Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብ ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ብጥንቲ ማሕበራውን ፖለቲካውን ምሕደራ ከየማዕበለ ኸሎ፡ ኣብ ነኣሽቱ ጉጅለታት ተኸፋፊሉ ቀቢላዊ ንጥፈታቱ የካይድ ነይሩ። ኣብቲ እዋንቲ፡ እቲ ከሕብሮን ኪጠምሮን ዚኽእል ዝነበረ እንኮ ሓይሊ፡ እቲ ናይ እምነትን ማሪትን ሓይሊ እዩ ዝነበረ። ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዚፍጸም ዝነበረን ኪገልጾ ዘይክእል ዝነበረን ተፈጥሮኣዊ ክስተታት (ከም ንኣብነት፡

READ MORE

ትማሊ 6 ግንቦት መበል 20 ዓመት ምጅማር ናይቲ ብዶብ ተመኽንዩ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዝተኻየደ፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት ብውሑዱ ህይወት ልዕሊ 100 ሽሕ መንእሰያት ክልቲኤን ሃገራት ዘህለቐ መዕነዊ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ገጻት ዝተፈላለያ ጋዜጣታት ዓለም `ኳ እንተተጠቕሰ፡ ህዝቢ ክልቲኤን ሃገራት፡ ብፍላይ ድማ እቲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብዕለት 4 ግንቦት 2018 ኣባ እምሃ ንዝተባህሉ፡ ኣብ ዓደባዓኾኾይ ከባቢ ኣስመራ፡ መንፈሳዊ መምህር ዝነብሩ፡ ፈላሲ መምህር ዜማ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትይዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ እዞም መነኮስ ብዕለት 4 ግንቦት ናብቲ ስማዊ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትሬያሬክ ብምኻድ፡ `ንበዓል ኣባ

READ MORE

መስራትን ሓድነታውን ጉባኤና፣ ጉባኤ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ “ ንጉዕዞ ሓርነት ብሓድነት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፣ ንኣርባዕተ መዓልታት ማለት ካብ ዕለት 27 - 30 ሚያዝያ 2018 ብ ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ወከልቲ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ። ከምኡ’ውን ክመጹ ዘይከኣሉ ወከልቲ ኣባላት ብሓገዝ ቴክኖሎጂ ብምስታፍ፣ ዓሚቕ ዘተ ብምክያድ

READ MORE

ብ ኣማኑኤል ሳህለ   ኣደይ ማኑ፡ ኣብ ውሽጢ ካንቸሎ በይነን ይቕመጣ ስለ ዝነበራ፡ ነቲ ዝርካቡ ንብረተን ከይስረቐን ብማለት፡ ከልቢ ኣጥርየን ነይረን። ይኹንምበር፡ ነታ ኸልበን  ጣይታ ጥራይ ይድርብያላ ብምንባረን፡ ዕባራን ውሕ ንኽትብል ድማ እኹል ሓይሊ ዘይነበራን ፍጥረት እያ ነይራ። ስለዚ፡ ኣደይ ማኑ እቲ ናይታ ከልበን ዝና ኣብ ልዕሊ

READ MORE

ወርሒ ግንቦት፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ፍሉይ ምዕራፍን ዝኽርን’ዩ ዘለዋ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት መሪር ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ነቲ ዝስዓር ዘይመስል ናይ ሓያላት ሃገራት ምሉእ ዘይጉድል ኩለንተናዊ ደገፍ ዝነበሮ መግዛኣቲ ኢትዮጵያ ብስሙር ቅልጽሙ ስዒሩ ልኡላውነቱ ኣረጋጊጹ። ግደ ሓቅን ፍትሓን ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብመጠን ንመሰሉን

READ MORE

ጀኔቫ (2 ግንቦት 2018) - ዓለም ሎሚ 3 ግንቦት ምዓልቲ ናጽነት ፕረስ 2018 ኣብ እትዝክረሉ ዘላ ኣጋጣሚ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ሺላ ኪታሩት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ናጽነት ፕረስ ዘዘትሮ ዘሎ ነቲ ዓፋኒ ቀይድታት ደው ከብሎ ትጽውዕ። ንጋዜጠኛታት ኤርትራ፡ እቲ

READ MORE

  ፖሊቲካን ሃይማኖትን- ናይ ኤርትራ ቅልውላው- Eritrean Opposition Crisis                                                      ብፍስሃ ናይር                                  " Build A Wall between State and Religion"                                                                      Thomas Jefferson                       ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እንተረኤና ካብ ፖሊካዊ ቃልሲ ክሳብ ብረታዊ ቃልሲ ቀጺሉ ድማ ድሕሪ ናጽነት

READ MORE

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ ድምጽኻ ናብ ማዕበል ተመሊሱ `ሎ `ሞ፡ ልቦናኻ ናብ ልቡ ይመለስ!!   እታ ን10 ዓመት፡ ዓምጽን ውዲትን ናይቲ ማህጸን ለዋሃት ኣዴታትካ ንዘፍረዮም ጀጋኑ ሓዚሉ ኣብ ዘዕበየ ዝባንካ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ እኩይ ምልካዊ ስርዓት ብምቅላዕ፡ ንኣውያትካ ካብ ትሕቲ መሬትን ዕምቆት ባሕርን ኣውጺኣ ኣብ ኣየርን ሰማይን ዘቃልሐት፡ ድምጽኻ ድምጺ

READ MORE

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ ዶ? መልስኻ/ኺ እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይን

READ MORE

ብ ኣማኑአል ሳህለ ኣስታት 20 ዓመታት ይገብር፡ ኣብ ኣስመራ፡ እቲ ኣብ ጥቓ ገዛይ ኣብ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ተሰቒሉ ዝነበረ ታቤላ፡ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ዚብል ጽሑፍ ዝሓዘ እዩ ነይሩ። ብልበይ ድማ፡ እዛ ፍትሒ እትብል ቃልሲ ክሳዕ ክንደይ እያ ተናዒቓ ዘላ፡ ክሳዕ መኣስከ እያ ተናዒቓ ክትነብር ተመዲቡላ ዘሎ፡

READ MORE

መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ ኪም ጆን ኡን፡ ከምኡ `ውን ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ሙን ጃ-ኢን ብናይ ኮርያ ኣቆጻጽራ ሎሚ ሰዓት 9 ንጉሆ ኣብቲ ብ demilitarized zone ዝፍለጥ ካብ ወተሃደራዊ ህላወ ነጻ ዝኾነ ዶባት ክልቲአን ሃገራት ብኣካል ተራኺቦም ታሪኻዊ ናይ ሰላም ውዕል ድሕሪ ምፍርራም ነቲ ን65 ዓመት ዝጸንሐ

READ MORE