Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ERITREAN SNEET ASSOCIATION ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ جمعية سنيت الإريترية   ውጽኢት ምይይጥ ደለይቲ ፍትሒ ሳንድየጎን፣ ኣምባሳደር ዓንደብርሃንን ኣቐዲምና ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ምስ ደለይቲ ፍትሒ ሳንድየጎ ንምርኻብ ዝወሰዶ ተበግሶ ኣዚና ነመስግን። ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ ንብድሕሪ ሕጂውን ንኹሎም ውድባትን ሲቪካውን ፖለቲካውን ጽላላትን፣ ህዝባዊ ባይቶታትን፣ ብዘይ ኣፈላላይ እናተቐበለ ክዛተ ድሉው ምዃኑ ንኹሉ

READ MORE

ኣብ ኖርወይ እንርከብ ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሓደ ጽላል ተጠርኒፍና ንኣስታት ኣርባዕተ ዓመታት ክንቃለስ ጸኒሕና። የግዳስ ዘራጊት ማይ ዘላተን ኣሓስ ጽሩይ ማይ ነይሰትያ ከም ዝብሃል፡ ኣብ ውሽጥና ተቓለስቲ ተመሲሎም ዝኣተዉ ጸየቕቲ ነቲ ብጽፈት ዝኸይድ ዝነበረ ቃልሲ ክዓናቕፉዎ ስለ ዝኸኣሉ፡ ሎሚ ጽላል ኖርወይ ከም ቀደሙ የሎን። ድሕር’ቲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንሓደ ካብቶም ኣምሳያ ናይቲ ዝዓጸዎ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ መተካእታ ምዃኑ ዝምክሓሉ ዝነበረ ኣብ ሓልሓለ ዝርከብ ኮለጅ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፡ ብሃንደበት መናበዪ ስታላታት ገይሩ ስለዝዓጸዎ፡ እቶም ሎሚ ዘበን ኣብታ ኮለጅ ክጅምሩ ዝነበሮም ተማሃሮ መእተዊ ስኢኖም ከምዝተዘናበሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ስርዓት ንኮለጅ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን ሓልሓለ መናበዩ ስታላታት

READ MORE

መራሒ መንግስቲ ወይ ሃገር፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ወይ ኣብ መጋባእያ ህዝቢ፡ መግለጺ ክህብ’ዩ ክብሃል እንከሎ ህዝቢ፡ ንኩነታት መነባብርኡ፡ ጸገማቱን መጻኢ ህይወቱን ዝምልከቱ ውሳኔታትን ኣዋጃትን ክለዓል’ዮም ኢሉ ስለዝኣምን ኣእዛኑ ጸልዩን’ዩ ዝጽበ። ካብ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ግን፡ ብዘይካ’ቲ ዓመት መጸ፡ “ካብ ዝሓለፈ ተሞኩሮና ብዙሕ ተማሂርና ኢና፡ ግዳማዊ

READ MORE

POLITICS Everyone in Eritrea is desperate to flee, including the President’s son OCTOBER 11, 2017 by ABRAHAM T. ZERE0 Image Credit: Joseph Bautista via Flickr Creative Commons In today’s Eritrea, there is no difference between the jailer and the jailed. The political culture is so violent and desperate that the president’s own son attempted to escape the country. President Isaias Afwerki’s

READ MORE

ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስን ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሰነ-ኣእምሮን   The struggle against Dictatorship and the Psychology of the Eritrean Politics ብፍስሓ ናይር   ዕላማ ናይዚ ሓተታዚ ኣብዚ እዋንዚ ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስያ ሰለምንታይ ኢዩ ካብዚ ዘለዎ ምንጽጻግን ኣብ ሓድሕድ ምንእኣሰን ክወጽእ ዘይከኣለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ናይ 15 ዓመታት ቃልስና ኣብ

READ MORE

ማሕበር ኣካሇ ጽጉማን ኤርትራ ኣብ ሆሊንዴ ፡ መዱብዎ ዝጸንሐ ጉባኤ ማሕበር ብዕሇት 07-10-2017 ኣካይደ። ኣቦ መንበር ማሕበር ፥ ናይ እንኳዕ ዴሓን መጻኩም ቃል ዴሕሪ ምሃቡ ፥ ንተሳተፍቲ ኣባሊትን ፡ ከምኡ’ውን ነቶም ብቕቡል ምኽንያት ንጉባኤ ክመጽኡ ዘይጠዒሞም ኣባሊትን ፥ ተዯናገጽትን ብምዝካር፥ ነዚ ቅደስ ናይ ግብረ-ሰናይ ማሕበር

