Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወያ ቡርኩታስ ግድን እምኒ ኣላታ!  20.04.17፡ ብዕለት 16 ናይ’ዚ ወርሒ’ዚ’ዩ ነይሩ ብድምጺ ኣሰና መስዋእቲ ናይ’ዛ ብዕለት 13.04.17 ዝዓረፈት ሓርበኛ ተጋዳሊት ም ሕረት ኢዮብ ተኹሉ ዘሕዝን ዜና ዝሰማዕናዮ። ምኽንያት መስዋእታ ድማ ብዝነበራ ሕዱር ሕማም ምዃኑ ክግለጽ ቀንዩ ። እንተኾነስ ሕጂ’ውን ብድምጺ ራዲዮ መድረኽ ዝተፈነወ ዜና ከምዝሕብሮ ሓርበኛ

READ MORE

ሓውና ምስግና ገብረመድህን ብሕማም ምኽንያት ብዕለት 07/03/2017 ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝዓረፈ ብምዝካር፡ ንቤተሰቡን ፈተውቱን ደቂ ማሕበሩን ጽንዓት ይሃቦም። ምስግና ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ብዘሕ ብድሆታት ኢዩ ኣጋጢሙዎ። ግን ንኹሉ ብትብዓትን ትዕግስትን ሓሊፉ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ከዕርፍ ካብ ሕቡራት ኣመሪካ ጠቕሊሉ ኢዩ ኣትዩ ነይሩ። ካብቶም ዓበይቲ ምስግና ዝልለየሎም ጠባያት ንምጥቃስ፦ ምስግና

READ MORE

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ   ኣንጸባራቒ ዓወት ኣብ ሆላንድ! ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ- ኣብ ቃልሲ ንፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ምሳኹምን ኣብ ጎኒኹምን ኣለና። ሃብሮማትን ጀጋኑን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ ንዝወሰድኩምዎ ተባዕ ተበግሶ ነሞጉስ። ተዓዊትኩም የዐዊትኩምና። ብዙሕ ምሽብሻብን ምድላውን ንዝተገብረሉ መደብ ህግደፍ፡  የውሃና ይብጻሓኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን

READ MORE

  Tesfamariam wel.15/04/2017 oslo Norway እልል በል ህዝበይ ህግደፍ ተሳዒራ ዝኣመንዋ ዕርዶም ትማል ተሰቢራ ተሓጎስ ደላይ ፍትሒ ጻማኻ ሲዒራ ወልፊ ጓይላ ዝነበራ ተሪፋ ኣንቃዕሪራ   ቅያ ተሰሪሑ ኣብ ሆላንድ ኤንድ ሄቨን ንህግደፍ ሓዘን ንደላይ ፍትሒ ሓበን ታኣምር ክንሪኢና ሓዲኡሎ ሎምዘበን ክንሪኢና ህግደፍ ክበላልዓ ሕድሕደን   ኤውሮ ክግሕጡ ከም ቀደም መሲሉዎም ተራኣኻስ ባዶ ተሰኪሞም ጽርግ ንዓዶም ህግደፍ ህግደፋውያን ተጋሊጹ ጉድኩም ፈኸራኹም ተሳዒሩ

READ MORE

ምሕረት ዝኣዘዝኪ ንብዙሓት ነዛ ግልኺ ዶ ተነፍገኪ ድሕነት ኣንቲ ክኣሊቱ መምህር ምስ ኣደነት፣ ‘ታይ ‘ሞ ፋይድኡ ‘ወየ’ ድሕሪ ‘ቲ ሞት ከለኺ በኺና ወዲእናዮ ንብዓት!   መለሳ ህላወ ካብ ወሳዲኺ ሞት ባዕልኺ ዘይገለጽክዮ ትርጉሙ ንህይወት እምበር ጽንጽንታ ዶ ጠፊኡና ናይዘን ተካል ዓመታት ካብ ንምዉታት ከምዝብከየልና ንህልዋት!   እንተ ሕማም ኣምላኽ ዘይውቀስ ኣንደበት ናብ ደበስ ዘስግር ተመኒኻ ገነት፣ እንተ ግፍዒ ሰይጣን

READ MORE

ብዓልቲ ቤቱ ነቲ ብፖለቲካዊ ምኽንያት ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ተመቝሐ ሃለዋቱ ን 16 ዓመት መመላእታ ጠፊኡ ዘሎ ሓርበኛ ተጋዳላይ በራኺ ገብረስላሰ ሓርበኛ ተጋዳሊት ምሕረት ኢዮብ ኣብ መበል 65 ዓመታ ብቕድሚ ትማሊ 13 ሚያዝያ 2017  ዓሪፋ። ተጋዳሊት ምሕረት ኢዮብ ንሓያለ እዋን ብሕማም ክትሳቐ ድሕሪ

READ MORE

ትማሊ ድንዕ፡ ሎሚ’ውን ትንዕ፡ ጽባሕ’ሞ ገማዕ! 14. 04. 17፡   እንኳዕ ናብ ድሮ ፋሲካን ድሮ ሙሉእ ሓርነትን ኣብጻሓና ደቂ ኤርትራ ደቂ’ዛ ለዋህን እዝውትን መሬት! “ዓሻስ ክሳብ ገበጣ ዝውዳእ ይጻወት” ኢሎሞ ወለድና ከምዚ ናይ ትማሊ ሓሙስ ምስረኸቡ። ህግደፍ ኣብ ቃሬዛ ተጋዲ ሙ ክንሱ ኣለኹ ማለት ብክንደይ ሸፍኖ ከውሎ ክምስጠር

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብመሪሕነት የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ኣብ ሆላንድ ሎሚ 13 ሚያዝያ ከካይዶ ጀሚሩ ዝነበረ ኣኼባ ኩርኩር ህግደፍ (YPFDJ) ብ ሳላ ተባዕ ተቓውሞ ደለይቲ ፍትሒ ሆላንድ ተሰሪዙ፣ ኩሎም ልኡኻት ህግደፍ ካብ ሆላንድ ብህጹጽ ክወጽኡ ተኣዚዞም ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ነቲ ኣኼባ

READ MORE

እሾኽ   ምድሪቤት ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ 10 ሚያዝያ 2017 ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና   ሰላም ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘለኹም ዝኸበርኩም ደቂ ኤርትራ። ብፍላይ ከኣ፡ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ኮንኩም ፍትሒ ንምድላይ ትጽዕሩ ዘለኹም ክቡራት ደቂ ህዝቢ፡ ኣምላኽ ፍረ ጻዕርኹም ይርኣየልኩም። ገለ ክብል ምደለኹ፡ ኣስማቶም ክጠቅስ ኣይደልን ኢየ፡

READ MORE