Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ብመራኸቢ ብዙኃን ዝበልናዮ፡ ዝሓለፈ ሰንበት 03 ታኅሳስ 2017 ዓ.ም.ፈ. ናይ ሓድነት ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፡ ነዚ ዝስዕብ ሓሳብ ከኣ ኣሕጺርና ኣቕሪብናዮ ኔርና። ንጉዳይ ሃገርና ብዚምልከት፡ ቅድሚ ኩሉ ነገር ክንሠርዖ ዘለና ነገር፦ ናይ ሓባር ዕላማ ክህልወና ኣለዎ፡ ኩላትና ድማ ሓደ መዝሙር ክንዝምር ኣለና።

READ MORE

ንእሽቶ ግን ከኣ ከም ክብደት እምባ:ኪኒዮ መሬት ረሒባ:ኣብ ባሕሪ ጠሊቅና ክንረኽባ ኣይከኣልናን; ዑንቂ ጠፊኣትና:: እቲ ጉዳይ ጉዳይ ኤርትራውነት'ዩ:እቲ ውራይ ብ ኤርትራዊ ዝቅየስን ዝሳስንዕዮ ክንሱ ሰኣን ኣንፈቱ ምፍላጥ ጉዕዞና ነዊሑ ኣንፈትና ብዝመጸ ንፋስ ተጸፊዑ እቲ ኣሰር ዝገደፈ ጉዕዞ ብዘገምታ ክሳለን ኣብ ገለ ኩርናዑ ክስበርን ክድምሰስን እንሆ

READ MORE

ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ስርዓት ህግደፍ፡ ብዘይካ’ቶም ናይ ልዕሊ 25 ዓመታት ንጥፈታት ስራሕ ብቃላት ብምድርዳር፡ “ዘተባብዕ ውጽኢት ተረኺብዎ፡ ጽቡቅ ገስጋስ ኣርእዩ፡ ዝጸንሐ ጸገማት ተፈቲሑ ወይ ተቃሊሉ” ዝብሉ ዘሐጉሱን ካብ ኤርትራ ርሒቁ ንዝሰምዕ ሰብ “ወሰደ መንግስቲ ኤርትራ” ዘብሉን መግለጺታትን ሓረጋትን ምቅራብ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባውን

READ MORE

ቀዳም: ታሕሳስ ዕለት 2፡  ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ  ኣብ ከተማ ሻርለት ሰሜን ከሮላይና ህዝባዊ ኣኼባ ብምክያድ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ብተማሃሮን ወለድን መማህራንን ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል-እስላምያ ዝተገብረ ተባዕ ሰላማዊ ሰልፍን ዘቲና። ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ  ከተማ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ መንነት፡ ቀስ እናበለ ዚጥረ እምበር ምሳኻ ዚፍጠር ንቕሓት ኣይኮነን። እዚ ድማ ምስቲ ሕብረተሰብኣውን ባህላውን ቁጠባውን ኣከባቢኻ ብምውሳእን ብተግባርን ብግብረመልስን ይከናወን። ንሃገር ብዚምልከትውን፡ ሓንቲ ሃገር ንመንነታ ቀስ እናበለት ደኣምበር ብሓደ ግዜ ኣይተጥርዮን እያ። ሓንቲ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ብእተፈላለየ ባህልን እተፈላለየ ታሪኻውን ፖለቲካውን ማሕበረሰብኣውን ድሕረባይታ ዘለዎም

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ትማሊ ሰሉስ 5 ታሕሳስ ኣትሒዙ ብዘይግሉጽ ምኽንያት ኣብ ኣስመራ ሆቴላት፡ ኣብያተ መግብን ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎታትን ዝርከባአን ልዕሊ 180 ብሕታዊ ትካላት ከምዝዓጸወ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ክሳብ ሕጂ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ዝተደኮና ከም ብዓል፡ ሳቫና ሆቴል፡ ካራቨል፡ ባር

READ MORE

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሎሚ ካብ ዋይት ሃውስ ብቴለቭዥን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣሻማዊ ስጉምቱ ዕንቅፋት መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍሊስጤምን ክኸውን `ዩ ተባሂሉ ካብ መላእ ዓለም ንዝገጠሞ ተቓውሞ ዕሽሽ ብምባል፡ ኣመሪካ ን ዮርሳለም ከም ዋና ከተማ እስራኤል ብወግዒ ከምዝፈለጠታ ብምርግጋጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ቴላቪቭ ናብ ዮርሳሌም

READ MORE

  ብኣማኑኤል ሳህለ ባህሊ ናይ ኩሉ ሕብረተሰብ ማተሪያላውን ማሕበራውን መንፈሳውን መንነት ዘንጸባርቕ ብምዃኑ፡ ዓድን ማይቤትን ሃገርን ከይተፈጥረ ኸሎ ዝነበረን፡ ኩሉ ግዜ ድማ ንወድሰብ ከም ጽላሎቱ ኾይኑ ዘሰንዮ ዝነበረን ዘሎን ተርእዮ እዩ። ባህሊ ዘይብሉ ሕብረተሰብ ኪህሉ ኣይክእልን። ባህሉ ዘጥፍእን ናይ ካልእ ዚልቃሕ ወይ ዚርዕም ሕብረተሰብ ግን ኣሎ። ሃገር ክንብል

