Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክቡራትን፡ ክቡራንን ኤረትራውያን ተቐማጦ ከተማ  ሲያትልን ከባቢኣን ። ነቲ ብዕለተ 31 ጥቅምቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከተማ ኣስመራ ዝትፈጸመ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ንምድራዕ ናህና ደገፍ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ብተባዓት መንእሰያትና ተላዒሉ ፡ ጌና’ውን ዝቕጽል ዘሎ ፡ ፖለቲካዊ ማዕበል፡  ድምር  ውህሉል ውጽኢት እቲ ንምሉእ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዘጋታትና ግፍዕታት ምግባር ይቅጽሎ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ተመሃሮን ስድራበታትን ቤት ትምህርቲ ኣልድያዕ ኣል እስላሚያ ነቲ ብህግደፍ ዝተመደበ ምትእትታውን ምውራስን ቤት ትምህርቲ ከምኡውን ነቶም ዝተእስሩ ኣምሓደርቲ ቤት ትምህርቲ ይፈትሑልና ብማለት ተቓውሞኦም ንምርእይ ሰለማዊ ሰልፊ ዝገበሩ ተመሃሮን ስድራቤታትን ብዘይ ንሕስያ ብጥይት

READ MORE

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚቴ ተጣበቅቲ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ንዕለት10/11/2017 ካብ ሳዓት 12:00 ክሳብ ሳዓት 5:00 ናይ ምሸት ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ሎንደን ኣዳሊዪ ሰለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ክሳተፎ ብትሕትና ንዕድም። ንተቀማጦ በርሚንጋሃምን ከባቢኣን ኣውቶቡስ ኣዳሊና ስለ ዘለና ኣብዚ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ቁጽሪ ደዊልኩም

READ MORE

ንሕና ኣብ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን እንርከብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ብተባዕ ኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር ዝተባርዐ ህዝባዊ ናዕቢ እናደገፍና ፥ ነቦና ሓጅ ሙሳን ነቶም ኣውሃሃድቲ ህዝባዊ ሰልፍን፡ ንዝገበርዎ ናይ መሰል ሕቶ ብትብዓት ፥ ኣድናቖትናን ደገፍናን  ንገልጽ። ስርዓት ህግደፍ ነዚ ሕጂ ተላዒሉ ዘሎ ሕቶ መሰል ዘበገሶ ህዝባዊ

READ MORE

ነቲ  ብዕለት 31 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም.ፈ  ኣብ ከተማ ኣሥመራ  ብሰንኪ ሥርዓት ህግደፍ/መንደፍ  ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን  ኣሓትናን ኣሕዋትናን  ኤርትራውያን ተሳተፍቲ  ሰለማዊ ሰልፊ  ብወተሃደራዊ  ሓይሉ ተጠቒሙ  ዓይኒ የብለይ እዝኒ የብለይ ኢሉ ብኣባትርን ብጥይትን  ዝተኸሓሶም፡ ንሕብረተ ሰብ ዓለም ከነፍልጥን ኣንደበት ሕዝብና ኮይንና ድምጾም ከነቃልሕን ብዕለት 04.11.2017 ኣብ ከተማ

READ MORE

መግለጺ ጽላል ዲሞክራሲያውያን ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ ብዛዕባቲ ኣብ ኤርትራ ዝርአ ዘሎ ተባዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ዝምልከት ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅዋም ኣብ ሃገርና ኤርትራ ተራእዩ ዘይፈልጥ ናዕቢ ተገይሩ። እዚ  ናይቲ ህዝብና በጺሕዎ ዘሎ ናይ ቆራጽነት ደረጃ ምልክት ኢዩ። ጸላኢና ህግደፍ ስርዓት ይትረፍዶ ሰላማዊ ሰልፊ

READ MORE

ህዝባዊ ነብሰ-ፍተሻ (national soul-searching) ብኣማኑኤል ሳህለ ነዚ ጽሑፍዚ ከቕርብ ካብ ዝደረኸኒ ሓደ ምኽንያት እዚ ዚስዕብ እዩ፥ ኣብ ኤርትራ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓመታት ንህዝቢ ዘበራበረ ናይ ተቓውሞ ተግባራት ይንኣስ ይዕበ ተኻዪዱ እዩ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ከም እተኻየደ እውን ኩሉ ሰብ ዚፈልጦ ሓቂ እዩ። ኩሉ ንሃገሩ ዝሓስበላ ዜጋ እውን ኣብቲ

