Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዶክቶር አቢይን ሃሜንነታዊ ፍልስፍንኡን 21/07/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ሃሜንነታዊ (Utopian) ፍልስፍና ዶክቶር ኣቢይ ምሁር ብምዃኑ ንብዝሓት ከም ዘደናገረ ንዕዘቦ ዘለና እዋናዊ ዜና ኰይኑ ኣሎ። ንኽልተ ነጻ ዝዀና ሃገራት ብ “ምድማር” ዝብሃል ፍልስፍና ፍቕሪ ሰላም ሓድነት ጭርሖ ተጠቒምካ ሓደ ኰንና ኣለና ኢልካ ጫውጫውን ናይ ውራያት ምቅብባልን ንሰምዖን ንርእዮን ኣለና። እዚ ናይ ለንቅነ

READ MORE

(ብመቀየሲ ሸኽ ከቢረ) ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ምዕራባውያን፡ ብምትሕብባር ጓሓሉ ደቀ-ባት፤ ብባርነት ዘገልግል ዝጓረትዎ ኣፍሪቃዊ ሓይሊ ሰብ    ከይኣክል ፤   ነቲ ኣፍሪቃዊ መሬት ከኣ በብዘርከቡሉን ብሓይሎም ዝሃቦምን ፤ናይ ደቂ ሰብ ስሚዒትን  ማሕበራዊ  ምትእስሳርን  ኣብ ግምት ከየተዉ ጎዛዚዮም  ምስ መቃቀልዎ  ፤ እቲ ክፉት ዝምድና ኣህዛብ ተደሪቱ ፤ ብዘይ ባህርያዊ  ኣታዓባብያ 

READ MORE

ይርኣየኒ - ሕጂ ኮይኑ! ላኻ ኣሊኻ - ድርቒ ዓቲራ መስፈ ኣብሊሓ - ፈትሊ ስዂዓ ዓይና ኣጨምቲላ - ትንፋሳ ሓቢኣ "በስመ - ኣብ" ኢላ - ኣማዕቲባ ክቢ ክትሰርሕ መሰረት መኾምብያና ክተንጽፍ፡ እወ ትርኣየኒ ……… [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/07/ብመኾምብያ-ኣደይ-ከይትመጹኒ.pdf"]

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሰራዊት ኤርትራ ካብቲ ብጻዕቂ ሰፊሩሉ ዝጸንሐ ዶባት ኢትዮጵያ፡ `ከም ወስታ ዕርቂ` ብዝብል ምኽንያት ከም ዝሰሓበ፡ ሮይተርስ ንገጻት ፈይስ ቡክ ኣገግሎት ዜና ናይቲ ስርዓት ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ከይወጽአ ምስ ኢትዮጵያ ኣይንዛራረብን ኢና ክብል ንልዕሊ 16 ዓመት ደሪቑ ዝነበረ

READ MORE

ጽላል ኤርትራውያን ንዲሞክራሲ ኣብ ኖርወይ መግለጺ ጽላል ኤርትራውያን ንዲሞክራሲ ኣብ ኖርወይ ኣብ ጉዳይ ዝርርብ ኣብ ሞንጎ ኢሰያስን መንግስቲ ኢትዮጲያን መሪሕነት ጽላል ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ፣ ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝገበሮ ኣኼባ ብዛዕባቲ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝግበር ዘሎ ናይ ሰላም ዝርርብ ብዝምልከት ተመያይጡ ኣብ ዝስዕቡ ሰለስተ ነገራት ክጠቓለል

READ MORE

ወርሒ ሓምለ 2018፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብፍሉይ ዝዝከራ ክትከውን’ያ። ምናልባት እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ናይ ዕስራ ዓመታት ወጥሪ፡ ድነ ኩናትን ጽልእን ኣኸቲሙ፡ ናይ ሰላምን ሓድሕድ ምትሕግጋዝን ዝተጀመረሉ ብምዃኑ፡ ታሪኻዊ’ዩ እንተተባህለ ነውሪ ኣይኮነን። ንህዝቢ ኤርትራ ግን፡ ልዕሊ’ቲ  ምስ ኢትዮጵያ ዝተፈረመ መስርሕ

