ደረት ኣልቦ ስልጣን ኣለዎ። ኣብ መዋእልና፡ መብዛሕትአን ስልጡናትን ፍትሓውያንን

READ MORE