እኳ ተስፋ ፍሥሓየ መብራህቱ © copyright 2003ክንዲ ንፋዕክንዲ ተስፋክንዲ ኣጽንዕክንዲ ተስፋክንዲ ‘ገናዕክንዲ ተስፋቀትሪ ኣውያትለይቲ ግፋሰስሒብካ ናብ “ዓጌፋ”ዒም ዝበለ ብማሕጎፋኤርትራናስ ‘ንታይ ለኸፋዘይርከባ እኳ ተስፋ። እምበይተይ ኤረብዛዕባኺ ‘ንታይ ይውረጸጽቡቕኪ ምስተቐብረ‘ቲ ሠናይኪ ተባረረበረኸትኪ ኔው ሰፈረ‘ተን ጥሪትኪ ኮይነን ዓረቅቡጽ ተስፋ ዘይዕረ‘ቲ ግናይኪ ዓለም ዞረወሊድኪ’ምበሪበዓል ሰሪእከይ ግብሪሠራሕ ነውሪጸፋር እግሪተዓንቃፋይተነቃፋይ። ፈሊጥኪዶብሰንኩዩ ‘ቲ መርገምኪዝሓሰመ ‘ቲ

READ MORE

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ካልኣይ ክፋል) (ብደብረ) ክቡራት ኣንበብቲ ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ርእይቶ መሃብ ቁሩብ ክዛረብ። ርእይቶ ኣወንታዊን ኣሉታዊን ክኸውን ይኽእል። ግን ሃናጺ ክኸውን ይምረጽ። ስሚዒታውያን ኣይንኹን። እቲ ጸሓፋይ ክብሎ ወይ ከመሓላልፎ ዝደልዮ ነገር ክሳብ ዝውድእ ዕድል ንሃቦ ‘ምበር ብግምት ከምዚ እዩ ክብል ደልዩ ኢልካ ርእይቶ ምሃብ ቁሩብ

READ MORE

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ቀዳማይ ክፋል) ብመጀመርታ  ንኹሎም ኣንበብቲ ሰላም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሰላም ልባዊ ትምኒተይ እዩ። ድሕሪ ሰላም ኩሉ ይመጽእ። ሰላም ኣብዘለወሉ ቅሳነት ይነግስ፡ ጸጋ ይመጽእ። ንቡር ናብራ ይህሉ፡ ምትሕስሳብ ምትሕልላይ ይህሉ፡ ኮታስ እቲ ጽቡቕ ዝበሃል ኩሉ ተፈጻምነት ይህልዎ ብዓቢኡ ከኣ ፍቅርን ሕውነትን ግቡእ ቦትኦም ይሕዙ። ኩሉ ኣብ ፍቕሪ

READ MORE

ጸጒረይ ክምሸጥ!   "ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ'ባ!?"   ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ ናይ መወዳእታ ክፋል፥   "እዋይ! ኣቲ መዓረይ ንዒ'ስከ በዚኣ ኮፍ በሊ? እንታይ እየ ዝሰምዕ ዘለኹ ጓለይ!? ፈቐዶ ገዛውቲ ደድሕሪ ልቺ ክትኮሊ ውዒልኪ!? እስክሉ?" ብምባል፡ ዋና ገዛ ሓደ ክልተ ቢጎዲኒ ፈቲሓ ንገለ ክፋል ጸጉሪ ርእሰይ ትንክፍ ትንክፍ ኣበለቶ'ሞ፡   "እዋይ! ቀሪብኪ እንዲኺ

READ MORE

ሱቅ ጡዑም እንታይ ገደሰኒ (ብደብረ)ኣንፈት ፖለቲካ ሃገርና ባህርያትናን ኣይርደኣካን እዩ። ደይምሕሳቡ ይሓይሽ ‘ምበር ሕውስውስ ‘ዩ ድብለካ። ብዙሕ ናይ ፖለቲካ ፈላጥ ኣይኮንኩን ግን ከኣ ይርደኣኒ ‘ዩ በሃላይ ‘የ። በዚ መዳይ ንነፍሰይ ምስ ካልኦት (ንኣብነት ምስ ስድራይ) ዘለኒ ኣረኣእያ ክመዝና ከለኹ ኣብ ክልተ ጫፋት ኢና ንምደብ።  ንሶም

