Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/07/Gießen.pdf"]

READ MORE

ሎሚ ቀዳም 8 ሓምለ 2017 ኣጋ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ ብርክት ዝበለ ቁጽሪ ዘለውዎም ኣብ ኤርትራ ዓስኪሮም ዝነበሩ ኣባላት ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ወኪል ዜና ስምረት ካብቲ ከባቢ ሓቢሩ። እቶም ስርዓት ህግደፍ ብፍሉይ ክከታተሎም ዝጸንሐ ኣባላት ደምበ ተቓውሞ ኢትዮጵያ፡ ስርዓት

READ MORE

“The hardest to learn in life is which bridge to cross and which to burn”                                                         - David Russell   “Money can’t buy happiness, but it can buy the kind of misery you prefer”                                                - Hobart Brown   “When we remember we are all mad, the mysteries disappear and

READ MORE

ካልኣይ ክፋል ተንኮላትን ኣዕናዊ ሜላታትን የማነ ገብረኣብ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ውልቀመላኺ ኢሳያስን የማነ ገብረኣብ (ማንኪ)፡ ብዘይካ’ቲ ስርዓት ህግደፍ ትልኽ እናበለ ክቅጽል ዝዋስኦ ወሳኒ ተራ፡ ኢሳያስ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ስልጣኑ እንተዘይቀጺሉን ወይ’ውን ህዝቢ ኤርትራ ንምትላልን ንኸምስልን፡ “ካብ ስልጣነይ ተኣልየ” ኢሉ ንየማነ ገብረኣብ ኣብ ቦታኡ ኣቀሚጡ ብድሕሪ መጋረጃ

READ MORE

ቀንዲ ዕላማ ናይ’ዚ ኣብ ሰለስተ ክፋል ዝቀርብ ጽሑፍ፡ ነቶም ጠንቂ ስቃይ፡ ስደትን ድኽነትን ኮይኖም ዘለዉ ብኣጻብዕ ዝቁጸሩ ጠላማትን መጸይትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓቀኛ ባህርያቶም፡ መንነቶምን ሰንካም ንጥፈታቶምን ንምቅላዕ’ዩ።  ብቀንዱ፡ እቲ ብስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ሓበሬታ ከይፈልጥ ተዓፊኑን ተኣሲሩን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓቂ ክሰንቅ፡ ዘሳቅይዎ ዘለዉ ኣረሜናት ኣለልዩ

READ MORE

 ክቡራት ኣንበብቲ ቅድሚ ሎሚ “ተቐማጦ ዓዲ ጋዕቤን ሰማዒ ስኢና ንግፋዕ ኣሎና”ብዝብል ብሬድዮ ኣሰና ናብ ህዝቢ ተቓሊሑ ከም ዝነበረ ዝዝከር ኮይኑ፣ኣነ ሓደ ካብቶም ስቅያትን መግፋዕትን ደቂ ዓዲ ጋዕቤን ዝተሰማዓኒ “ኣድጊ ተማህሊላ በላዒዓ ኣውረደት” ዝብል ኣርእስቲ ብምምራጽ ደቂ ዓዲ ጋዕቤን ብግዜ ባዕዳዊ መንግስቲ ማለት ብግዜ ንጉስ ሃይለስላሴ

READ MORE

“MISSION STATEMENT: –To Build an emboldened community of Eritrean-Canadians that is committed to contribute in a unified and sustained manner towards cultural and economic developments of Canada and the noble mission of ending tyranny in Eritrea and establishing rule of law and democracy. The Festival strives to

READ MORE

ህዝቢ ስያትልን ከባቢኣን ምስ ኣቶ ክብሮም ም ዳፍላ ንጉዳይ ህገር ዝምልከት ኣኼባ ብዕለት 26 ሰነ 2017 ኣካይዶም። ኣብቲ ልዕልነት ሕጊ ዝነገሰሉ ሃገር ምፍጣር ዝዕላምኡን ፣ ጎደና ራህዋን ፍትሕን ዝተዳህሰሰሉ መድረኽ ዘተ ፣ ሓሳባታት ብምውሓዝ ናይ ተግባር ውጥን ቀሪቦም ። እዚ ግብራዊ እዩ ተባሂሉ ዝቀረበ ኣገባብ ቃልሲ

READ MORE

ሎሚ ንጉሆ 26 ሰነ 2017፣ ካብ ገማግም ሊብያ ኣስታት 20 ኪሎምሜተር ኣብ ኣህጉራዊ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ልዕሊ 80 ካብ ሚእቲ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 1066 ስደተኛታት በቲ Search and Rescue (SAR) ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ድሕነት ወፍሪ ከምዝደሓኑ ምንጭታት ኣሰና፣ ካብታ ኣብዚ ሰዓት ‘ዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ እትርከብ፣

READ MORE

በይ ኤርያ ኤርትራውያን ን ደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኣባላቱን ነበርትን በይ ኤርያን ብምዃን ቀዳም 20 ግንቦት 2017 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 2፥00 ክሳብ ሰዓት 6፥00 4 ሰዓት ዝወሰደ ብ ኣባል ሕብእቲ ሰልፊ ህዝባዊ ግንባር ነበር ተጋዳላይ የማነ

READ MORE