READ MORE

ምሉእ ሓድነት እንኮ መንገዲ ሃገራዊ ድሕነትን ሓርነትን`ያ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ካብ ከምሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ሕዳር 4፡ 2017 ******** እቲ ተኲርና ክንጥምቶ ዝግብኣና መሪር ሓቂ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ  ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ዘሕለፍናዮ ፍጹም ጸልማት ህይወትን ሞትን፡ ዕንወትን ጥፍኣትን፡  በደልን ገበንን፡ ግፍዕን ግህሰትን ኣብ ቅድሚ ዓይንና እናተፈጸመ  ብሰሪ  ፍርሃት ድዩ ደረት ኣልቦ በለጽ፡

READ MORE

ቅሉዕ እዋናዊ አገዳሲ መልእኽቲ ንመላእ ዜጋታት ሃገረይ ብተስፋይ ተኽለ  ሕ/መ/ አሜሪካ ሳን ድየጎ ነዚ መልእኽቲ’ዚ ክጽሕፍ ከለኹ፣ ነቶም ኩሎም አብ መስርሕ ጉዕዞታት ቃልስና ዝሐለፍናዮም ተመኩሮታታትን ነዚ ሕጂ ዝኸይድ ዘሎ መስርሕን ብምትእስሳር፣ አበየናይ ኢና ተዓንቂፍና ደኺምና አበይ’ከ ኔሩ ሐያል ጐድንና ብሕጽር ዝበለ ድሕሪ ምትንካፍ ናብዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘለና

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ፡ ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከባቢ ኣኽርያ እትርከብ ቤትምህርቲ ኣል ዲያዓ ኣብ ምምሕዳራ ጣልቃ ብምእታዉ፡ ነቲ ምትእትታው ብትብዓት ዝተቓወሙ ሽማግለታት እታ ቤትምህርቲ ሓጂ ሙሳን ብጾቶምን ድማ ክኣስር ተረኺቡ። ነዚ ብምቕዋም ኣሽሓት ምእመናን እስልምና ሰላማዊ ሰልፊ

READ MORE

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጋዜጣዊ ናይ ደገፍ መገለጺ ነቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጀሚሩ ናብ ኩሉ ክፋላት ኤርትራ ዝልሕም ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ ትማሊ 31 ጥትምቲ፡ 2017 ብዕምጠራ ህግደፍ ንዝተዓጽወ ናይ እምነታት ቤት ትምህርታት ሓደ ካብኡ ቤት ትምህርቲ ድያ፣ከምኡ’ውን ምእሳር መማህራንን ወለድን እቲ ቤት ትምህርቲ፣ ብፍላይ ከኣ፣ ብማእሰርቲ

READ MORE

ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅዋም ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፡ ዘይንቡር’ኳ እንተኾነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ሓሲምዎ ከምዘሎን ህግደፍ ፉንፉንን ጽሉእን ስርዓት ምዃኑ ዳግማይ ዘነጽር ፍጻመዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ከም ኣመሉ፡ ነቲ መሰሉን ክብሩን ንምርግጋጽ ብዓውታን ድፍረትን ድምጹ ዘስምዐ ሰላማዊ ህዝቢ፡ ብዓረር፡ ብማእሰርቲ፡

READ MORE

ንልዕሊ 26 ዓመታት ዝኣክል፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዳርጋ ኩሉ ዝገበሮ ጭኮናታት፥ ኣብ ባዓቲ ሃይማኖታት ተሰዊሩ ክገብሮ ከምዝጸነሓ ካብቲ ልቦና ዘለዎ ህዝቢ ዝተሰወረ ኣይነበረን። ኣብ ሞንጎ ሃይማኖታት ኢዱ ብምእታው፥ ንገሊእን ፈጺሙ ኣዕኒወን ንገሊእን ጨፍሊቅውን ድማ ይርከብ። ንክርስትና ሃይማኖት ይኹን ንእስልምና፥ ብናጽነት ከምልኹን ከማሓድሩን ዕድል ዘይህብ

READ MORE

VOICE OF ASSENNA: ጋዜጣዊ መግለጺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ – ዓባይ ብሪጣንያ ብዛዕባ ህጹጽ መጸዋዕታ `ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን Comment: We heard your effort through Assenna Radio and congratulations for having a clear picture of the correct struggle to democracy. Thank you for being part of the solution believing in the grassroots strategy. This is the only guarantee for democracy through the power

READ MORE