READ MORE

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሎሚ 8 ጥቅምቲ፡ ካብ ሰዓት 2:00 – 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣርሊንግተን፡ Double Tree ኣብ ዝብሃል ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ክሳተፍ መደብ ዝነበሮ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ኣብ ትሕቲ ፖሊስ ኣርሊንግተን ከምዝርከብ፡ ምንጭታት፡ ካብ

READ MORE

'ሕድሪ ስዉኣት ንልምዓት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዲዩ -- ናብ ሃገሮምን ህዝቦምን ወዲቚ ኣብ ልዕሊ ዘሎ ኩሉ ዓይነታዊ ጸገም ዝላገጹ ሰብ ሕመቕ መንእሰያት ህግደፍ (YPFDJ) ትማሊ ቀዳም 07/10/2017 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ተኣኪቦም ዉዒሎም። እዚ ዋዕላ ብቐንዱ ነቲ ኣብ ሆላንድ ክካየድ-ዝተሓስበ ዋዕላ መንእሰያት-ህግደፍ 2017 እሞ ብድሕሪ

READ MORE

ኣብዚ እዋን’ዚ ዋላ’ኳ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ስቃይን ሓሳረ መከራን ህይወት የሕልፍ እንተሎ፡ ካብኡ ናብኡ ግን እቲ ንናጽነት ኤርትራ ዝሰንከለን ኣብ በረኻ ከርተት ዝበለን ተጋዳላይ፡ ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ሃገርን መዕቀኒ ዘይብሉ ሕሰም የሕልፍ ኣሎ። ሓቂ ንምዝራብ፡ እቲ “መጀመርታ እንተለዎ መወዳእታ’ውን ኣለዎ” ኢሉ፡ ነታ ሓንሳብ ዝዓጠቃ

READ MORE

ኣንታ ጅግና ቢተወደድ ኣቦ ዶ ተሳኢኑ ዘርእኻ ዘዋድድ ኣደ ዶ ተሳኢና ተምሳልካ ትወልድ ምቑሕካ ፈቲሑ ብሕጊ ዝፈርድ ኣምሳያኻ መላኺ ዝቕፍድ፡ ሳይንስ ከ `ታይ ኮይኑ ከም ማህጸን ዝሕንግድ ኣይተወርየሉን ዶ ደቂ 60 ከእንግድ፡   ዓባጢትካ ናይ ጋኔናት ጉድጓድ ሰልሚ ኮይና ምስ ኣበየት ምስዳድ ብልሓት ተሳኢኑ ታኼላ ዝስግድ ተኻሊ መሳልል ሓርቢቱዋ ውላድ እንሆ`ዛ ሃገር ከም ሕሱም ትዓብድ፡   ማይ እናሃረማ እኽሊ

