እቶም ዘጽቀጥኩም ብኣ ጌራ ትሰድኩም Tesfamariam wel 16/10/2014 N0rway   ኣይገርምንዶ ህግደፍ ከጽቅጥ ኣይናትናንዩሉ ንህዝቢ ክሽሕጥ ዓለም እና ረአ ባሕሪ ክገላበጥ ድሑር ስርዓት ጉዱ ክዓባብጥ   ዝኸዱ ከይዶም ነይብሎም መላሲ ዘሕዝነኒ ዘሎ ናይ ህግደፍ ተቓላሲ ንዝሞቱ ጠሊሙ ንዘዕነዉ ወዳሲ ነዛ ሕማም ዚኣ ተሳኢኑዋ ፈውሲ   ቲቪ ኤረ ብስቕታ ምስማዕኩም ዓገብ ክትብሉ ዘይምኽኣልኩም ርሑቕ ከይንብሎ ኣብ ቅደመኹም ዓለም ተናዊጻ ተገሪማ እናረአኹም   ታይ ትብሉ ትዀኑ ብዉሽጥኹም ንፈልጥ

READ MORE

ኣይጽመሞን!!!        ፍሥሐየ መብራህቱ መኣስ’ሞ ፈትየ ወግሐ ጸብሐ ቍዘማ ቃንዛ ኣካል ቀላል ምጽማማ ቍስሊ እምሮ ረኺሳ ለጊማ ስንብራታ ሕቡእ ማዕቡባ ጸለማ ክዉል መድኃኒታ መን’ዩኸ ሓኪማ? በዲዶ ተላገብ ጥፍኣት ብላኼማ። ኣነዶ’ሞ መሪጸ ሕይወት - ወትሩ ልቕሶ ድግድጊት ዓጢቐ ዕላማይ ከንግሶ ከም ሓጺን ጸኒዐ ወድኖይ ከዳዕሶ ንስሩት መትከለይ መን’ዩ ዝምቍሶ ዓይነይድየ ኪዕምት መሰለይ ንገሃሶ ኢደይ ተቐሚደስ ሕጂ’ውን ክዕሾ? ከማይ እንዶ’ይኮነን ዝተሓርሰ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ በዚ ናይ መራሕቲ ገዳማትን ኣብያተ ክርስትያንን ከቢድ ውገዛ ሰንቢዱ፣ ነቶም ተለኣኣኽቱ ኮይኖም መራሕቲ ሃይማኖትን ኣመንትን ኣብ ምብትታን ዘገልግሉዎ ይፍታሄ ዲሜጥሮስን ሃብተ ርእሶምን ክኣልዮም ከምዝተገደደ ተፈሊጡ 'ሎ። [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/LetterOfExcomFromEritreanAbbots.pdf"]        

READ MORE

ፍሉይን ህጹጽን መልእኽቲ ናብ መራሕቲ ሃይማኖትን ጳጳሳትን ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ብካህን ራእዩ ይሄሉ   መንፈሳዊ ስላምታይ እናኣቐደምኩ ህጹጽን ኣዝዩ ኣገዳስን ዝኾነ እዋናዊ መልእኽተይ አቕርበልኩም። እዚ ድማ ብዛዕባ’ቲ ቀዳማይ ግህሰትኩም ማለት ኣብ ልዕሊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝወሰድኩሞ ዘይሃይማኖታዊ ግህሰት ኮይኑ፡ ንካልኣይ ግዜ

READ MORE

ቃልሲ ሓርነት፡ ብጽልኢ መላኽን ሰዓብቱን ዘይኮነስ፡ ብፍቕርን ክብርን ደለይቲ ፍትሒ'ዩ ዚዕወት!   መበገሲ ጽሑፈይ፡ ነቲ ኣብ ዝተፈላለያ ውድባትን መርበብ ሓበሬታታትን ዘሎ ንሓድሕድካ ዘይምስናይን ብሓባር ኴንካ ዘይምስራሕን፡ ከምኡውን ነቶም ብጋህዲ ይኹን ብሕቡእ፡ 'ኣንጻር ምልኪ ንቃለስ ኣለና' ንብል፡ ውልቀ ሰባትን'ዩ ዚምልከት። እቲ ቀዳማይ ጸገምና ከኣ እንታይ ንደልን ንምንታይ ንቃለስን ከም

READ MORE

03 ጥቅምቲ፡ ንዝኽሪ ግዳያት ስደት ኣብ’ዛ እንነብረላ ዓለም ብዙሓት ህዝባውያን፡ ሃገራውያንን ዓለምለኻውያንን ባዓላት ክባዓሉ ንዕዘብ። እቶም ባዓላት ናይ ገዛእ ርእሶም መንቀሊ ታሪኽ ዘለዎም ኮይኖም፡ ገሊኦም መሰልን ክብርን ናይ ገለ ኣካላት ናይ ሕብረተሰብ (መሰል ደቂ-ኣንስትዮን ቆልዑን) ንኽረጋገጽ መጸዋዕታ ዝቐረበሎም ክኾኑ እንከለው፡ ገለ ድማ ኣብ ልዕሊ ደቂ-ሰባት ኣሰቃቒ

