Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብልምዲ ሕብረተሰብና፡ ኣብ እዋን ጾም፡ ሕማማትን ሓዘንን፡ ጓይላ፡ ዳንኬራን መርዓን ኣይግበርን’ዩ። እዚ ባህሊ’ዚ ሓደ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝሕበነሉ ሞራላዊ ስነ-ምግባርን ክብርን እምበር፡ ብዝኾነ መንግስቲ ዝተዋህቦ ትእዛዝን ሕግን ኣይኮነን ዝትግብሮ። እዞም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ገለ ብግዴታ፡ ገለ ድማ ብረብሓን ብፍታውን፡ ኣርማን ባንዴራን ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ እናውለብለቡ፡

READ MORE

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣቦታተይ፡ ኣዴታተይ፡ ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ ደቀይ ደቂ ደቅይ ሰላም ንኹላትኩም ንኹላትክን ይኹን፡ ዘስግእ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ብበቢዓይነቱ መገድታት ካብ ነዊሕ ጊዜ ጀሚሩ ብሰፊሑ ይዝረበሉን ይጽሐፈሉን ኣሎ። ተጓይኻ ምስራሕ እንተዝይኮይኑ ሕጂ ሓዲሽ ነገር የልቦን። እንተኾነ ዝጸበቦ ውላድሲ መቃብር ወለዱ ኮዓተ ከም ዝብሃል፡ ኣነ ደማ ከም

READ MORE

ሰፊሕ ሕዝባዊ  በዓል ንዝኽሪ መበል 56 ዓመት ባሕቲ መስከረም 1961 ዓ.ም.ፈ   ንዝኽሪ መበል 56 ዓመት ባሕቲ መስከረም 1961 ዓ.ም.ፈ መጀመርታ ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ ንምብዓል ብሓልዮት ሕዝባዊ ምጥርናፍ ኤርትራውያን ስቱትጋርትን ከባቢኣን/ደለይቲ ፍትሒ ዝተዳለወ ሓጺር መግለጽን ብወናማት ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ብባህላዊ ደርፍን ሙዚቃን ዝተሰነየ፡ ሰፊሕ ሕዝባዊ በዓል ኣብ ከተማ

READ MORE

ኣብ መዋእል ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ኣብ ኤርትራ ዘየለ ህዝባዊ ኣገልግሎትን ክፉእ ነገራትን ምዝርዛር፡ እቲ ዘሎ ቁንጣሮ ኣገልግሎትን ጽቡቅን ምጥቃስ ይቀልል። ንምንታይ’ሲ ኣብ ኤርትራ ሕሰም ህዝብና ዘጋድድ፡ ጋሕማጥን ምልካውን ኣሰራርሓ ቆጺርካ ስለዘይውዳእን እተን ንስርዓት ህግደፍ ሞሳን ክብርን ዝወሃቦኦ ውሱናት ስለዝኾናን። ብ8 ነሓሰ 2017, ኣብቲ ብ “ብሃገራዊ

READ MORE

ዕድመ ንህዝቢ ። ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነትን ሓርነትን ኤርትራ። ከምዝፍለጥ ፣ ባሕቲ መስከረም ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነትን ሓርነትን ኤርትራ ዝትጀመረላ ዕለት እያ። እዛ ዕለት እዚኣ፡ ብዘይ ናጽነትን ሓርነትን ክብረት የለን ብምባል ንኹሎም እቶም ብሉጽ ህይወቶም ከይበቀቑ ንኤርትራን ህዝባን ዝወፈዩ እንዝክረላ ክብርቲ ዕለት እያ። ስለዝኾነ ድማ እነሆ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፣ ከምቲ ድሮ ዝሰማዕኩሞ እቲ ን 16 ዓመታት ምእንቲ ናጽነት ሃገሩ ዝተጋደለ ጅግና ተጋዳላይ ሰለሙን ሃብቶም ን 14 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ጨፍላቒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ምስቓዩ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ካርሼሊ ተሰዊኡ። ንተጋዳላይ ሰለሙን ግን፣ ዝፈትዎም ስድራቤቱ ራሕሪሑ ብ 1975 ንሜዳ

