Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግረንፈል ህንጻ (Grenfell Tower) ዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ ህይወተን ዘሕለፋ ኣሕዋትናን ደቅናን፡ ድሕሪ ክቱር ሓዘንን ትጽቢትን ዘሰነየን ሰለስተ መረርቲ ኣዋርሕ፡ ሬሳታተን ተለልዩ ተዋሂቡና። ብቐዳምነት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን፡ ብኣካል ኣብ መንጎና ተረኺብኩም ኮነ ብመልእኽትታትኩም፡ ሕሰምናን ሓዘናን ንምፍዃስን ንምጽንናዕን

READ MORE

እቲ ካብ 9-11 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሲያትል ዝተኻየደ ናይ ህግደፍ ፌስቲቫል ፣ ብስቱር ውደባን ጎስጎስን ዝተኻየደ ዘይህዝባዊ ጉጁላዊ ፌስቲቫል እዩ ነይሩ። ከም ኣካል ናይቲ ፌስቲቫል ተሓሲቡ ናይ ኤርትራ ወከልቲ ኣካላት ባይቶ ኣብ ስሜን ኣሜርካ ሰሚናር ተኻይዱ ብዝብል ስም ኣብ መወዳእታ እቲ ናይ ሳልስቲ ሰሚናር ተሓቢሩ ። [gview

READ MORE

ቀዋሚ ቦታኣ ኣብ ሚላኖ ዓዲ ጥልያን ዝኾነ ክኢላ ሕክምና ኤርትራዊት ገባሪት ሰናይ ዶር ኣልጋነሽ ፍስሃ ጋንዲ መስራቲት ናይቲ `ጋንዲ` ዝብሃል ዘይመንግስታዊ ወለንታዊ ማሕበር እያ። ነቶም ዝተፈላለዩ ሓደጋታት እንተላይ ሽግራት ዘይሕጋዊ ኣሰጋገርትን ጨወይትን ሰጊሮም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምድሓን ድማ ንሓያለ ዓመታት

READ MORE

እዚ ቃል እዚ እቲ ኣብ ዝኽሪ መስከረም 18, 2001 ኣብ ሲያትል ዝተዋህበ ቃል ዶር. በረኸት ሃብተስላሴ እዩ ። መስከረም ኣብ ህልው ታሪኽ ኤርትራ ብኽልተ ዓበይቲ ፍጻመታት እያ ትፍለጥ ። እቲ ሓደን ቀንድን መሰረት ናጽነትና ዝኾነ ምፍላም ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ክኸውን ከሎ ፣ እቲ ካልኣይ ድማ እቲ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ፡ ቤቱ ዝሃንጸሉ’ምበር ቤቱ ዘፍርሰሉ ኣይደልን’ዩ ኣብዚ ዘለናዮ መዋእል፡ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም፡ ዘመናዊ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ናጻ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን መሰል ስለዘሎ፡ ሰባት ብስሉጥ መዓልታዊ ህይወቶም ክመርሑ፡ ሓድሕድ ርክባት ክምስርቱ፡ ማሕበራዊ፡ ፖለቲካውን ቁጠባውን ንጥፈታቶም ከሰላስሉን ክኢሎም ኣለዉ። ብዙሓት ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን ነዚ ዕድላት’ዚ ተጠቂሞም፡ ኣብ

READ MORE

ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ትማሊ ሓሙስ ንስምረት ገዳማትን ነቶም ዝርካቦም ጳጳሳትን አኪቡ ነዚ ብማሕበር ደብረ ቢዘን ተገይሩ ዘሎ ውገዛ ብቕልጡፍ  መልሲ ሃብሉ ኢሉዎም። ይኹን `ምበር  እቶም ኣብቲ ርከብ ዝተሳተፉ ምስ ማሕበር ቢዘን ኪንረዳዳእ ዝብል ሪኢቶ ኳ እንተሃቡ፡ ጳጳሳት ናይ ግድን ክትምልሱ ኣለኩም፡

READ MORE

መልእኽቲ ሓዘን  ተጋዳሊት ጽገ መንገሻ፡ ብዝሓደራ  ሕማም፡ ንነዊሕ ዓመታት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሓ ብዕለት 20 መስከረም 2017 አብ ሃገረ ጀርመን፡ ካስል ዓሪፋ። ተጋዳሊት ጽገ መንገሻ ብንኡስ ዕድሚኣ ብ1977 ኣባል ቀያሕቲ ዕምባባ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይና ዝጀመረቶ ቓልሲ ንናጽነት ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ክሳብ እዛ ዕለት ብሞት ዝተፈለየትና፡