READ MORE

ኣየ እንተትምለስ ኣየ እንተትምለስ ዋላ ንሰዓትታት ምረኣኻዮ ናይ ህዝቢ ስቅያት እቲ ሃጽ ኣቢሉ ዘጽደፈካ ኩሉ ኣይተቀየረን እንሆ ከምኡ ኢሉ ። ኣየ እንተትምለስ ንካልኣይ እዋን ምተረዳእካ ጌጋ ልኡም ምዃን ምቀየርካ ስልትኻ ብቅጽበት ኣብ ዓዲ መትከልካ ክንዲ ስደት ። እንተትምለስ ሓቂ ንክትነግር መብራህካሎም ተገዲድካ ዶብ ከምእትሰግር እምበር ምርጫኻስ ምስ ስድራኻ ክትነብር ቁራስ ተካፊልካ ቀሲንካ ክትሓድር ። እንተትምለስ ክትሰምዕ ዝብሉኻ ብገላዩ

READ MORE

ደረት ኣልቦ ዋሕዚ ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ ዘሰንበደን ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 13-23 ጥቅምቲ ዝተወሃሃደ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ስደተኛታት ናይ ምምዝጋብ ወፍሪ ወፍሪ ከካይዳ ምዃነን ተፈሊጡ። ኣብዚ ዓዲ ጥልያን ናይ 6 ወርሒ መሪሕነት ሕብረት ኤውሮጳ ሒዛትሉ ዘላ ግዜ እዚ ስጉምቲ 'ዚ ዝውሰደሉ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት ኣብዚ ዓመት'ዚ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዕጡቓት ሲቪል ናብ ታዕሊም ብዝብል ምኽንያት ንምኽታቶም ትማሊ ቀዳም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ዝገበሮ ብተቓውሞ ህዝቢ ፈሺሉ። እቶም ጻውዒት ዝተገብረሎም ዕጡቓት ሲቪል በብዘለዉዎ ጠፊኦም ኣብቲ ናይ ቆጸራ ቦታ ምምጻእ ክኣብዩ ከለዉ፣ ትሕቲ ዕድመ መንእሰያትን ቆልዑን ነቶም መኻይን ኣኸቲሎም ዝመጽኡ ዕጡቓት ወተሃደራት

READ MORE

እዛ እዋን ፍሥሐየ መብራህቱ እዛ እዋን መን ኣምጽኣ? መን ዋናኣ? ሓመድ ጣቓ ብዋግዋጎ - ንሰማዒ ሃናት ህጎ ንወሃቢ ጠማዕ ንፍጎ - ንስታዪ ማይ መዓጎ እሾኽ ዳንዴር ምስ ጸጎጎ - ሓራም’ያ ንበሃጎ ኣለውዋ ዝዋጥዩ - ዓዲ መዓር ጸባ እናበሉ ዝቃነዩ። ‘ዛ ዘበንና ክንደይ ዋጋኣ? - ዕዳጋዶ ክነውጽኣ? ኣፈይ ሕቱም ከይጸባጸብ  - ኢደይ እሱር ከይዋጣወጥ ንስኻኸ

READ MORE

መልቀስ ንዝኽሪ ላምባዱስ!!!!!!!!!! ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!! ኢለ ክዝክሮ ዘይተርኽቦ ደበሳ!!! ክንዝክሮ ዝመረረ!!!ሓዘን ላምባዱስ ዝኸበደ ሓዘን ዘይብሉ ደበሳ ወዲ ኮነ  ጓላ ክንደይ ተረሚሳ ወላዲት መናእሰይ ከብዳ ተሓሚሳ ኮይናዶ ተርፈት ሃገርና ዘይብላ ዝደበሳ።   ክንደይ ይመርርር መዓንጣኻ ዘሕረረ ገሪሙኒ ኣነስ ሓዚነ ሓሪረ ብሓደ እዋንዶ እዚኹለ መረረ ዓለም ሓዚና መዕንጣኣ ተኾምተረ ሕልፈት ኤርትራ ኣብ ዓለም ተነግረ መንሞ ተሪፉ ሓዚኑ ዘይዘረ።   ኣብ ቦስተንን! ኣብ ኣትላንታን!!! ሓደረ ክወቕዑ ከበሮ ክንደይ

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=LOc3Eagf5XI&feature=youtu.be ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ እኩባት ደሴታት ዳህላክ ሰልስተ ዴሴታት ንኢራን ኣካርዩዋ ከምዘሎ ኢራን ከኣ መዐለሚ ናይቶም ኣል-ሑቲ ዝብሃሉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ትጥቀመለን ከምዘላ ዶክተር ዓብደላ ዝተባህለ ውሩይ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ምስ ሓንቲ ናይ ዓረብ ቴለቭዥን ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ ሓቢሩ ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 126 ካብ ዝኾና እኩባት

READ MORE

Eritrea has rented 3 of its 126 islands to Iran says Dr. Abdallah, a famous journalist and political analyst in an interview with a local TV Station.   According to Dr. Abdallah, Iran's Republican Guard are training the Yemeni-Shiite armed rebel group Al-Houthis in three of the rented