READ MORE

ሓደ ካብ ቀዳሞት ተጋደልቲ ናጽነት ኤርትራን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ነበር ኣቶ መስፍን ሓጎስ ምስ SBS ዝተባህለ መደበር ራድዮ ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ኣብ ወርሒ ለካቲት 1991 ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ቅድሚ 3 ኣዋርሕ ኣብ ኣፍዓበት ንውሱናት ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ መሪጹ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፡

READ MORE

ብኣብ ቀረባ እዋን ቁንቁኝኡ ምስጢር ዘለዎ ዝመስል ሃታ ሃታ ኩነተ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያ ከም መቐጸልታ ዝሰዓበ ዑደት ውልቀመላኺ ኢሰያስ ንኢትዮጵያ ብቀረባ ኩነታት ጥዕንኡ ክዕዘብ ዕድል ዝረኸበ ስሙ ዝተዓቀበ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማት፡ ኩነታት ጥዕና `እቲ ፕረስደንት ኣብ ኣዝዩ ኣሰካፊ ኩነታት` ከም ዘሎ ሓቢሩ። ሓደ ናይ ሃገራት ዓረብ ዲፕሎማት

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረ ናይ ሰላም ዝርርብ፡ ድሒሩ ዝሰዓበ ምብጻሕ ናይ ዶር ኣቢይ ናብ ኤርትራ፡ ዝተገብረሉ ኣቀባብላን፡ ናይ ኢሰያስ ኣፎወርቂ ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕን ኣብኡ ዘስምዖ መደረን፡ ኣሻብኦም ካብ ናይ ደም ጸላእቲ ናብ ሓደሽቲ ፍቑራትን፡ ህያብ ኣብ ምልውዋጥን በጺሖም፡ እንታይ እዩ

READ MORE

ERITREAN SNEET ASSOCIATION ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ الإريترية سنيت جمعية   ህዝባዊ ጻውዒት ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ናይ ሰላም ውዕል እናደገፈ፤ “ምድማር” ዝብል ኣንፈቱ ዘይፍለጥ ኣምርን፡  ጻውዒትን ጌርካ፣ ኤርትራውያን መራሕቲ ከምተሳእኑ ናይ ኤርትራ መንግስቲ ናይ ምሕደራ ስልጣን ናብ ካልእ ናይ ጎረቤት መራሒ ብምስግጋር ዝተገብረ

READ MORE

ናበይ ገጽና ኢና? ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ንሂወትና  ኣብ ዝምልከት ተርእዮታት ተራና እንታይ ነይሩ  ብ ፈጣሪ ክንሕተተሉ  ኢና፤ ናይ ውጺኢቱ ተሓተቲ ግና ኣይኮናን። ምኽንያቱ ንፈጣሪ ውዱእ ኣብ ዝኾነ ጉዳይ ንጉዓዝ ፉጡራት ስለ ዝኾና። ብሕጽር ዝበለ ዘረባ እቲ ፈጣሪ ወዲእዎ ዘሎ`ዩ ክኸወን። ብርግጽ ናበይ ገጽና ኢና ንምፍላጥ ብዘኽእል መልክዕ ስለ ዘይተፈጠርና፤

READ MORE

14/07/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኩሎም መለኽቲ ኣካላት ሓፈሻዊ መግለጺ ናይ ምግባት ስልጣንን ንብረትን እኳ እንተሃለዎም፡ ብዝምድናዊ ሚዛን ኣብ ነንሓድሕዶም ምስቲ ዕላማታቶም ኣብ ግምት ብምእታው ዘፈላሊ ነጥብታት ኣለዎም። በዚ መንገዲ’ዚ ክንርእዮ ከለና ዲክታቶር ኢሳያስ’ውን ካብ ካልኦት ዝፈልዮ ነጥቢ ኣለዎ። ብመሰረቱ ኢሳያስን ናይ ጥንቲ ዕላምኡን ንኣግእዞ ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ሓንቲ

