Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ምዓልታት ሓደ ተኽለ ሰንበት ዝተባህለ ናይ ኮለኔል መዓርግ ዘለዎ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ ኤርትራ ኣምሊጡ ብወገን ሰዋኪን ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዉ ክጭውዩዎ ናብ ሱዳን ሰሊኾም ዝኣተዉ 6 ስለያ  ምክትታል ዶባት ኤርትራ ብ ጸጥታ ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት

READ MORE

ማዕከናት ዜና ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣምባሳደር ዶናልድ ያማማቶ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ድሕሪ 14 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምፍጻም ምስ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ምርኻቡ ብምጥቃስ፡ “እቶም ‘ከነጥፍኣኩም ኢና፡ ኣይንፈትወኩምን ኢና’ ዝብሉና  ዝነበሩ ጸላእትና፡ ጽንዓትናን ሓቅነትናን ስለዝሰዓረ፡ ‘በጃኹም ተዓራረኹና ፍተዉና’ ይብሉና ኣለው” ብምባል ዋጥየንን ኣቃጪጨንን። እንተኾነ

READ MORE

ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ከባቢ 1962፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ተምሃራይ ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ኣብታ ከተማ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ብዙሓት ኣይነበሩን። እቶም ዝነበሩ ግን፡ ካብ ሰቦምን ዓዶምን ባህሎምን ርሒቖም ብምንባሮም፡ ዚእክቦምን መንነቶም ዚሕልወሎምን፡ ስምዒት ውሕስነት ዚህቦምን መፍትሔ ንኺረኽቡ ነዊሕ ግዜ ኣይወሰደሎምን። ኣብቲ እዋንቲ እዩ ማሕበር ምትሕግጋዝ ሰምዓሰም

READ MORE

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ ዶ? መልስኻ/ኺ እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይን

READ MORE

ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ `ኣካይዳና ገምጋም የድልዮ ኣሎ፡ ምትእትታው ህግደፍ ኣብ ዕማማት ሚንስትሪታት ገደብ ይገበረሉ፡ ንብረት ህዝብን ሃገርን ብፍላይ ኣታዊታት ወርቂ ዕደና ቢሻ ወግዓዊ ጸብጻብ ክግበረሉ ኣለዎ` ብምባል ኣብ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኣትሪሩ ተቓውሞኡ ብምግላጽ፡ ኣብ ትሕቲ ውልቀምልካዊ ምሕደራኡ ምምብርካኽ ዝኣበየ ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ብርሃነ ኣብረሀ፡ ከምቲ

READ MORE

ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ደገፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና፡ ኣብ ዳግማይ ምጅማር ሳትላይት ራድዮ ኣሰና ናብ ኤርትራ ተወሳኺ ገንዘባዊ ሓገዝ ክገብሩ ንዘቕረብናሎም ጻውዒት ኣውንታዊ ምላሽ ብምሃብ ኣበርክቶ ክገብሩ ጀሚሮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ሓደ ስሙ ክዕቀበሉ ዝደለየ ግዱስ ደጋፊ ኣሰና ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሓደ ሽሕ ዶላር ኣመሪካ

READ MORE

ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ኤርትራውያን፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ክፍሊት ሳተላይት ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ራድዮ ኣሰና፡ ፍትሕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ዘገድሶም ውፉያት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ `ንሕና ከለና እታ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና ደው ክትብል የብላን` ኢሎም፡ ናይ ሳተላይት ወጻኢታታ ክሽፍኑ ብዝኣተዉዎ

READ MORE

ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ኤርትራውያን፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ክፍሊት ሳተላይት ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ራድዮ ኣሰና፡ ፍትሕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ዘገድሶም ውፉያት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ `ንሕና ከለና እታ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና ደው ክትብል የብላን` ኢሎም፡ ናይ ሳተላይት ወጻኢታታ ክሽፍኑ ብዝኣተዉዎ

READ MORE

ኣእምሮ ተሓለቕቲ (The mind of apologists) ብ ኣማኑኤል ሳህለ   ሽሕኳ ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሓል እንተ ተባህለ፡ ኣደይ ለቱ ግን ነቲ እንኮ ውላደን፡ ኣብ ኩሉ ኩነታትን ኣጋጣምታትን እየን ዚሕለቓሉ ዝነበራ። ሓደ እዋን ብስርቂ ተኸሲሱ ምስ ተኣስረ፡ ወደይ ከምዚ ኣይገብርን እዩ፡ ዘጋገዩዎ ድማ እፈልጦም እየ፡ ደኣ እየን ዝበላ እምበር፡

READ MORE

ኣብ ዝኾነ ሕብረተሰብ፡ ተራ ስነ ጥበብን ስነ-ጥበኛታትን፡ “ኣገዳሲ’ዩ፡ ልዑል’ዩ” ኢልካ ብተራ ቃል ዝግለጽ ኣይኮነን። ስነ ጥበብ ኣብ ዝተፈላለየ ሕብረተሰብን መዋእልን ሓደ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ናይ ሓባር፡ መግለጽን መለክዕን ግን ኣለዎ። ብመልክዕ ስነ-ጥበብ፡ ንእንታይነት ሕብረተሰብ፡ ጠባያት ሰባት፡ ጸበባን ራህዋን፡ ሓዘንን ሓጎስን፡ ስስዐን ልግስን፡ ትህኪትን ህርኩትነትን፡ ድኽነትን ሃብትን፡ ፍቅርን

READ MORE

ማሕለኻ ዘይብሉ ጸባ ድፉእ! ሕጊ ዘይብሉ ህዝቢ ጥፉእ!’ ሳልሳይን መወዳእታን-- “ክወግሕ’ዩ ቀደድ ክብል ለይቲ!”  (ኣዝማሪኖ.ኮም)                                                                                                                       ዳስ ክንትክል ኢና ክነንጽፍ ሰቲ                                                                                                                             ክንቅበል ኢና ካብ ስደት ተመለስቲ                                                                                                                           ክንጎዪ ኢና ናብ ስራሕ ትምህርቲ                                                                                                                                      ኣብ ደምበ ሳዋ ክነልምዕ ኢና ኣሕምልቲ ጽሩይ ማይ ክንሰቲ ኢና ዘይብሉ ዓለቕቲ ሰላም ኣሓትን ኣሕዋትን። ንኣመንቲ ክርስትና ርሑስ

READ MORE