Remarks by John Hoover, Chargé d’Affaires of the Embassy of the United States of America On the Occasion of the 238th Anniversary of the American Declaration of Independence Asmara, Eritrea, July 3, 2014 Ministers and officials of the Government of the State of Eritrea; Members of the Diplomatic Corps; Fellow Americans; U.S.

READ MORE

ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኣርባዕተ ኣቡናት (ጳጳስት?) ኤርትራ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? ዶስ እምነታዊ ቅልውላው ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቃኤል ካብ ቅንኢ ተበጊሱ ንኣቤል ሓዉ ቀተሎ። እግዚኣቢሔር ከኣ፡ ኣቤል ሓውኻ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ። ንሱ ድማ፣ ኣይፈልጥን፡ ኣነ’ዶ ሓላው ሓወይ እየ? በለ። እንታይ ጌርካ ኢኻ?  ድምጺ ደም ሓውኻ ካብ ምድሪ ናባይ ይጠርዕ

READ MORE

ህዝብና ከይንውጽዕ ምስ ሓራዲና አይንሳዕስዕ Tesfamariame W/giorgis 25/07/2014/Norway ጓይላ ንጓይላ ኮይና ተሪፋ ህግደፍ ዘይምሕር ሕማም ጸላኢና ይጎነፍ ንኣዳም ገረሞ ስንፍና ናይ ህግደፍ ሬሳ ረጊጾም ናብ ጓይላ ሃንደፍደፍ   ኣቲ ከውሒ ልባ ንጽጉም ዘይትሓሊ ደቃ ዘጥፍአት ትነብዕ ንሰኺ ትኳሓሊ ኣየሕፍረክን ምስ ደቂደቅኺ ክትዕውሊ መሕፈረኪኳ ምስ ሕጻና ቆልዑ ክትዘሊ   ዕድሚኤን በሊዑ ህግደፍ ዘጎበጠን ዕለተን ዝወደቐ ተጠቒሙ ዝደርበየን ነብሰን ዘተዓሻሽዋ ቅብኣት ተለኽየን ቆናጁ ክመስላ

READ MORE

ናይ ህዝብና ድምጺ ንኹን                   ታደሰ ኪዳነ          24/07/2014   ኣእዛንና፣ ክትሰምዖ’ውን ዘይእመን ታሪኽ ካብ ዝሰምዓ ሓያሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። “ኤርትራውያን ብራሻይዳ ከም ጠለ-በጊዕ ይሽየጡ ኣለዉ። ኣብ ሲናይ ኮላሊት ኤርትራውያን ይሽየጥ ኣሎ። ኣብ ሳሃራ ክንድዚኦም ዝኣኽሉ ሰባት ብጽምኢ ማይ ሓሪሮም። ካልኦት ድማ ብሸፋቱ ተጨውዮም ምስ ተወስዱ ደሃዮም የለን። ኣማኢት

READ MORE

ሕልፎት ቦሎኛ ባዕለይ ክሓፍረልኩም               ብ መስፍን ባህልቢ  ተራእይኩምድዩዝላወይዕንደራ ሬሳኣሕዋትኩምዶኣይኮነንእዚኩምራ እንታይመምጽኢኹምንቦሎኛ ክትሕተቱይግባእብሕጊብዳኛ ሕልፎትዶተላኢኽኩምወራድመርዓ ዶስቅዱስዮሃንስጥምቀትቆልዓ ብትእዛዝእዩኰይኑእንዳህግደፍጓይላ ይዋእክን እባ ብኣዋጅ ትዕልላ ሕሊናኹም ዝሸጥኩም ብዓል መስከብ ቦሎኛ እንተበሎም ኵድም ኣብዛ መርከብ ግዳያት ላምፓዱዛ ከይለበሱ ሓመድ ኣዳም ሬሳ ተጐዝጕዝኩም ትስዕስዑ ጭፍራ ነውራም እዚ ፈርዖን ሓለቓተዃሉ ኣዚዝኩም ቦሎኛክትድብሉ ሬሳ ኣሕዋትኩም ሓሪምዎ ሓመድ ዓደቦ ብዓል ሰንፈላል ተራእይኩም ሎጋው ስቦ ዘይሓተትኩምግን “ስለምንታይ “ ኢሳያስዝበላስኵላእሺጐይታይ ልሳንህዝቢዶ ኣይነበርኩምንኣብሳሕል ከም ምእዙዝ ከልቢ ኣብ ዘእተወኩም ምጥሓል እንታይደለሕፍረትእንታይደለጋዶ ጀጋኑዶኣይነበርኩምንኣብማዓሚዶ ስለ