READ MORE

ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ በቶም ኣልሑቲ ተባሂሎም ዝፍለጡ ዕጡቓት ሽዓውያን ሓይልታት የመን ሎሚ 4 ታሕሳስ ከምዝተቐትለ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ንመደበር ራድዮ ኣልሑቲ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ዘይተረጋገጸ ስእሊ ሬሳ ናይቲ ን ኣስታት 40 ዓመታት ከም ፕረዚደንትን ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ባእታን ኮይኑ ዝጸንሐ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ኣብ ማሕበራዊ

READ MORE

መንግስቲ ህግደፍ፡ ጸላኢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ’ምበር ንሓደ ዝቀርቦ ነቲ ካልእ ዝርሕቆ ስርዓት ኣይኮነን። እንተኾነ ህግደፍ ዕምሩ ንምንዋሕ፡ ብቀጥታን ብተዘዋዋርን ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምልሕላሕን ኣብ ሓድሕዱ ምጥርጣር ንምፍጣርን ዘይጥጅኦን ዘይፍሕሶን ተንኮል የለን። ስርዓት ህግደፍ፡ ብዘይካ’ቲ “ብግዳም ተወሪርና፡ ማሕበረ ሰብ ዓሊቋትና” እናበለ ንዓመታት ኣድህቦ ህዝቢ ኤርትራ ንምጥምዛዝን

READ MORE

ኣዝይና ንፈትዋ ኣዴና ነፍስሄር ወ/ሮ ትብለጽ ኪዳነ ተኽለገርጊሽ፡ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ሕማም ብዕለት 25/11/2017 ስለዝዓረፈት፡ መሪር ሓዘን እናተሰማዓና፡  ሎሚ ሬሳ ካብ ለንዶን ናብ ዓዲ ድሕሪ ምፍናው፡ ብሓባር ሓዘንና ንምግላጽ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ፡ ንጽባሕ ሰንበት ዕለት 3 ታሕሳስ 2017፡  ካብ ሰዓት 2፡00 - 8፡30፡  ቦታ ኣዳሊና ከምዘለና

READ MORE

  ከምዝፍለጥ ኣህጉርና ኣፍሪቃ፥  ብፍላይ ካብ 16-19 ክፍለ ዘመን፥   ባርነታዊ መሸጣ ደቂ-ሰብ፥ ዘይሃስስ ሥምብራት ከም-ዝገደፈ፥ መዛግብቲ ታሪኽ-ዓለምና ሰኒዶሞ ይርከቡ ኣለዉ። እዚ ጸሊም ታሪኽ’ዚ፥ ክሳብ ሕጂ ዘይሓዊ በሰላ ዝገደፈ ኮይኑ ከብቅዕ፥ ሕጂ ድማ እንሆ እቲ ግፍዒ’ቲ፥ ኣብ ምድሪ ሊብያ እናተደግመ ይርከብ ምህላዉ፥ ዓለም ብዓለሙ ብዓቢይ ምግራም ይከታተሎ

READ MORE

ኣብ ዓለም ዝነበሩ መለኽቲ መራሕቲ (ዲክታተራት)፡ ዳረጋ መብዛሕትኦም ብሓይሊ ብረት ኢዮም ስልጣኖም ዝለቐቑ። መንግሰቱ ሃይለማርያም ኣብ ኢትዮጵያ ብሓይሊታት ሰውራ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስልጣኑ ለቒቑ። ሳዳም ሑሰን ናይ ዒራቕ ብሓይሊ ሰራዊት ኣሜሪካ ተደምሲሱ። መዓመር ጋዳፊ ናይ ሊብያ ብሓይሊ ወተሃድራዊ ሓይሊታት ምዕራባውያን መንግስታት ተቐቲሉ፡ ናብ  ህዝቢ ሊብያ ስልጣን

READ MORE

ወዲ 70 ዓመት ዓብደልቃድር ኣሕመድ በቲ ሃብታም ዓቢ ሓው ኢማራት ምምጻእን ወደብ ዓሰብ ምክራይን ዝነበሮ ታሕጓስ ንነዊሕ ጊዜ ኣይቀጸለን። እዚ ድማ ኢማራት ደቁን ደቂ ሓዉን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ቅትልትል ስለዘበለቶምን ቲ ከባቢ ንገሃነም ስለዝለወጠትን ኢዩ። ኣሕመድ ብወዶም ዓሊን ወዲ ሓዎም እድሪስን ብንእስነት ዞም ደቂ ካብ ምዝራብ

READ MORE