READ MORE

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።   ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ዒራቕ ብሕጊ ድሕሪ ምምራቑ ኣብ

READ MORE

ሓቛፊት ደርሆ'ኳ !   'ኣታ ሓዞ! ሓዞ'ንዶታ!' 'ኣልግስ ፈንወኒ ኣይትሓዘኒ!' 'ኣንታ ቀስ'ንዶ በል! ደሓንዲኻ!?' 'ከሊየኒ ያኣኸ! ከሪአካ'የ ስራሕካ ኣታ ሓሳዊ! ኣሕዋትና ብሰንክኹም ይጠፍኡ ኣለዉ!' ብምባል፡ ዋዕዋዕ ክብሉ ምስ ሰማዕናዮም ኢና ኣነን ናስር ዓርከይን ብስንባደ ካብቲ ተቐሚጥናሉ ዝነበርና ሰድያ ተንሲእና፡ ብጉያ ተጸንቢርናዮም። ሓደ ወዲ ሓዝሓዝ ዝብሉዎ መንእሰይ፡ ንሓደ ኣቦ መንበር ሽማግለ

READ MORE

                                           ሻድሻይ ክፋል                        ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? ሓሙሽተ ክፋላት ጽሑፍ ኤርትራ ንኤርትራውያን ንመን ድኣ…? ከም መእተዊ ናብቲ ቀንዲ ዛዕባናን ገለ ገለ እዋናውያን ጉዳያትን ዘጠቓለለ ኢዩ ነይሩ፡፡ ማዕረ እቶም ብወገነይ ዝቐረቡ መእተውን መረዳድእን ሓሳባት፡ ብብዙሓት ነበብቲ እዚ ጽሑፍ ዝቐረበ ርእይቶን ነቐፌታን ምኽርን እውን ጽሑፈይ ዕሙቀትን ስፍሓትን

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ገዳማት ኤርትራ፥ ነቶም ወኪላቱን መጋበርያታቱን ገይሩ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ዘጽንሖም ክልተ ካድራት  ዮፍታሄ ድሜትሮስን ሃብቶም ርእሶምን ካብ ሎሚ ጥቅምቲ 9, 2014 ካብ ስራሕ ኣባሪርዎም። እዞም ምሕረትን ሓልዮትን ዘይብሎም ኣዛብእ፥ ሞባእ ቤተ ክርስቲያን እናሸምጠጡ፥ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ መሕብኢ ጎሓሉን ካድራት

READ MORE

ትማሊ ሰንበት 6 ጥቅምቲ ልዕሊ 80 እሱራት ካብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ብምምላጥ ተሰዊሮም። እቶም ናብ ከባቢ ጻዕዳ ክርስትያን ከምዝሃደሙ ዝተረድኡ ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ነቶም እሱራት ከርክቡ ናብ ጻዕዳ ክርስትያን ኳ እንተኸዱ ህዝቢ 'ቲ ዓዲ ድሮ ሓቢኡዎም ስለዝጸንሐ ክረኽቡዎም ኣይከኣሉን። እቶም ወተሃደራት ንዘዝረኸቡዎ ሰብ ክሓቱን ከሰራጥዩን ዝረኣየ ተገሪሁ ዝጸንሐ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብግዴታ ብረት ኣትሒዙ ህዝባዊ ስራዊት ኢሉ ካብ ዝሰርዖም ሲቪል ነቶም ትሕቲ ሓምሳ ንታዕሊም ክብገሱ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ተቓውሞ የጋጥሞ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝገበሮ ናይ ታሪፍ ለውጢ ንህዝቢ ኣሰንቢዱዎ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብግዴታ ብረት ኣዕጢቑ ህዝባዊ ስራዊት ኢሉ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፥ ምሉእ ብምሉእ ምቁጽጻሩ ክጥዕሞ፥ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያን ከምድላየይ ክዕንድር ይዕንቅፉኒ እዮም ንዝበሎም፥ ምሁራትን ለባማትን ደቂ እታ ቤተ ክርስቲያን  ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ እንኮ ናይ ስነ መለኮት ምሁር ኣቡነ መቃርዮስ፥ ናይ ታሪኽ ገዳማትን ታሪኽ ኤርትራን ፈላጥ መምህር ተወልደብርሃን ዓምደመስቀል፥ ናይ ትርጓሜ መጻሕፍቲ መምህር መጋቤ ምሥጢር

READ MORE

ዝክሪ ንግዳያት ላምፐዱሳ   ኣብ በሊንዞና ካንቶን ትችኖ ወይ ሉጋኖ ከባቢኣን    ሃገር ስዊዘርላንድ ንዝክሪ ብ03.10.2013 ግዳያት የሕዋትና ኣብ ላምፐዱሳ ዝኮኑ ናይ ቦክሪ ዓመት ብዕለት 03-10-2014 ኣብ ከተማ በሊንዞና ካንቶን ትችኖ ወይ ሉጋኖን ከባቢኣን ሃገር ስዊዘርላንድ ፣ካብ ሰዓት 17.30 – 20.30 ናይ ምሸት፣ ምስ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰብ

READ MORE