Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሕብእቲ ሰልፊ ብዓይኒ ዘይኣባላታ                          ታደሰ ኪዳነ                        በርሚንግሃም                                     3ይን መወዳእታን  ክፋል            29 ታህሳስ 2017   ኣብ ካልኣይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ብዛዕባ’ቲ ብላዕለዎት ኣባላት ናይታ ሕብእቲ ሰልፍን ተለኣኽቶምን፡ ንሕጋውነት ምቕንጻል ኣባላት “መንካዕን የሚንን” ከምኡ’ውን ንመምዘኒታት ሕርያ ንኣባልነት ናብታ ‘ሕብእቲ ሰልፊ’ ዝብል ስም ዘጠመቑዋ ትካል ስለያኦም ኣመልኪቶም ዝህብዎ ዘይቅኑዕን መደናገርን

READ MORE

ብጻይ ካሕሳይ የሕደጎ ኤርትራዊ  ኣባ መጋቢ - ኤርትራዊ ካርልሃይንዝ  ቦሀም/Karlheinz Boehm -   ኣብዛ እንነብረላ ዘለና ዓለም  ዝኾነ  ሕያው ፍጥረት  ተፈጢሩ ንዘልዓልም  ዝነብር የለን። ከመይ እቲ መንፈሳዊ  በትሪ  ቅልጽም  ካብ ሓመድ ናብ ሓመድ ዝብል ኣምር ስለዘሎ። ስለዚ ከኣ መዋእል  ዕድመና  ይንዋሕ ይሕጸር፡ ይጻጽዕ ይጸንክር፡ ንጥመ ንጽማእ፡ ንድከ ንጽገብ ንሃብትም፡

READ MORE

ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ፍጻመታት ብሓሳባት እዩ ዚጅመር፡ መበገሲ ሓሳባት ድማ ወድሰብ እዩ። ሓሳባት ድማ ካብ ኣእምሮ ይፍልፍል። እቲ ኣእምሮ ግን ካብ ባዶ ተላዒሉ ኣይኮነን ሓሳባት ዘመንጩ፡ ገለ ነገራት ኪነኽኦ ኣለዎ። ብርቱዕ ምትንካፍ፡ ብርቱዕ ሓሳባት ይፈጥር። ኣእምሮ ሰብ፡ ኣብ መንጎ ጻዕዳን ጸሊምን፡ ሙቐትን ዛሕልን፡ ሰላምን ህውከትን፡ ሓርነትን

READ MORE

በዘልማድ፡ ህዝብና ዓመት ተወዲኡ ብሓድሽ ዓመት ክትካእ እንከሎ፡ “ንዓና ዝኸውን መንግስትን እዋንን ይምጻእ፡ ራህዋ፡ ሰላም ብልጽግናን ፍቅርን የውርደልና” ብምባል’ዩ ተስፋኡን ሃረርታኡን ዝገልጽ። ኣብ መዓልታዊ ህይወት ደቂ ሰባት፡ ተስፋን ጽቡቅ ድሌትን ኣገደስቲ ስንቂ’ዮም እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነቱ፡ “ኩናት፡ ሞትን ስደትን ይኣክል”

READ MORE

ሚኒስተር ትምህርቲ ስርዓት ህግደፍ ሰመረ ርእሶም፡ ትማሊ 22 ታሕሳስ ነቶም ንብረት ቤትምህርቲ እንዳ ማርያም ምርካብ ብምእባዮም ተኣሲሮም ዘለዉ ካህናት፡ ነቲ ንብረት ነቲ ስርዓት ከረክቡዎ  ከእምኑዎም ኣብ ቤትጽሕፈቱ ታህዲድን ምፍርራሕን ሓዊሱ ዘዘራረቦም ሰለስተ ጳጳሳት ንጠለቡ ብሓደ ድምጺ ስለዝነጸጉዎ ፈተንኡ ፈሺሉ ከምዘሎ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብ

READ MORE

እዚ ጽሑፍ እዚ፡ ኣብ’ዛ ሓዳስ ዓመት፡ ዓመተ 2018 ዓ.ም.፡ ኤርትራ ሃገርና መሰል ዜጋታታ ዝኽበረላ ቅዋማዊትን ደሞክራሲያዊትን ሃገር ምእንቲ ክትኮነልና፡ ኩልና ኤርትራውያን ነቲ ብህዝባዊ ተሳትፎ ተነዲፉ 23 ግንቦት 1997 ዓ.ም. ብሃገራዊ ባይቶ ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋም፡ ከም ሓደን ቀንድን መፍትሒ ሃገራዊ ጉዳይና ወሲድና፡ ንትግባረኡ ብሓድነትን ስምረትን ተወፊና

READ MORE

ኣነ ንኣርኣያ በላይ ብቐረባ ካብ ዝፈልጡዎ ደቀ’ሥመራ ሓደ’የ። ኣብ መርበብ ሓበሬታ “ኣይጋ” ብዛዕብኡ ዝተጻሕፈ ኣንቀጽ ምስ-ረኣኹ ድማ፥ ነቲ ብልቦናን ብዓቢይ ቁም-ነገርን ዝፍለጥ ዝነበረ፥ ኃወይ ክብሎ ዝኽእል ዓርከይን መተዓብይተን ኣርኣያ በላይ፥ ብዓይኒ ሕልና ክዝክሮ ምኽንያት ኮይኑኒ። ኣርኣያ ብኹሉ ዓይነት መዐቀኒ፥ ዝኾነ ኣበር ነይሩዎ ተባሂሉ ዘይሕመ፥ ለባምን

