Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ እታ ኣቅጣጫይ ኣነጺረን ኣሚተን ዝተሰቀልኩዋ ጃልባ፤ ብኽቆጻጸሮ  ዘይካኣልኩ ኩነታት ንንፋስን ማዕበልን ተማእዚዛ ካብ ደንደስ ቃልሲ ናብ ደንደስ ስደት ገጻ ምስ ኣቅረበትኒ እቲ ሕሰም ቁልጭ`ሉ ተራእየኒ ። ንባህገይ ቃልሲ`ምበር ስደት ከረጋግጾ ዘይክእል ብምንባሩ ዝጽወር ኣይነበረን፤ እዚ ስደት ከስዕበልና ዝኽእል ሃስያታት ክሽትት ጀመርኩ፤ ስደት ናብ ውርደት

READ MORE

ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ታሪኽ ጅግንነትን ውድቀትን፡ ዕንወትን ህንጸትን፡ ተስፋን ቅብጸትን፡ ውድቀትን ዓወትን፡ ፍርሕን ጽንዓትን ጥፍኣትን ህላወን፡ መስዋእትን ሕየትን፡ ልወሃትን ጭካነን፡ እምነትን ክሕደትን፡ ተጻብኦን ደገፍን፡ ሓድነትን ምብትታትንን’ዩ። ኣብ መወዳእታኡ ግን ንኹሉ ሓጎጽጎጽን ውረድ ደይብን መሪር ጉዕዞን ሰጊሩ ፍረ መስዋእትን ጥምረቱን ልኡላዊት ሃገሩ ምውናን በቂዑ። እዚ ብቃላት

READ MORE

ዕረፍቲ ተቓላሲት - ኣራራት ኢዮብ                          ፍሥሓየ መብራህቱ ኣራራት ኢኺ ያታዊት እምባ ኣውሊዕ ዘጠጥዐት ዘብቆለት ዕማባባ ቅናት ኣደይ ማርያም ሕብሪ ዝዓጀባ ፈጣሪ  መሓለ ኣይሂ ከይድብባ ምድርና ክትሕደስ ወቕትታታ ሂባ። ዝጨቀየት መሬት ደም ተጀሊጣ ማይ ጓቝመን ክትሕጸብ ሕማማ ፈሊጣ ሓደ ኢላ ክትጅምር ዳግም ተወሊዳ ቀይሕ ገበል መጸ ዘሊሉ ኪጎብጣ ንዕሸል ሓርነት ክጥህራ ክውሕጣ። ኣራራት ጓል ያቱ -

READ MORE

ሓደ ጉጅለ ፓይሎታት እስራኤል ካብታ ሃገር ብ መንግስቲ እስራኤል ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝስጎጉ ኣፍሪቃውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ምምብራር ነቲ መንግስቲ ከምዘይተሓባበር ብወግዒ ከምዘፍለጠ news week ንማዕከናት ዜና እስራኤል ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ ናይ ፓይሎታት እስራኤል ተቓውሞ፡ Zizim Community Action ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ማሕበር እስራኤል፡ ማሕበር ኣቭየሽን እስራኤል ከምኡ `ውም ማሕበር

READ MORE

ኣዚያ ክብርትን ፍትውትን ሓርበኛ ሓፍትና ኣራራት ኢዮብ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኾሎን  / ጀርመን ዝሓለፈ ሰሉስ ዕለት 16. ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና ። ናይ ክብርቲ ሓፍትና ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ኣብዚ ኣብ ታሕቲ እንስፍሮ ኣድራሻን ሰዓትን ቦታ ክፍጸም ስለዝኾነ ንኹሉ ቢተሰብን ፈታዉን፡ መሓዛን ብትሕትና ንሕብር