READ MORE

ዑዉር፡ ይመሰለለይ ተዓሊም (ብደብረ)ኣብ 1999፡ ምስ 'ቲ ውግእ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዝተኣሳሰረ፡ ዕድሜና ንሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይምልከተና፡ሊዕሊ ኣርብዓ ክሳብ ሓምሳ ዓመት ዝኾንና፡ ኣባላት ዑቁር ሰራዊት ተባሂልና ንሳዋ ወሪድና ነይርና። ኣብ ሳዋ ንኽልተ ወርሒ ዝኣክል ብወተሃደራዊ  ሳይንስ ተዓሊምና። ሽዑኡ ዝተዓለምና ብቕዓት እንተዘይነበረናውን ምስቲ ዝነበረ ኹነታት፡ ስሚዒትን ሃገራውነትን ነቲ ተዓሊም ብልቢ ዝተቐበልናዮ (ሕሙማት

READ MORE

 ስርዓት ኢሳያስ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ’ዩውልቀ መላኺ ኢሳያስን ኮራኩሩን፡ ወትሩ ዝምድርዎን ህዝብና ንምድንጋር ዘቅርብዎ ብመዓር ዝተለበጠ መርዝን ብዘየገድስ፡ ንሳቶም ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ኣረሜናውን ኣዕናውን ተግባራቶም ብግብሪ የረጋግጾ ኣሎ፡፡ኢሳያስን ደቂ መዛሙርትን፡ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ብዙሕ መርትዖታት ክቐርብ ዝኸእል’ዃ እንተኾነ፡ ነቶም “ኣይፋል ስርዓት ኢሳያስ ንጹህ ከም

READ MORE

Chris Cotter ዝተባህለ ሓደ ግዱስ ኣመሪካውን ጉጅሊኡን ብዛዕባ ጠንቂ ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘጋጥሞም ዘሎ መከራን ንዓለም ንምብራህ The Eritrean Exodus ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ፊልም ፕሮጀክት ንምስላጥ ዘካየዱዎ ምወላ ናይ ምርካብ ጎስጓስ፣ ልዕሊ እቲ ወጢኖሞ ዝነበሩ ናይ 30 ሽሕ ዶላር ታርጌት ብምውጻእ ተዓዊቱ።ንሳቶም ነታ

READ MORE

ቅድሚ 10 መዓልታት ኣቢሉ ብምድጺ ኣሰና ተቓሊሑ ከምዝነበረ፣ ነቲ መራሕቲ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ብህግደፍ ኣብ ወጻኢ ጎስጓስ ክገበሩ ዝተዋህቦም ትእዛዝ፣ ኣብ ግዜ ጾም ኣርብዓ ጸሎት ደኣ ንገበር እምበር ንወጻኢ ኣይንገይሽን ብምባል ቅሬታኦም ኣስሚዖም ኳ እንተነበሩ ብመሰረት 'ቲ ብቤትጽሕፈት ህግደፍ ተዋህቦም ተሪር ትእዛዝ ብ 19 ለካቲት ፍራንክፈርት

READ MORE

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኤርትራ ኣብ መበል 94 ዓመተን ዝዓረፋ፣ ኣዴና ጽገረዳ ብላታ ሃይሉ፣ ወላዲቱ ነቲ ብ 2001 ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብዘይፍርዲ ምስ ተኣስረ ዛጊት ሃለዋቱ ዘይፍለጥ ሚኒስተር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) ሎሚ ሰንበት 22 ለካቲት ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ጸሎተ ፍትሓት ተገይሩለን።ኣብቲ ጸሎተ ፍትሓትን ደበስን

READ MORE

ኣዕዋፍ ዒላዒሮ ብረራ  መርድእ ንገራኣደ ጅግና ኣደ ድሩዕ ሓሊፋ በላጸበባ መግዛእቲ ዘየሰነፋኣርዑት ባዕዲ ክሳዳ ዘይዓጸፋኣደይ ጽገ ኣብቂዓ ኪዳና ኣጽኒዓ::ሽኮ እግሩ ወዳ ክዘልልድርፎ ርእሲ ዓዲ ክኾልልእናተራእያ ዝሓለፈ ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ክድብልብተስፋ ከተማዕዱ ኣዒንታ ቆሊዓሰሃሮ ኣሕሊፋ ነብሳ ተበሊዓኣደ ጅግና ተዋሪዳ ክልተሳብ ተራእያተጠሊማ መብጽዓ ኣብ ቤታ ተጨውያ::ብሩህ ወጅሃ

READ MORE

ባህግና ፍሥሐየ መብራህቱ  ሰላም ተባሂልና ብሰልም ክንነብርሓምሊ ተደሪርና ቀሲንና ክንነብርመሲልና ኣምሲልና ከም ግቡር ከምንቡርወሊድና ዘሚድና ክንሓዝል ክንሕንግርነቶ ዝዓረፉ ብኽብሪ ክንቀብርምርቓ ቀሲምና ታሪኾን ክንዝክርሰላም’ዩ ባህግና ምስ ዓለም ዚጽንብር። ሰላም ጸሚእናያ ከም ማይ ምደረ በዳዘይክፉል ከፊልና ኣቲና ኣብ ዕዳወኒንናያ ኢልና እምብዛ ክንንእዳዘሕድራ ስኢና ክትእሪ ኣንቂዳቅሳነት በነነት ኣቋራጭ መንገዳንስደተይ በለት ሰኣን