READ MORE

ሕብእቲ ሰልፊ ብዓይኒ ዘይኣባላታ                      ታደሰ ኪዳነ                    በርሚንግሃም                                     2ይ ክፋል                      21 ታህሳስ 2017   ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ ህዝባዊ ግምባርን ኣባላቱን ተዛሪበ። ቀጺለ’ውን “ ሰልፊ ንውድብ መሪሓቶ” ንዝብል ዘይቅኑዕ ግን ከኣ ታሪኽ ክጨዊ ናይ ዝደሊ ተበላጺ ኣተሓሳስባ ከብርህ ፈቲነ። ከም ሳልሳይ ዘልዓልኩዎ  ነጥቢ ድማ ብዛዕባ’ቶም ብለይቲ

READ MORE

ነቲ ኣብ ኣኽርያ ዝተላዕለ ህዝባዊ  ሰላማዊ ሰልፊ፡ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና  ከምቲ ዝነበሮኣቃሊሐንኦ እየን።   ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ እውን ነቲ ምልዕዓል ደጊፎም ድምጾምኣስሚዖም። ደላይ ፍትሒ ኬንካ ፍትሒ ንዝጠልብ ድምጽን ጠለብን ውጹዓት ክትድግፍ ከኣ ንቡር እዩ። እቲ ዘይንቡርን ካብ ትጽቢት ወጻእን ግን፡ ብፍላጥ ኮነ ብዘይፍላጥ፡ ነቲ ምልዕዓል፡ ዘይትርጉሙን መልክዑን ምሃብ እዩ። ብዛዕባ እቲ ፍጻሜ ዓሚቕ ግንዛበ ከይሓዝካ፡ብጸቢብ ባዕላዊ ስምዒት ተገዚእካ፡ ነቲ ድምጺ ህዝቢ ከተነኣእስ ወይ ዘይሕብሩ ክተቀብኦ ግን ነውሪ እዩ። ንኩሎም ጥርናፈን ውዳበን

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ሰላምን ፍትሕን ከምዘሎ ኣፉ ደም ክሳብ ዝወጽእ’ዩ ዝግዕር። ንኣብነት ብ11 ጥቅምቲ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ስርዓት ህግደፍ ዝተቃልሐ ሓተታ፡ “ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ከምዝብሃል፡ ሰባት ኣብ ኢዶም ዘሎ ጽቡቅ ነገር ክዕቅብዎን ከስተማርዎን እንተዘይክኢሉም፡ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ ጽቡቅ ነገር ምስስኣንዎ’ዮም

READ MORE

  ብዛዕባ ኤርትራ ዚሓስብን ብዛዕባ ኩነታታ ዚግደስን ሰብ፡ ኩሉ ግዜ ካብ ክትዕን ትንተናን፡ ሓበሬታ ካብ ምሃብን ካብ ምውሳድን ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን። ብዛዕባ ኤርትራ ክንደይ ተዘሪቡ፡ ተተንቲኑ፡ ተጻሒፉ፡ ክንደይ ፈላጣት ሓሳባት ወፍዮም፡ ክንደይ ደናቑር ድማ ሓሳባት ጸዪቖምን መሪዞምን። ረዘንትን መስተውዓልትን ተቓወምቲ፡ ምስ ዓዋናትን ተድግታትን ዕሱባት ተኻቲዖም። ምስቲ ንጸሊም

READ MORE

እቲ ህድግለነ ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ብ 1946 ዓመተ ምህረት ማለት ቅድሚ 71 ዓመታት ብ ደጃዝማች ሓረጎት ኣባይ ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ደብረጽዮን ቅድስተ ማርያም ኣስመራ ዝተመስረተ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ቤትትምህርቲ ከረክቡዎ ንዘቕረበሎም ትእዛዝ ንዝነጸጉ ሓሙሽተ ካህናት ቅድሚ ዓሰርተ መዓልታት ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ነቲ

READ MORE

ሕብእቲ ሰልፊ ብዓይኒ ዘይኣባላታ                         ታደሰ ኪዳነ                    በርሚንግሃም                                           1ይ ክፋል                      13 ታህሳስ 2017   እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ነቶም ንህላዌ’ታ ሕብእቲ ሰልፊ ከውሊ ገይሮም ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ፡ ዝበዝሐ ግዜኦምን ኣተሓሳስባኦምን ኣንጻር’ቲ ሕሱም ጸላኢና ዘይኮኑስ፡ ስልጣን መራሒኦም ንምድልዳል ኣንጻር ብጾቶም ሓበሬታ ካብ ምቕባልን ምትሕልላፍን ክሳብ ኣብ ምድሃልን ምዝላፍን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ጭውያን ቅንጸላን

READ MORE

 ኣብ ቃለ-መሕትት ኮለኔል ጸጉ ዘሎኒ ትዕዝብቲ-!! ብካህን ተክለ-ማርያም ምርካ-ጽዮን ሃገረ-ስብከት ኤውሮጳ ጀርመን   ኮለኔል ጸጉ ፍስሃየ ኣብ ዕለት 11/11/2017 ምስ ረድዮ-ኤሬና ዘካየዱዎ ቃለ-መሕትት፥ ኣነ’ውን ከም ሕዝበይ ተኸታቲለዮ እየ። ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ካብ ዝግድሶም ሓደ ስለ-ዝኾንኩ ድማ፥ ንኣበሃህላ’ቶም ኮለኔል ተገዲሰ ክከታተሎ ግድነት ኮይኑኒ። ከመይሲ ንሶም እዞም ስሞም ዝተጠቕሱ ኮለኔል፥ ሓደ ካብቶም

READ MORE