READ MORE

ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያንን ስደተኛታት ነቲ መንግስቲ እስራኤል ናብ ሳልሳይ ሃገር ብፍላይ ናብ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ንምምላሶም ኣዋዲዱዎ ዘሎ ውጥን ብምቅዋም ሎሚ 22 ጥሪ 2018 ኣብ ቴልቪቭ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ንሳቶም ኣብ ፊት ኤምባሲ ሩዋንዳ ቀሪቦም ኣብ ዘስምዑዎ ተቓውሞ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ብገንዘብ ተደሊሉ ስደተኛታት ክቕበል ከምዘይብሉ ተማሕጺኖም። ቀዳማይ

READ MORE

ኣብዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንፋስን ማዕበልን ቁርን ዝረኣየሉ ሓደገኛ ወቕቲ ሓጋይ ዘይንቡር ዋሕዚ ስደተኛታት ይርአ ምህላዉ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ዝርከቦም ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ዓለም ደጋጊሞም ይገልጹ ኣለዉ። ኣብዚ ሓድሽ ዓመት 2018 ዳርጋ መዓልታዊ ካብ ሊብያ ዝብገሳ ዘለዋ ዘይውሑሳት ጀላቡ ገሊአን ጥሒለን ኣብ ልዕሊ ሓያለ ስደተኛታት ናይ

READ MORE

When we were young and I called you “best friend” you were also (to me) my dream future-sister-in-law. And when we were teen age girls in Asmara, we laughed, exchanged fashion ideas and damaged my brother’s bike trying to learn how to ride it. [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/01/A-book-and-a-yellow-flower-to-my-friend-Ararat-Eyob-3-1.pdf"] Subscribe

READ MORE

ጠመተናን ቆላሕታናን ኣባኻ'ዩ ህዝብናን ስራዊትናን::ሓዊ ክእገድ:መኖም ክስሕን: መኖም ብቑልዒ ክስንብድ:መኒና ክፋውዝ:መኒና መጥፋእቲ ሓዊ ክእዝዝ::መኖም'ዩ ሓቀኛ ንመኖም  ከነቀድም:ኩሎም ሓደ:መኖም ዝያዳ ክንመሚ ግዜኡ ኣይኮነን::(ብኣካልን መንፍስ ሓደ እዮም)::ተስፋና ካብ ጅግና ስራዊትናን ህዝብናን ንብል: ጻውዒትና ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ ነቅንዕ  ኣለና:: ምሕጽንታና ድማ: ኤርትራውያን ካብ ሸየጥቲ ፉሩታ ሙኻን ንጠንቀቅ!! ኢቲ ዝወረሐ

READ MORE

መንግስቲ ሆላንድ፡ ከም ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ  ንስርዓት ህግደፍ ወኪሉ ኣብ ኔዘርላንድስ ንዝነበረ ተኸስተ ገብረመድህን ዘሙይ  ከምዝሰጎጎ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሎሚ ረቡዕ 17 ጥሪ ምግላጹ ሮይተርስ ካብ ኣምስተርዳም ሓቢሩ። ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ሃገር ገዲፎም ንዝተሰደዱ ኤርትራውያን ብኣስገዳድ ግብሪ ከኽፍል ከምዝጸንሐ ዘየማትእ ጭብጢ ስለዝተረኽበ፡ ንወኪል

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ እቲ “መሬት ኤርትራ ብወያነ ተጎቢጡ’ሎ” እናበለ ቅዋም ንኸይንደፍ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክቅጽል ከም መመኽነይታን ንብልሹው ምምሕዳሩ ከም መጎልበብን ንዓመታት ክዋጥዮ ዝጸንሐ መጣልዒ ወረቀት ምስተወድኦ፡ ሎሚ ድማ ምስታ “ብድጎማ ኣመሪካ ትነብር፡ ምስ ሃብታ ዝደኸየት ሃገር” ኢሉ ከናሽዋ ዝጸንሐ ግብጺ፡ ከም ዕዳጋኣ ዝዓመረላ በዓልቲ ስዋ ወደኽደኽ

READ MORE