READ MORE

ሓንጎልና በሪሑ መኣዝኑ ስሒቱ መልሓስና በሊሑ ነገር ኣብ ርእሲ ነገር ጥሒሱ ደረቱ ኩሉ ፈላጥ ኮይኑ ዝዛረብ እምበር ዝሰምዕ ተሳኢኑ   ዋእ! ሰብ ‘ዶ ሓንጎሉ ይበርሕ ‘ዩ? እወ ይበርሕ: ከመይ ዘይበርሕ   ጨጉሪ ርእሲ ግዳ ዝንቡር ኣብ ድያስፖራ: ምስተሳእነ ዝመክር ካብ ርእሲ ሓሊፉ ናብ ሓንጎል ይሰግር እዚ ግን ልሙድ ከይመስሎኩም ኣይተራእየን ኣብ ካልእ ሃገር ንበይኑ ‘ዩ ናትና ነገር ኩሉ ፈላጥ: ኩሉ ሃብታም: ኩሉ ምሁር ናይ ዓለምና መስተንክር!   ዋእ! ኣንታ ‘ታይ ትብል? ከምዛ ዝብለኩም!   ኣይወሰኽኩ: ኣይጉደልኩ ንዓይኒ ከይኮነና ከይኮነኩም ናይ ሎሚ ኤረትሪያ: ፕሪሞ ናይ ዓለም!  ንብለኩም   ዋእ! ካበይ ዝመጸ ባህሊ ‘ዩ ‘ዚ? ከምዝመስለኒ: ከምዝመስለኒ ‘የ ደልኩ   ኣብ ግዜ ህግደፍ: ኩሉ ብግምጥሊሽ ዝጠመየ ጽጉብ: ጉዕ በርበረ ኮይኑ ድንሽ ፍሩታታት ኣጥፊእካ: ናይ ምራራ ሓሺሽ ኣየ ብላሽ!   ግዝኣተ ህግደፍ ንበትክታት: ኣሰዊዱ ንፈላጣት: ሓሪዱ ንሃብታማት: መንጢሉ ንድኹማት ሕልና: ኣገቢሉ ንሕጊ ረጊጹ ሃገር ብሃገራ ጅሆ ሒዙ   ሕረድ! እሰር! መንዝዕ! ሃግር! ነዞም ፈግራግር ናይ ህግደፍ መምርሒ ሰብ ውሒጦሞ ብፍርሒ   ስለዚ ‘ዩ ድማ ዳርጋ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ   ሰብ ርእሱ ዘይኮነ ሓንጎሉ በሪሑ መን ብራሕ ኢሉካ ከይበሃል ፈሪሑ ብውሽጡ ጌርዋ ቁርጥም ኣቢልዋ ናይ ውሽጣዊ ብርሒ ኣብ ዘመነ ህግደፍ ጥራይ ኢኹም ትሪኡዋ! Simon G.

READ MORE

ምስጢር ግዳይ በዓል ጽሩራ ህግደፍ ዝኾነት ጓል ስውአትን፡ አውያት ዓሳታት ማእከላይ ባሕሪ ዝተቛደስዋ "ሳሊናን"፥ ስለምንታይን? ስርዓት ህግደፍ ንሕድሪ ስውአት ጎስዩ፡ ንህዝብን ንዋጋ ዝኸፈሉ ጀጋኑን፡ ብዘይ መስርሕ ሕጊ ኸርዲኑ ምስቃይ ከይአኽሎ፡ ስድርኦም ሲኢኖም፡ አብ ትሕቲ ባሩድን ሃድን ነፈርትን፡ አብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝዓበዩ፡ ዘኽታማት ደቂ ስውአት'ውን  ከይተረፉ፡

READ MORE

ህጹጽ መጸዋዕታ ንኩሎም ኣብ  መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን 15 ሕዳር 2017 - ምልካዊ ስርዓት ንምውጋድ መናሃርያ ንግበራ ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፦ ከም ደለይቲን ተቓለስትን ንፍትሒ መጠን፣ በቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዝርከብ ኣሰቃቒ ኩነታት ከም ትሳቐዩን ትጉህዩን ጥርጥር የብልናን።  ክብርቲ ሃገርና ህዝባ ተጓሕጉሑ ፣  ኣፍረይቲ ደቃ ካብ ሃገር

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንዕጡቕ ጉጅለ ሶማል፡ ኣሽባብ፡ ወተሃደራዊ ደገፍ ኣብ ዝገበረሉ እዋን እቲ ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ተደፍአ ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን ተታሒዞም ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ተስፋልደት ኪዳነን ሳልሕ እድሪስ ጋማን ነጻ ከምዝተለቁ ወኪል ኣሰና ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ። ጋዜጠኛ

READ MORE

ሱር በተኽ ዝኾኑ ቁኑዓት ሐሳባት ካብ  ተራ   ውልቀ ሰብ ክፍልፍል ይኽእል እዩ።  ኣብ ግብሪ ክትርጎም ግን ብዙሕ  ጻዕረን ተወፋይነትን ክእለትን ናይ መሳለጢ ገንዘብ  የድልዮ። እቲ ናይ ሰላም ምንቅስቃስ   ብኣብረሃም ገብረሊባኖስን  ኣብ ኤሪትራ ዝዓበየ ብምብጋሱ ዝያዳ ኣገዳሲ ይገብሮ። ኩነታት ስደተኛታት ኤሪትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ተንኪፎዎ ክኸውን ይኽእል  እዩ። እቲ

READ MORE