READ MORE

ግደፋ እዛ ዓዲ ረስዓያ ካብ ልብኻ ምሒቕካ ኣውጻኣያ ስጐጓ፡ ኔው በላ፡ በላ ብያ ብምንታይ ኢያ‘ሞ ሰሪሓ ክትብሃል ዓያ ሃሊኻ፡ ደይባ፡ ጐያ ሓሪሻ፡ ጐልጕላ፡ ጸጊኣ፡ ጻህዪያ ቀውዓ ኣቖንጺባ ዓውዳ ኣጨቅያ ደቃ በእላፋት ኣጥምያ እንሃ ከም ገልዒ ትጕሓፍ ተደርብያ   ኣብ መዓሙቕ ልበይ ተሰዅዓ ከም ብሮት ትነብር ምስ ስጋይ ጠቢቓ ሕቖይ እንተሃብክዋ ትጥወ ብፊተይ መጺኣ ጽላሎታ ትኸይድ ምሳይ ተጸጊዓ ትምኒተይሲ ነይሩ

READ MORE

ወረደ ኡኡኡኡይ ዶ ክብል ኣታ ወረደ ሓወይ ኣታ ወረደ ሓወይ ወረደ ሓውኻ በሊዩ ኣብ ማእሰርቲ ከይተፈርደ ደሃዩ እኳ ኣይነበረን ሽዑ ምስተወስደ ሕጂ እንደሞ ወሪዱና ካብኡ ዝገደደ ኣብኡ ተኻሪጁ ኢሎሞ ንፋስ ከይ ወሰደ ትሰምዓኒ ዶ ትህሉ ወረደ ሃብቶም በዓል ፋረ በዓል ታንኪ ዝነበርካ ናቶም ሓውኻስ ከይዱ እዩ ሎሚ ካብኣቶም ኣዴኻስ ኬይዳ ኢያ ትማሊ ካብኣቶም መጼሙኻ ዶ

READ MORE

ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብ 10 ሓምለ 2003 ካብ ዝእሰር ብዘይ ክስን ፍርድን ን 14 ዓመታት መመላእታ ኣብቲ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ካርሼሊ፣ ክሳቐ ዝጸንሐ ዳይረክተር ጀነራል ተለኮሙኒኬሽን ነበር ተጋዳላይ ሰለሙን ሃብቶም፣ ሎሚ ንጉሆ 18 ነሓሰ ኣብ ቤትማእሰርቲ ከምዝተሰውአ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዕድሚኡ መወዳእታ ሱሳታት ዝበጽሕ፣

READ MORE

  ዝኾነ ፍጡር ብሰላም ክድቅስ ዘይደልን ዘይምነን የልቦን። ዘየደቅስ ኩነታት እናሃለወ ከሎ ግና፥ ክድቅስ ዝኽእል የልቦን። ናይታ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያንና ኩነታት’ውን፥ ኣብዚ እዋን’ዚ ከደቅሰና ዝኽእል ኮይኑ ኣይርከብን ዘሎ። ንሳ እዛ ቅድስቲ ዝኾነት ቤት፥ ሰላምን ቅሳነትን ከይረኸበት ከኣ፥ ንሕና እቶም ብጸጋ-ጥምቀት ካብ ማህጸና ዝወጻእና ደቃ፥ ሰላም ረኺብና ድቃስ

READ MORE

,,ተመክሮይ ኣብ ህዝባዊ ግንባር“፡ ብሓው የማነ ተኽለገርግሽ፡ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ፖለቲካዊ ዘተ ምስ ህዝቢ ኣብ ከተማ ኮለን (Köln)።   ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW ንቀዳም ዕለት 16. 09. 2017. ዓ.ም.ፈ.፡ ሰፊሕ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። ሽማግለ ህዝባዊ

READ MORE