Most of the contributors listed on the donation table are some among the very few loyal and generous Radio Assenna financial backers who kept Assenna on air since its inception in 2009. The very people who prompted our moral pain after being overburdened with constant

READ MORE

ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ኤርትራ፡ ሕጽረትን ቅልውላውን መንበሪ ኣባይቲ ሓደ ካብ ዝዓበዩ ሕማም ርእሲ ህዝብና’ዩ። ቀንዲ መንቀሊ ናይዚ ጸገማት ድማ፡ ጋሕማጥ ምምሕዳርን ምስ ዘሎ ማሕበራውን ቁጠባውን ክውንነት ሃገርና ዘይቃዶ ኣሰራርሓን ሜላታትን ስርዓት ኢሳያስ’ዩ። መንግስቲ፡ ብዓዲ፡ ከተማ ወይ ብውልቀ ዝውነን መሪት ብኣገባብ ክወስድ ስልጣን ኣለዎ። ይኹን

READ MORE

ኣሳፊሕካ ሞት፡ ተኾርሚኻ ሞት።                               25.04.2015፡   ኣቐዲመ ፈጣሪ ንኩሎም ግዳያት ኢዱ ዘርጊሑ ክቕበሎም እምነ። ክቡራት ደቂ ኤርትራ ደቂ’ዛ ሕያወይቲ ኣደ! ቅንያቱ ኣስደሚምኩም ከምዘሎ እመስለኒ። ልዕሊ ኩሉ መን ከምዘርድእ ጨኒቕና’ዃ እንተ ሎ እቶም ተረከብቲ ግና በቢልብና ተራኺብና ኣለና። ግደ ሞራል መን ኢዩ ምስ’ዞም መርድእ ዘእውዩልና ወይ መራኸቢ ብዙሃን ክተሓ

READ MORE

ክንዲ ንሓደ ኣባሲ ምጽፋዕ ተተሓሒዝካ ብሃገርካ ምጥፋእ ‘ሲ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ? ንሕና እቶም ነዚ ስግንጢራዊ ኩነት ኣፍቂድና ነብስና ምፍቃድ ኣጊሙና ህዝቢ ንገዛእ ርእስና ኸ ምስ መን ኢና ንቝጸር? ነዚ እንነብረሉ ዘለና ጸሊም ዘበን፣ ጸሊም ሰሙን ተወሲኹዎ፣ ግዳያቱ መድሕን፣ ሓተቲ ኸኣ መልሲ ስኢኖም ስለዘለዉ፣ ምላሽ ከይተጸበና፣ ሓዘን

READ MORE

ንግዳያት ናይ ማእከላይ ባሕርን ነቶም ብኣይስስ (ISIS) ዝፍለጥ ግብረሸብራዊ ዝተቐዘፉ፡ ኢትዮጵያውያንን፡ ኤርትራያውያንን፡፡ ቦታ    ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ሰንተር 590 Shawmut Ave.  Boston , Ma. 02118 ዕለት  ሰንበት ሚያዝያ 26 (Sunday April, 26) 2015 ሰዓት፡ 5፡00 ድ.ቐ. ብደሓን ምጹ፡፡ ኣካያዲት ቦርድ

READ MORE

ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ መሳኪን ስደተኛታት ንምዝካር፣ ብኢጣልያውያን ተደናገጽቲ ዝተወደበ ዝኽሪ ሽምዓ ኣብ ሚላኖ፣ ኢጣልያ ን 28 ሚያዝያ ሰዓት 9፣00 ምሸት ክግበር እዩ። ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን እትርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ሸሸምዓኹም ሒዝኩም ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ግዳያት ክትዝክሩ ነዘኻኽር። ዝካየደሉ ቦታ፣ ኣብ ዳርሰና DARSENA ጥቓ PORTA GENOVA  

READ MORE

ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass Roots Movement) ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ኣሓትና፥ የሕዋትናን ደቅናን ዘጋጠመ ናይ ባሕሪ ህልቂትን፡ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝተፈጸመ ብ ISIS ናይ ዝፍለጥ ጉጅለ ኣሰቃቒ ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን እናገለጸ፡ ንመወትቲ መንግስተ

READ MORE

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ አርያ ማሕበርኩም በይ አርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ (በአ-ኤደለ) (ዳዕሮ ነበር) ብስም ማሕበርን ማሕበረሰብ ኤርትርውያንን በዚ ኣብ ማእከላይባሕሪን ሊብያን ዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ህልቂት ዝተሰምዖ ከቢድ ሓዘንን ጓሂን ይገልጽ። ንኹሎም ግዳያት መንግስተ ሰማይ የዋር ሶም፡ መንፈሶም ብሰላም ኣብየማን ኣቦ ይዕረፍ: ፡ ንኹሎም ስድራቤቶምን በተሰቦምን

READ MORE

ዕለት፡ 23.04.15 ዝኽሪ ንግዳያት ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብደቡብ ኣፍሪቃ ዝጀመረ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ስደተኛታት ዝቐንዐ ግፍዒ ከም ዝተፈጸመ ኣብ ማዕከናት ዜና ክንከታተሎ ቀኒና ኔርና። እንተኾነ፡ ንበዓል በርቂ ሓዊ ደብሶ ከም ዝብሃል ናይቶም መብዛሕትኦም ኢትዮጵያውያን ካልኦት ዜጋታት ኣፍሪቃ ምንባሮም ዝንገረሎም ዜጋታት ደም ከይነቐጸ ከሎ፡ ብስም ዳዕሽ ዝፍለጥ ኣስላማዊ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዚ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዘሰቅቕ መገዲ ኣብ ምድረበዳታትን ባሕርታትን ከም ቆጽሊ ዝረግፉሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ብዚብል ኣርእስቲ ዓንቀጽ ምጽሓፍ፡ ነቲ ብጭብጢ ዝረአ ዘሎ ስቓይ ብዘይስምዒታዊ መገዲ ክትርእዮ ምድላይ ይመስል። ግን ከኣ ኩሉ ኣብ ወድሰብ ዝወርድ መከራ ናይቲ ካብ ኣእምሮ ሰብ ዚፍልፍል እሞ ኣብ

