Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንግስቲ ሱዳን ሎሚ ሰንበት 14 ጥሪ ድሕሪ ቀትሪ፡ ብኣሽሓት ዝግመት ህጹጽ ናይ ደገፍ ሓይልታት ሰራዊት ናብቲ ድሮ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊት ሱዳን ከም ተደራቢ ልኢኹ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ከሰላ ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ኣብቲ ባዕላቶም ዝሰኣሉዎ መረጋገጺታት ኣሰንዮም ዝለኣኹልና ሓበሬታ፡ ምስቲ ሰራዊት ዝመጽአ ቃፍላይ

READ MORE

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶላንት ትራምፕ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፡ ንፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመሪካ ብዝምልከት ካብ ክልቲኡ ሰልፍታት ኣመሪካ ምስ ዝተወከሉ ሰነተራት ኣብ ዋይት-ሃውስ ዘካየዶ ዕጹው ኣኼባ፡  ሃገራት ኣፍሪቃ እንዳጓሓፍ ምዃነን ዝጠቅስ ጽዩፍ ርእይቶ ከምዝሃበ ኣብ ማዕከናት ዜና ኣመሪካን ዓለምን ድሕሪ ምዝርግሑ፡ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝውክል ሕብረት ኣፍሪቃ፡

READ MORE

  ነቲ ሰራዊት ኣዋፊራ ዶባት ኤርትራ ሱዳንን ንምዕጻው ዝወሰደቶ ስጉምቲ፡ `ኮንቶባንዳን ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንምቊጽጻር` ከምዝገበረቶ ብማዕከናት ዜና ከተማኻንየሉ ዝቐነየት ሱዳን፡ ሎሚ 11 ጥሪ ኣብ ዘውጽኣቶ ወግዓዊ መግለጺ፡ ብወገን ምብራቕ ሱዳን፡ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ኣሕዲረናላ ከምዘለዋ ብወግዒ ከምዝተኣመነት ኣገልግሎት ዜና ቻይና፡ ሺንዋ ሓቢሩ። ` ኣኼባ ቤትጽሕፈት መሪሕነት

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ግብጺ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ፈጺሙ ካብ ካይሮ ከምዝተፋነወ egypttoday.com ሓቢሩ። ንሱ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋትሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ዝገበሮ ርክባት ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ እዋናዊ ዞባዊ ፖለቲካውን ጸጥታውን ምዕባሌታት ብኸመይ ከምዝገጥሙዎ ከምእተዘራረበ እቲ መርበብ ሓበሬታ የገንዝብ። ክልቲኦም ወገናት `ጸጥታን ምርግጋእን ንምውሓስ` ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት

READ MORE

ወተሃደራት ግብጺ ኣብ ኤርትራ ኣትዮም ከምዘለዉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ ግዜ ከምኡ `ውን ሱዳን ሰራዊታ ኣዋፊራ ምስ ኤርትራ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ ኣብ ዘላትሉ እዋን፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ኣል ሲሲ ንምርኻብ ሎሚ ንጉሆ 9 ጥሪ ካይሮ ኣትዩ ከምዘሎ Egypt today ዝተባህለ ጋዜጣ ግብጺ ሓቢሩ። ክልቲኦም

READ MORE

ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ዝኾነ፡ ህዝቢ ወይ እኩብ ሰብ ዚነብረሉ ክልል፡ ስርዓትን ርግኣትን ንኺህሉ፡ ህዝቢ ድማ ብሰላም ሓሪሱን ነጊዱን መታን ኪነብር፡ ሓደ ብላዕሊ ኾይኑ ዘመሓድር "ኣያ''ን ንኣኡ ምስ ታሕቲ ዘራኽቡዎ ደገፍትን ኣውታራትን ኪህልዉ ግድን እዩ። እዚ ድማ መንግስቲ ይብሃል። እንስሳታት ከይተረፉ፡ ብወገኖም ከም ዕስለ ወይ ጉጅለ ኮይኖም

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት 1500 ወተሃደራት ግብጺ ኣብ ማርሳ ተኽላይ ሰሜናዊ ሳሕል ከምዝበጽሑ፡ ቀጺሎም 20 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ሂምቦል፡ 15 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ከርከበት፡ 43 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ሳዋ ከምዝተራእዩ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ትማሊ 7 ጥሪ `ውን ዓሰርተ ኦራላትን ብርክት ዝበላ ላንድክሮዘራትን ዝሓዘ ሰራዊት ሰሜን ካብ