READ MORE

መስከረም (መሽረፈት) ኔትን ራድዮ ኤረናን ኣብ ሓደ ማኣዲኣሰና ኣብ ጉዳይ'ቲ ብ1997 ዓም ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋምን ኣብቲ ካብ ኤችቢሲ ልሒኹ ዝወጽአ ውልቀ መላኺ መራሒ ኢሰያስ ወይ ልኡኻቱ ኣብ ናይታ ባንክ ናይ ስዊዝ ጨንፈር ዝኸዘኑዎ ምዃኑ ዝእመነሉ 700 ሚልዮን ዶላር ዝኣክል ገንዘብ ዘጋለጸ ሓበሬታ ኢያ ተጸሚዳ ቀንያ።

READ MORE

  "ኣብ ስደት ዝርከባ ሓደ ሓደ ናይ ኤርትራውያን መርበባት ኣቐዲመን ኣብ ዝዘርግሖ ግጉይ ሓበሬታ፣ ክልተ ደቁን ሓንቲ ሓብቱን ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩን ካብ ኣባላት ሰራዊት ሓለዋ ዶባት ኤርትራ ብዝተተኮሰሎም ጥይት ተቀቲሎም ዝብል ወረ ከምዝተዘርግሐ ዝሓበረ ክብሮም፣ ነዚ ሓቕነት ዘይብሉ ዘይተጻረየ ሓበሬታ መን ከምዝሃቦም'ውን ዝኾነ ኣፍልጦ ከምዘይነበሮ ጠቒሱ።"

READ MORE

"ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር: ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ'ዩ"  - መርገም’ዶ ምርቓ ? ሎም ቅነ "ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ'ዩ" ዝብል መሰደመም ካባና ካብ ወገን ደለይቲ ፍትሒ ሰሚዕና:: ብላዕሊ ላዕሊ ንዝርእይ እዚ ብህሎ:  መርገም ድዩ ምርቓ ግር ከብሎ ይኽእል ይኸውን:: ህግ ማለት እቲ ኤርትራ ኣብ 1991 ካብ መግዛእቲ

READ MORE

ዝሓለፈ ቀዳም 15 ለካቲት ብሕማም ምኽንያት ዝዓረፈ ሜጀር ጀነራል ኣሕመድ ዑመር ካካይ፣ ብ 21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ምንቅስቓስ ኣባላት ምክልኻል ካብ ዝተኻየደሉ እዋን ኣትሒዙ ንኽልተ ዓመታት ናይ ገዛ ሕዩር ኮይኑ ከምዝጸንሐ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ሓቢራ።እቲ ሓበሬታ፣ ሜጀር ጀነራል ኣሕመድ ዑመር ካካይ፣ ስዉእ ወዲ ዓልን

READ MORE

ኣብ ትውልዲ ሃገሮም ብዘሎ ስርዓት ተገፊዕና ኢሎም ብዘቕረቡዎ ሕቶ ዑቕባ መሰረት ኣብ ካናዳ ናይ ዑቕባ መሰል ተዋሂቦም ዝነበሩ ስደተኛታት፣ ዓዲ በጺሖም ብምምላሶም ረኺቦሞ ዝጸንሑ ሕጋዊ ነባርነት መንግስቲ ካናዳ ከሕድጎም ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ መርበብ ሓበሬታ Metro Canada ብ 17 ለካቲት ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።ምስቲ ብ 2012

READ MORE

ፍረሰላም ሙሴ!   ኣንታ ንኡስ ፍጥረት ፍረ ናይ ናጽነት ጅግና ወዲ ጅግና ብዓል ድርብ ሓሞት ካብ ጉድጓድ ወጺእካ ስዒርካያ ንሞት 'ዕጡቕ'የ' ምባልካ ንወፍሪ ሓርነት ልበይ *ተሸኒሁ ኰሪዐልካ ብኡነት!     *ደስ ኢሉዎ   ብርግጽ ኰሪዑ ደስ ኢሉዎ ልበይ 'ክቃለስ'የ' ምባልካ ነዚ ውጹዕ ህዝበይ ብልሕኻን ትብዓትካን ወኒኑዎ ቀልበይ ናይ ደስታን ሓበንን ዛሪዩ ንብዓተይ ንኣኻ ምውላዳ እዛ ዋዕሮ ሓብተይ ምስጋና ይኹና ጎይታ