READ MORE

ምብጻሕ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኣስመራ ኮሸምሸም ገዲፍካ እንታይ ቁምነገርከ ተረኺብዎ? (ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል 13/07/2018) ናይ ሓደ ግላዊ ትካል ወይ ኩባንያ መራሒ ንምዃን ተወዳዲርካ ኢኻ ትረኽቦ፡፡ ኣወዳዲሮም ነቲ ዝበለጸ ዝመርጹ ከኣ ኣባላት ቦርድ ናይቲ ትካል ወይ ኩባንያ ኢዮም። ኣነ ኣብ ሓደ ደቀይ ዝምሃርሉ ቤት ትምህርቲ (ኣብ ዓዲ እንግሊዝ)

READ MORE

ዝባን ስዉኣት ኤርትራውያን፡ ከይንድመር ከይንጎድል ቀዳሞት ክምስሉ እንከለዉ፡ “ከልብስ’ያ ትቅረበሉ ስጋ’ምበር ትወድቆ ሓኽሊ ኣይፈልጥን’ዩ” ኢሎም። እዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ኣብ ሓጺር እዋን ተራእዩ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ርክባትን ተስፋ ሰላምን፡ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ንነዊሕ ዓመታት ክብህጎ ዝጸንሐ’ዩ። እቲ ብምትህልላኽን ህርፋን ስልጣንን መራሕቲ ህግደፍን ወያነን ብሰበብ ዶብ ዝተባርዐን

READ MORE

07/11/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ተጋጊኻ ዶክተር ትህወኽ ኣለኻ ሓቂ መሲሉካ እምብዛ ጎይኻ ኩሉ በጺሕካዮ የማኑ ጸጋሙ መሓዙት ጌርካዮም ህዝቢ ዝጠለሙ     ድሮ ንኢሳያስ ሓለቓ ጌርካዮ     ናይ ልቡ ሰሚዑ ኪር-ኪር ኣቢልካዮ     መንገዲ ረኺቡ ወዮ መታለሊ     ካልእ ሕልሚ ’ይብሉን ንሳ’ዩ ዝደሊ ተጋጊኻ! ንጒሆ ብዓንተቦ መለስ ከሊኡዎ ‘ተደሌኻ ድሕረይ ሃሰስ በላ ’ልዎ እንታይ ገዲሱዎ ደም ዝኸፈልናሉ ኰርዩ ዝነበረ ሰይጣን

READ MORE

ደጊም ደሃይ ሰላምን ወረ ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃላሕ ኣሎ። ብዘይካ`ቶም ናይ ኲናት መሳርሒ እናሰርሑ ዝሸጡን እቶም ካብ ዕግርግር ዝርብሑን እንተዘይኮይኑ እቶም ካለኦት ኩሎም ወይ ዲርጋ ኩሎም ህዝብታት ብሰላም ስለ ዝርብሑ ሰላም ዝጸልእ የለን ክበሃል ይከኣል። ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከኣ ካብ ሱሳታት ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብፍላይ ምስ ሱዳን ምስሕሓብ ምስ ጀመረ፡ ምስ ጅቡቲ `ውን ኣብ ቀዋሚ ጽልኢ ስለዝጸንሐ፡ ናይ ኢትዮጵያ ተደሚሩዎ ብጸላእቲ ተኸቢቡ ዓቕሉ ስለዝጸበቦ፡ ንስልጣኑ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኩነታት ክመጽእ ኢዩ ኢሉ ኣብ ጭንቀት ብምውዳቑ፡ ካብቲ ናይ ሞትን ሕየትን ዝኾኑ ኩነታት ከበባ ንምውጻእ፡ ንምምጻእ ኣቢይ ኣሕመድ

READ MORE