READ MORE

ኣብዚ ዘለናዮ እዋን፡ ብመራኸቢ ብዙሓን ብዛዕባ ኤርትራ ዝውረ ወይ ዝጸሓፍ ጽቡቅ ነገር የለን። ኩሉ ካብ ሓድሕዱ ዝኸፍአ ወረ ሞት፡ ስደት፡ ጥሜትን ማእሰርትን ዜጋታት ጥራሕ’ዩ። ካብቲ ብተደጋጋሚ ኣብ ማዕከናት ዜናን ብሰባትን ዝስማዕ፡ ዝጸሓፍን ዘዕለልን ድማ፡ ኣብ ኤርትራ፡  ናጽነት ሃይማኖት፡ ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽን መንግስቲ ምንቃፍን መሰል የለን፡

READ MORE

ንዝኽሪ ንጹሓት ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ሰላማዊ ሰልፍን፣ ሸምዓ ምዉላዕን፣ ዕለት 25 ሚያዝያ ቀዳም፣ 2015ዓም ኣብ ሊብያ፣ ብየዘይ ሓደ በደል "ክርስትያን ጥራይ ብሙዃኖም" ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ብሓይሊ "ኢስላም በሃልቲ" ንዝተሓርዱን ዝተቐንጸሉን  ከምኡ'ውን ኣብ ኣፋፈት ኤውሮጳ መርከብ ተሰራ ንሞት ዝተጸጥሑን፣ ንምዝካርን ምስ ስድራ ቤታቶም ናይ

READ MORE

ናብ ትማሊ ትማሊ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ካብ ዝሞቱ 850 ስደተኛታት እቶም 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ወሃቢ ቃል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ጀኔቫ ብዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጹ። ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣድርያን አድዋርድስ፣ “ ገለ

READ MORE

Hotline for Refugees and Migrants ዝተባህለ ናይ እስራኤል ዘይመንግስታዊ ማሕበር ኣብ እስራኤል ዓቕሎም ጸቢቡዎም ናብ ሳልሳይ ሃገር ዝኸዱ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስቶም ብጃምላ ኣብ ሊብያ ብISIS  ዝተረሸኑን ዝተሓርዱን  ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተቐትሉ ሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ጠቒሱ ኳ እንተነበረ፣ ብመሰረት እቲ

READ MORE

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ጃምላዊ ቅትለት ናይቶም ብዘይካ ክርስትያናዊ ሃይማኖታዊ እምነቶም ካልእ ገበን ዘይነበሮም ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ISIS ኣብ ሊብያ ብዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ኣገባብ ብኻራሩ ተጎይሖም ብብረት ብትሕዞ ዝተረሸኑ 28 መሳኪን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሰለስተ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ሓዘን ቅነ ኣዊጁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቶም ግዳያት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ከምዘረጋገጸ

READ MORE

ሎሚ 19 ሚያዝያ ናይቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ISIS ናይ ቪድዮ ፕሮፖጋንዳ ብምውካስ ዝተዘርግሐ ሰነድ ከምዘመልክቶ፣  ISIS ኣብ ሊብያ ንዝሓዝዎም 30 ከም ‘ኢትዮጵያውያን’ ዝግለጹ ዘለዉ ኣመንቲ ክርስትና ስደተኛታት፣ ነቶም 15 ብብረት ብኣልማማ ክርሽኑዎም ከለዉ፣ ነቶም 15 ብኻራሩ ከምዝጎይሑዎም የርኢ። እቶም ኢትዮጵያውያን ዝብሃሉ ዘለዉ ስደተኛታት ኩሎም ወይ ገሊኦም

READ MORE

ናብ ሎሚ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን እትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ኣስታት 17 ማይልስ ድሕሪ ምጕዓዛ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ኣስታት 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሃለቑ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ኣህገራት ኣፍሊጡ። ህጹጽ ናይ

READ MORE

1. “ምስ ኩሉ ፍልልያትና ተኸባቢርና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ሰሚናር፡ ብ ኣቦ ወንበር ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass roots movement) ዝቐረበ ቓል። ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡- ናብ’ዚ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል

READ MORE

ስደት ድሕሪ ናጽነት ናይ መን መርገም’ዩ? ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፋተይ ብተደጋጋሚ ዘተምባህኩዎን ካልኦት ኤርትራውያን ’ውን  ብተመሳሳሊ ዝሓበርዎን፡ ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና  ብህግደፍ ዝወርድ ዘሎ ሓሳረ መከራ፡ ፈወስቱን ፈታሕቱን ንሕና ባዕልና ኤርትራውያን ኢና። ዋላ’ኳ ኣካል ማሕበረ ሰብ ዓለም ስለዝኾና “ዓለም ዘርያትና፡ ጸማም እዝኒ ሂባትና” ኢልና ክንጠርዕ ወይ’ውን

READ MORE