READ MORE

ጸጒረይ ክምሸጥ!   "ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ'ባ!?"   ብዓይነይ ዘጓነፈኒ ፍጻመ፡ 2ይ ክፋል፥   "ሃለው መን ክብል? ኣቤት ሽኮሪና፡ ወዲእኪ? እዋእ! ኢሂ!? ኣብኡ ከኣ ወሲዶማ!? በቃ በሊ ነዞም ሒዘዮም ዘለኹ ዓማዊል ኣብዛ ማይ ተመናይ ኣብጽሕ ኣቢለዮም ቀልጢፈ ክመጸኪ'የ፡ ቻው። መጻእኩ፡ መጻእኩ" ብምባል ታክሲስታ፡ ሽክና ርእሱ እናነቕነቐ ክግረም ዝረኣዮ ሓደ ተሳፋራይ፡ "ደሓን

READ MORE

ወልቀ መላኺ ኢሳያስን ስዓብቱን፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጸሎት ተባሂሎ ዝፍለጥ ከባቢ ኣስመራ ዝርከብ መንበሪ ኣባይቲ ከምዝዓነወ ተፈሊጡ። እቲ ወናኒ መሬቱ ዝኾነ ህዝቢ ከባቢ ኣስመራ፤ ንዝተዓደሎ ጤሳ በብዝጥዕሞ መገዲ ፈርቂ በጽሒቱ ሸይጡ፤ ነቲ ፍርቂ በምስራሕ ዝሰርሖ ኣባይቲ ከምዝኾነ ይፍለጥ። ካብዘን ዝሓለፋ ወሱናት ኣዋርሕ ጀሚሩ ግን፤ እዚ

READ MORE

እዚ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ምስጢራዊ ሕሳብ HSBC ባንክ ተቐሚጡ ዝጸንሐ ሕጂ ተቐሊዑ ዘሎ ኣስታት 700 ሚልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ካብ ኤርትራ ዘህደሞ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጸጋ ምዃኑ ህዝቢ ክፈልጦ ከምዝግባእ፣ ሓላፊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር (Treasury) ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ዘገልገለ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ምስ

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጥፉእተቖጠብ ኣይትዛረብ ኩፉእTesfamariam Wel.16/02/2015 Oslo Norway ገንዘብካ ተጋሒጡ ህዝብኻ ተባሪሩህዝቢ ብጥሙዩ ኣብ ስዊዝ ተዓቍሩኣለውን ዘይተነግረ ኣብ ጪና ተሃጊሩደጋፍ ህግደፍ ጸልሚቱኳሎ ምስጢሩ ቅበጽ ህግደፋዊ ተስፋ የብልካንፍልሖ ኣትዩካ ብኸመይ ክትድሕንክንፊ ዘይብሉ ቁርዲድን ኣንበጣንዘይምሕሩ ባልዕ ኦሮሞን ደምህትን ግደፍ ከይትጠዓስ ሕሰብ ኣጸቢቕካኣይተቃልሎ ስማዕ ማዕዳ ኣሕዋትካሃገር ናይ ኩልናያ ኣይኮነትን ናትካተፍቅራ

READ MORE

ካላእ፣ የሃልዎ በሓቂ ፣ዲየ ኣለኹ  ካላእ የሃልዎ።ናጽነት ክዝመት እንዳ ራአኽዎ፣ባርነት  ጠጥዑ  ዘይተጸብኽዎ፣ህዝብና  ክነብዕ  ውሉዱ  ዘክሩ።ኣውያቱ  በዓውታ ከስምዕ ኣምርሩ፣ዝፈትው   ገንሸል  ትማሊ ከፍሉ፣እንታይ፣  የዓብስ፣ ቅያ፣ ትማሊ፣  እንተተዘክሩ፣ኣሎንዶቲ   ቁስሊ  መዓስ  ከ  ቀምሩሩ፣ ትማሊ  እንዳ  በልካ  ኣብ  ትማሊ  ምምባር፣ከምኡ  ኣይ  ነበረን  ክምከት  ግንባር፣ዋጋ  ኢዩ  ሓትቱ  ናጽነት  ምትግባር፣ሎሚ   ክግለጹ

READ MORE

ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፣ ፍስሃጼን ጴጥሮስ "ገንዘብ ጥራይ ሓግዙና እምበር ዋሕዚ ስደት ኣብ ምዕጋት ምሉእ ምትሕብባር ክንገብረልኩም ኢና" ክብል፣ ነቶም ብብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃገራቶም ኣዕለቕሊቐን ብምህላወን ተሻቒሎም ዘለዉ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ክሽሕጦም ፈቲኑ።askanews ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ካብ ዓዲ ጥልያን ብዝዘርግሖ ዜና መሰረት፣ እቲ

READ MORE