READ MORE

                                                                                                            20 September 2017 OPEN LETTER   Mr. Ismail Ould Cheikh Ahmed Special Envoy of the Secretary-General for Yemen Office of the Special Envoy of the Secretary-General for Yemen Palais des Nations Avenue de las Paix 8-14 1211 Geneva 10 Switzerland   Your Excellency,   RE: Urgent Call for immediate humanitarian assistance for Eritrean refugees in Al Hudaydah

READ MORE

ትዕግስቲ ድዩ ፍርሒ ከቢዱና ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ዕለታዊ ዜና ሕሰምን መከራን ግፍዕን ጭቆናን መግለጺ ዘይርከቦ ዓቀኑ ዝሓለፈ ምዝመዛ ደቂ ሰባት ተከሲቱ እነሆ፣ከም ሳዕቤኑ ከኣ ስደት መናእሰይ ኤርትራ ብሓፈሻ እግሪ ዝተኸለ ኩሉ ዜጋ ሃገሩ ራሕሪሑ ክስደት ዓለም ብዓለማ በጺሑዋ።እቶም መበገሲ ስደት ኤርትራውያን ቡዙሓት እኳ

READ MORE

ካብ ሶዶም ንጎሞራ ካብ ሶዶም ንጎሞራ፡ ክንደይ’ዩ ርሕቀትኪ ኤርትራ ኣበይ‘ዩ ሸላኺ ኣብቲ ናይ ግሃነም ስፍራ ዓሻክርኪ ወርወርቲ ጭማራ ተሓንገጥቲ ሴፍ፡ ተዀልኰልቲ ኻራ ትማሊ’ዶ ኣይነበሩን እቶም ጨቆንቲ „ኣምሓራ“ ካሮኦም ዝጎደመት ክሳድኪ ሓርሒራ በየን‘ድኣ ኣተዉ ሕጂ‘ኸ እዞም ህንጡያት ጭፍራ ካብ ውሻጠኺ ፈልኽ ኢሎም እንቋቝሖ ኮብራ ኣትማን ዝናኸሱ፡ እንዳፈለዩ ኣንቆራ መርዞም ከም ቻርኖቢል ትለክፍ ኣሕቢራ ክንደይ ህያው ይሔው ዘይበለት

READ MORE

ሎሚ 18 መስከረም፡ እቲ ብቐጻሊ እናዓበየ ዝኸይድ ዝነበረ ግበታ ስልጣን ኢሳይያስ ኣብቂዑ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ናብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ናይ ምስግጋር ዕማም ክፍጸም ግሁድ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ዝገበሩ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራን፡ ድምጾም ንህዝቢ ኣብ ምዝርጋሕ ዝተሓባበሩ ነጻ ጋዜጠኛታትን፡ ብውልቀመላኺ ኢስይያስ ኣፈወርቂ ተመቚሖም ሃለዋቶም ናይ

READ MORE

Eritrean Movement for Democracy and Human Rights http://www.emdhr.net/ Registration number 034-999 NPO 85 Jeppe Street, Room 302B, Pretoria, Sunnyside, Republic of South Africa. P.O. Box 30583, Sunnyside 0132 Email: info@emdhr.net   ጋዜጣዊ መግለጺ 18 መስከረም፡ ‘መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ` ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ከም ሃገርን ህዝብን ንኸረጋግጽ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ’ዩ። ብመስዋእቱ መሬታዊ ልዕላውነት

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ንልዕሊ 17 ዓመታት መመላእታ፡ “ወራራት ጭፍራ ወያነ ብምምካት ልኡላውነትና ኣረጋጊጽና” ክይበለ ዝወዓለላ መዓልቲ የላን እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። እቲ ብሰበብ ባድመ ተባሂሉ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተወልዐን ንሰለሰተ ዓመታት ዝቀጸለን ደማዊ ኩናት፡ ካብ ክልቲኡ ወገን ህይወት ኣሽሓት ቀዚፉ፡ ንብረት ኣዕንዩ፡ ምምዝባል ኣኸቲሉ፡ ቢልዮናት ገንዘብን

READ MORE

እዚ ኣብዚ እዋን ካብ ብቕዓቱ ይኹን ካብ ሰዓብቱ ተስፋ ቖሪጹ: ሃገርን ህዝብን ረሚሱ: ካብ ዓለምን ህዝቡን ተሓቢኡ ዝነብር ዘሎ ውልቀመላኺ: እቲ ከም ምስጢር ሒዙ ኣብ 1999 ባድመ ንምምላስ ዝህቦ ዝነበረ ንመራሕቲ ግንባራት ከይተረፈ ዘስደምም ዝነበረ ትእዛዛት ክትኣምኖ ዘሸግር እዩ ኔሩ:: ሰራዊት ኢትዮጵያ ስትራተጂኣዊ ጎቦትት ተቖጻጺሩ

READ MORE