READ MORE

ኣብዛ ንነብረላ ዗ለና ዓለም ፈጣሪ ዋላ ነቶም ዝኽሕድዎ ኣብ ዕዯልኡ / ኣብ ሂባ ጸጋታቱ ከም ዗የዲልዎም። ፈልዩ ከም ዗የጥምዮም ከም ዗የጽምኦም ፤ ዯቂ ሰብ ኣብ ዓለም ንትእዛዛቱ ተቀቢሎም ወይ ነጺጎም ክነብሩ ከም዗ፍቀዯ ፤ ንተግባራትና ንፍረዯሉ ቦታ ኣብዛ ዗ለናያ ዓለም ከም዗ይኮነ ኸኣ ንርዲእ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/01/ሃይማኖት.pdf"]       Subscribe ASSENNA YouTube

READ MORE

ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ብሰሪ’ቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓትን ድኽነትን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከም ስደተኛታት ኮይኖም ከርፋሕ ናብራ የሕልፉ ኣለዉ። ካብኡ ናብኡ፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ፡ እስራኤል፡ ደቡብ ሱዳንን፡ ጁቡቲ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ እቲ ኣህጉራዊ ሕግታት ዘፍቅዶ ንስደተኛ ዝግባእ መሰላትን ውሕስነትን ከም መንበሪ

READ MORE

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር፡ ብፍላይ ኣብ ዞባታት ከሰላን ሰሜን ኩርዱፋንን ን ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ ሓደጋ ኣዋጅ ድሕሪ ምእዋጁ፡ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዋስና ዶባት ወተሃደራት ኣዋፊራ ከምዝዓጸወቶ ሮይተርስ ንኣገልግሎት ዜና ሱዳን SUNA ብጥቃስ ሓቢሩ። ኣገልግሎት ዜና ሱዳን እቲ ዶባት ስለምንታይ ከምእተዐጽወ ምኽንያት ኣይሃበን። ኣገልግሎት

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሓድሽ ዓመት ኣብ ኣቡዛቢ ምስ ኣሚራት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ድግስን ዕንደራን ኣሕሊፉዎ ክንሱ: እታ ንመከራን ወጽዓን ህዝቢ ኤርትራ ዓብዒባ ንውልቀምለኣኽነት ኢሳይያስ እተጸባብቕ መጋበርያ ምልኪ ኤሪ-ቲቪ ብስም `ቲ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይነበረ ኢሳይያስ ናይ ፈጠራ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብምቕራብ፡

READ MORE

ዝኾነ ስርዓት ወይ ህዝቢ ብዛዕባ ታሪኹ ጸጽቡቑ እዩ ዝስንድ፡ ዘዘንቱ ወይ ዘዕልል። ዝበዛሕና ኤርትራውያን’ውን ንታሪኽና ኣጸባቢቕና ኢና ክንገልጽ ጸኒሕና። ታሪኽ እወታውን ኣሉታውን ባህሪ ከም ዘሎዎ ንፈልጥን ንግንዘብን ግን ክንደይ ኢና። ነዚ ፈሊጥና ንቕበሎን ንገልጾንከ ክንደይ ኮን ንኸውን። ብፍላይ ሎሚ እዋን ምስ ህላዌ ደጋፊ፡ ተቓዋሚ፡ ህግደፋዊ፡

READ MORE

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ነቲ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ወጻዒ ስርዓት ንኣብ ልዕሊ ህዝብናን ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ዘውርዶ ዘሎ ኩሉ ዓይነት ዓመጽን ግፍዒን ንምቅላሕን ንምብዳህን : ን ሓሙስ ዕለት 8 መጋቢት 2018, ኣብ ደን ሃግ ( Den Hague, Netherlands), ሆላንድ,

READ MORE

መደበር ተለቪዥን ስርዓት ህግደፍ፡ ብ30 ታሕሳስ 2017 ኣብ ዝመሓላለፈቶ ዜና፡ ኣብ ከተማ ዓዲዃላ 02 ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ፡ ኣብ ንብረትን መንበሪ ኣባይትን ጉድኣት ከምዘወረደ ብተንቀሳቃሲ ስእሊ ዝተሰነየ ሓበሬታ ኣቅሪባ። ኣብቲ ዜና፡ ህዝቢ ኣብ ናሕሲ ኣባይቲ ብምድያብን ኣብ መሬትኑ ኮይኑ፡ ብሳንኬሎታት፡ ጀሪካናትን መገለል

READ MORE