Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኣስመራ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ቀንዩ ብ 27 ጥሪ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ መዓሰራት ስደተኛታት ከይኣትዉን እቶም ኣብኡ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ከይቅበሉዎምን ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ

READ MORE

ሃለዋትን መጻኢ ዕድልን፡ ሰነዳትን ታሪኽን ህዝቢ ኤርትራ ምርምርን ምስናድን ዝብላ ክልተ ኣገደስቲ ኣምራት ክልዓላ እንከለዋ፡ ምብልሓትካ፡ ምህዞኻን ውጽኢት ስራሕካን፡ ህሉውን መጻእን ወለዶ ንኽሕበነሉ፡ ንኽረብሓሉን ንኽፈልጦን ኣብ ውሑስ ቦታ ምቅማጥን ዝብል ትርጉም ክህልዎ ይኽእል’ዩ። እንተኾነ ምርምር ካብ መዓላ ንልምዓት፡ ንሰላምን ሰናይ ተግባርን ሓሊፉ ንጥፍኣት ተንኮልን’ውን ገንዘብን ጉልበትን

READ MORE

ንዕስራ ዓመታት፡ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣۿወርቂ፡ ነቲ ናይ ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ዘይምንባሩ ብምምዝማዝ ገባርን ሓዳግን ንኽኸውን ምኽንያት ኮይንዎ ጸኒሑ እዩ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018 ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዝተገብረ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ዋላ’ኳ ነቲ ናይ ኤርትራ ዲፕሎማሲያዊ ተነጽሎ እንተቐየሮ፡ ንሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ከም’ቲ ተስ܂

READ MORE

ንዝኽሪ በዓል 8መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት / ሃገር ጀርመን: ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኩሉኹም ኤርትራውያን ደቂ- ሃገር፡ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን ንዕለት 07.03.2020 ሰዓት 14፡00 ድሕሪ ቐትሪ ዝጅምር ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ ብድምቐት ንምብዓል ተዳሊና ስለ ዘለና ምሳና ሓቢርኩም ንኽትውዕሉ/ላ ብኽብሪ ንዕድም። ዝበዓለሉ ቦታ ኣብ ቐጻሊ ክንሕብር

READ MORE

    THE ERITREAN-COMMUNITY OF BOSTON IS Commemorating the life and vision of Dr. Martin Luther King, Jr. Please Join us DATE: Sunday January 19, 2020   TIME:   4:30 to 6:00 PM   LOCATION: EACA Center 590 Shawmut Ave. Boston, MA.   Remarks By: Mr. Michael Eyob EACA Board Chairman   Andom Gebregiorgis: from State of New York             The event will also

READ MORE

ብቃል ይኹን ብጽሑፍ ብኣካል፡ ብበኢዓይነቱ ቃላት፡ እዛ ሓዳስ ዓመት  2020  ሓሳረ መከራና ተዛዚሙ፡ ናይ ሰላምን ራህዋን ዓመት ትግበረልና እናበልና ምንዮትና ንገልጽ ኣሎና።  ካብ ዝሓለፈ እዋናት ዝያዳ ተስፋ ዝህበና ዘሎ ድማ ኣብ ነንሕድና ዘሎ ምርድዳእ እናደልደለ ይኸይድ ስለ ዘሎ‘ዩ።  ሐወይ ዮውሃንስ ጸጋይ ኣብ ደንቢኡ ደንበ ስኒትና፡

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ኣብ ዓለም ግቡእ ቦታና ክህልወና፡ ክንሕፈር፡ ስደት ከብቅዕን ኣብ ገዛእ መሬትና ብኽብረት ክንነብርን እንተኾይና፡ ኣብ ቅድሜና ሓንቲ ጉዳይ ኢያ ትጽበየናን ተገቲራን ዘላ። ንሳ ድማ ኩሉ ፖለቲካዊ ፍልልያትናን ውልቃዊ ኣተሓሳስባናን ወንዚፍና፡ ብዛዕባ’ታ ናይ ሓባር ኤርትራ ምሕሳብ፡ ተጠርኒፍካን ልብኻ ተዋሃሂብካን ምስራሕ፡ ነቲ ጠንቂ ሕሰም፡ ድኽነትን ድፍረትን

READ MORE

  ናብ ዝምልከቶም ኩሎም!!                                                       ሓድሽ  ፕሮጀክት ማረምኤ 2020 (ERDA)!!! ናብ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኣባላትን ፈተውትን ደገፍትን ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ብሓበራ ። ክቡራትን ክቡራንን ኣሓትን ኣሕዋትን ብመጀመርታን ቅድሚ ኩሉን ኣብ ዘለኹሞ ናይ ስደት መናባብሮ ጥዕናኹም ተሓልዩ ብሰላም ክትህልዉ ካብ መላእ ስደተኛታት ኣሓትኩምን ኣሕዋትኩምን ኤርትራውያን

READ MORE