READ MORE

ተሳትፎ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ፡ ኣዝዩ ግፍዐኛ ጕጅለ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ቀንዲ ጸገሙ ብዘይካይ ብዛዕባ ጕዳይ ሃገር ዝምልከቶ ሰብ የሎን ብምባል፡ ምሕደራ ሃገር ንበይኑ ክብሕት ምድላዩ እዩ። ንሱ ከይኣኽሎ፡ ነዚ ነገር’ዚ ብሕጋዊ ኣገባብ ዘይኮነ ብደረጃ ውልቀምልኪ የካይዶ። ስለዚ፡ ደለይቲ ለውጢ ነዚ ጋሕማጥ ጕጅለ’ዚ ካብ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሳዋ ናይ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምረቓ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣርባዕተ ሰዓታት ዝወሰደ ካብ ኣዘዝቲ በራጊድ ንላዕሊ ዝተሳተፉዎ ዕጹው ኣኼባ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሳዋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብቲ ኣኼባ ኢሳይያስ ዘተኮረሎም ጉዳያት፣ ኩነታት ሰራዊትን ህሉው ኩነታትን ክኸውን ከሎ፣ ኣብ ሓይልታት ምልክኻል ኤርትራ

READ MORE

Svensk-eritreansk samarbetsorganisation                             För demokratiutveckling   Call for protest Operation Occupy ”HGDFS Festival In Stockholm”   The Swedish- Eritrean partnership for Democracy/ SESADU calls all concerned Eritreans to a huge rally protesting the” Festival” that elongates the Eritrean people’s suffering under the brtual regime. The PFDJs Festival that will be held

READ MORE

ካብ ምንጪ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ዝለሓዀ ሓበሬታ ከም ዘነጽሮ፥ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ንዮፍታሄን፥ ጳጳሳትን ጸዊዖም፥ ኣንጻር እቲ ናይ ካቶሊኽ ጳጳሳት ዘውጽእዎ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ፥ ንኸውጽኡ  ጥብቕ ዝበለ መምርሒ ሂቦምዎም ኣለዉ። ነዚ ንምትግባሩ ዝጓየዩ ድማ፥ ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ቀሺ ሳሙኤል ጸጋይን እተባህሉ መጋበርያ ናይቲ ሃገርን ህዝብን ዘጽንት

READ MORE

ኣብ ጓይላ ዝተጸምደ ስርዓት   ጓይይላ፤ሳዕሳዒት፡ ኣውሎ፤ዎየ ወዘተ ካብቲ ባህልታት ናይ ሓደ ሕበርተ-ሰብ ኢዩ። ከተዘውትሮን ክትዕቅቦን ግቡእ ኢዩ። ጓይላ ኣብ ፍሉይ ኩነታት ከም ኣብ ኣወደ-ኣመት፤ መርዓ ወዘተ ክትጥቀመሉ’ውን ባህርያዊ ኢዩ። ኣብ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዝረአ’ውን ኢዩ። እንተ ኮነ ግን ሓደ ስርዓት(መንግስቲ) ኰነ ኢሉ ከም ሓደ መመዝመዝን መደንቆርን ህዝቢ

READ MORE

  ሓውኻ ኣበይ ኣሎ፧ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ፧ ክበሃል ከሎ መልኽዕ ናይ ሃይማኖትናን ባህልናን እምነትናን እዩ። ሓደ እዋን ሓሙሽተ ኣጸቢቆም ዝፋተዉ መንእሰያት ከም ኣጋጣሚ እቶም ሰለስተ ተዋህዶ ክኾኑ እንከለዉ፣ እቶም ክልተ ከኣ ካቶሊክ ኮይኖም ሳላ ናይ ክሕደት ትምህርቲ ናይ ሻዕብያ ኣብቲ ሃይማኖት ብዙሕ ተገዳስነት ዘይብሎም ዕርክነቶም ግን ካብ

READ MORE

እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ ባዲማን ዓንያን ከም ዘይነበረት ክትከውን ህዝብኻ ብባርነትን ሕስረትን ተበታቲኑ ክጸንት

READ MORE

ሰብ ኣብዛ ዓለም ነባሪ ኣይኮነን። ኩሉ በብጽሕፍቶኡ ይሓልፍ ኢዩ። እገለ ዓሪፉ ኣብ ዝበሃለሉ እዋን ግን፡ ገለ ታሪኽ ወይ ውዕሎ ንምዝካር፣ ዝን ምባል ልሙድ ኢዩ። ቅድሚ ሒደት ሳምንታት መርድእ እቲ ሃገራዊ መልህቅ ኤርትራውነት ዝነበረ ነፍስ-ሄር መዋእል መብራህቱ ተሰሚዑ። [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/A-habtemaryam_Mewael.pdf"]  

READ MORE

ኣቱም መጣቓዕቲ *ኣተና ዘይብልኩም   *ሓሳብ፡ ዕላማ ነዚ ውፉይ ዜጋ ኮማንዶ ሓርነትኩም በታ ክንቲት ደርሆ መሽረፈት ኣቢልኩም ምስራሕ ክትከልኡዎ ስሙ እናኣጸለምኩም ሰላም ዘይትቡዎ እንታይ እዩ ጌሩኩም!? [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Mesinas_Asena_14.pdf"]  

READ MORE