Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምብጻሕ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ጎንደርሲ ኬድካ፡ እንታይ ሒዝካኸ ተመለስካ! (ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኢል 01-07-2018) ኣብዚ ቕንያት “ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዘይወግዓዊ መንግስቲ ኣብ ድርድር ከይኣቱ ክዕገት ኣሎዉ”  (Prime Minister Abiy Ahmed of Ethiopia should be stopped from engaging with the illegitimate regime in Eritrea)

READ MORE

እቲ `ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ከይወጽአ፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀሪስ ብኮምሽን ዶብ ዝተበጽሐ ቀያድን ናይ መወዳእታን ብይን ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከይተተግበረ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣይንዛራረብን ኢና` ብዝብል ምስምስ ንልዕሊ 16 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ቅልውላዉ ከይፈትሕ ጅሆ ሒዙዎ ዝጸንሐ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ፡ ከተማ ሎንዶን ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ትማሊ ዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ብዛዕባ ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዘተየ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና። ብሰንኪ ዶባዊ ግጭት፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ኣደራዕ ብሓጺር ቃላት ክግለጽ ዝከኣል ኣይኮነን። እቲ

READ MORE

ነጻነት ኤርትራ ንኸትርከብ ናይ ኣቦታትናን  ኣዴታትናን ሕዝብናን ዝደኸመሉን ዝተሰወኣሉን ከምኡ ድማ እታ ሓያል ቅልጽም እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝተገለጸትሉ ምንባሩ ይዝከር። ሎሚ ድማ ነዚ ተረኺቡ ዘሎ ጭራ ናይ ሰላም ኩላትና ክንስዋኣሉ፡ ሰላምና ክነውሕስ ግዜ ባዕሉ ይጠልበና ኣሎ። ክንስዋእ ክብል ከለኹ፡ ከምቲ እቶም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዕሸል

READ MORE

መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዓሚቚ ምትእስሳር ከምዘሎ ጠቒሱ ምስ ኤርትራ ሃናጺ ዝምድና ከማዕብል ከምዝደሊ ምግላጹ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ምኽትል ሓላፊ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ዑመር ዓጣ ትማሊ ብምኽንያት ዝኽሪ ስዉኣት ኤርትራ ምስ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ካርቱም ድሕሪ ምርኻቡ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፡

READ MORE

1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክራኸቡ ምዃኖም ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝሓበረ፡ ኣብ ኢትዮጵያ በጺሖም ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር `ታ ሃገር ዝተራኸቡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስርዓት ህግደፍ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ

READ MORE

An Eritrean Perspective to Sustainable Peace vis-à-vis the Implementation of the International Boundary Commission Verdict By Kebreab Isaac W/Sellassie, Ph.D (London) 25 June 2018  Introduction: Peace, namely the genuine and just peace, is the highest good of men and nations, the most fundamental value of a society. Human

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ክቚጸርን ክግመትን ዘሸግር ህይወትን ንብረትን ብምኽፋል ዘረጋገጾ ናጽነቱ፣ ንዘልኣለም እናተዘከረን እናኸበረን ዝነብር ሞራላዊ ሃብቲ እዩ። ነዚ ኣብ እንዝክረሉ እዋን ድማ፣ ነቶም ብማይ ደሞምን፡ ብእምኒ ዓጽሞምን ንናጽነት ዝተኸሉ፣ ኩቡራት ሰማእታትና ኢና እንዝክር። ንሶም ምስ ዝዝከሩን ዝኸበሩን ጥራሕ ድማ እዩ፣ እቲ ናይ ናጽነታዊ መንፈስ ኣብ

READ MORE

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ሰሉስ 26 ሰነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ንዝሓዘ ልኡኽ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ድሕሪ ምቕባሉ፡ ኣብ ዝገበሮ እንግዶት፡ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረ ፍልልይ ኣብቂዑ `ዩ፡ ብምባል

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=BhADMLPhZHE&feature=youtu.be

READ MORE

ክቡራት ተኸታታልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ከምዚ ልኡኽና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጋዜጠኛ ዓይነታ ኣብ ከባቢ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ቦሌ ተረኺቡ ከምዘረጋገጾ፡ ልኡኽ ኤርትራ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርኻብ ሎሚ ድሮ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ `ሎ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ጠለብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግሉጽ ኮይኑ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዝውከል ባይቶ ኮነ

READ MORE

ነቲ ብምኽንያት ዶባዊ ምስሕሓብ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሐ ተጻብኦ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተወሰደ ቀጺሉ ብኤርትራ ደገፍ ዝረኸበ ተበግሶ ብዝምልከት ኣፈናዊ ርከብ ንምግባር፡ ልኡኽ ኤርትራ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበጽሕ ኣፈኛ ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ከምዝገለጸ ሮይተርስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር

READ MORE

ብመሰረት ኣቀዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ ንዓርቢ ዕለት 29 ሰነ 2018 ካብ ሰዓት  10:00  ቅድሚ ቀትሪ ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክፍጸም እዩ። ጸሎተ-ፍትሓት  ካብ ሰዓት 10:00 – 12:00 ኣብ ናይ ሰርብያን ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን (Serbiska Ortodox kyrkan i Kortedala.) ኣድራሻ - Runstavsgatan 9, 41508 Göteborg ልክዕ

READ MORE

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ትማሊ ዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ዘቲናሎም። ዝኽሪ ስዉኣት ኤርትራን ዕላማታቶምን፣ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ኩነታት፣ ዕማም ናይ ሕቡራት መንግሥታት ዝወከሉዎ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ዝርኤ ዘሎ ሓደ-ሓደ

READ MORE

ካብ ምዝዋር መኪና ሕሩማት ዝነበራ ደቀንስትዮ ስዑዲ ዓረብ እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊአን ጸኒሑ ዝጸንሐ እገዳ ናብ ሎሚ ካብ ዘውግሐ ፍርቂ ለይቲ ድሕሪ ምብቅዑ ኣብ ጽርግያታት `ታ ሃገር መካይን ክዝውራ ከምዝጀመራ ስካይ ኒውስ ሓቢሩ። ሓንቲ ሰዓት ቅድሚ ምእካሉ ብበዓል ቤታ ኣብ ዝመርሓ መኪና ከተማ ወሪዳ፡

READ MORE