Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጀነቫ በጺሑ’ሎ ዝፈጸምካዮ ገበናት ሰንጢቑ ናይ ኤርትራ ሰማያት ስለዚ ተማሕጺነካ’ለኹ! ተማሕጺነካ! ጽባሕ 27 ግንቦት ካብ እግረይ ከይትተርፍ! እንተተሪፍካ ኣብኣ ትደኻ ክኸብድ’ዩ ዕዳኻ ከይትዝንግዕ ከኣ ኣብ ጀነቫ ምዃኑ ቆጸራይ ቆጽራኻ ይስቆረካ’ውን ይኸውን ናይ ካልኦት መሰል ግሂስካ ብዘይ ፍርዲ ሰብ ምጥፋእካ ናይ ገበን ገበን ከም ዝፈጸምካ ስለዚ ኣብ ናይ ዓለም ቤት ፍርዲ ቀሪብካ መሰልካ’ዩ ክትሰምዕ ክትቅበል ክስኻ መልሲ ክትህብ መልሲ

READ MORE

A Call to all North America Eritreans to attend New York Demonstration in front of United Nations:   This is a call to all Eritreans in the pursuit of peace and justice to actively participate in the support of upcoming United Nations hearing and discussion on the Human

READ MORE

ነቲ  ን27 ጥቅምቲ ኣብ ኒውዮርክ ክካይድ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ብዝምልከት ትማሊ  ረቡዕ ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለምጠይቕ ዝገበሩ ወከልቲ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ፣ ነቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ‘ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት’ ከምፈጸመ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘ መርማሪ ኮምሽን ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘሕለፎ ውሳኔ

READ MORE

ቤት ፍርዲ ዓዲ እንግሊዝ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግዴታ ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም ኣብ ሓደጋ ክወድቁ እዮም ኢሉ ነቲ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዓባይ ብሪጣንያ፣ (Home Office)፣ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ኣትሪሩዎ ዝጸንሐ መምርሒ ዑቕባ ኤርትራውያን ዝጻረር ብይን ድሕሪ ምሕላፉ፣ Home Office ነቲ ቀጻሊ ነቕፌታ ክበጽሖ ዝጸንሐ ፖሊሲኡ ክቕይሮ ከምዝተገደደ

READ MORE

Legal ruling identifies risk of serious harm to returning Eritreans after MPs condemn ‘inexcusable’ delay in revising existing guidance The Guardian Judges deem Eritrea unsafe for migrants' return as Home Office advice rebutted The Home Office will alter its much-criticised policy on Eritrean asylum seekers, after a legal

READ MORE

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ St. Paul ሬድ ሲ ማርኬት ዝብሃል ቢዝነስ ዝውንን ህርኩት ኤርትራዊ ማይክ ተኸስተ ንሓንቲ ብሓደ ድልድል ዘሊላነብሰ ቅትለት ክትፍጽም ዝፈተነት ኣደ ብምድሓኑ ሎሚ ሰኑይ ብኣኽበርቲ ሕጊ ናይቲ ዝነበረሉ ከባቢ፣  ‘Ramsey County Sheriff’s Award for Excellence’ ዝብሃል ናይ ንኡድ ስርሓት ማዳልያ ክሽለም ምዃኑ twincities.com

READ MORE

ይርድኣናዶ’ሎ ይርድኣና!   ኣቱም ኣሕዋት! ብጉድለት ንቕሓት ንጠፍእ ከም ዘለና ይርድኣናዶ’ሎ ይርድኣና! ኣብ ሓደጋ ንወድቕ ከም ዘለና! ይስቆረናዶ’ሎ ይስቆረና! ቅድሙን ድሕሩን ሰሪዖምና ከም ዘለዉ ከጥፍኡና ንዝቐደሙ ክነድሕን እንተ ዘይተጓየና ደድሕሪኦም ስዒብና ጠፋእቲ ምዃና ደቂ ጀጋኑ ሰብ ታሪኽ ምዃና ስለ ዘዘንግዑና ይሕልኑ ከም ዘለዉ ዋና ዘይብላ መሬት ከረክቡ ንጸላኣትና ይርድኣናዶ’ሎ ይርድኣና! ሓንቲ ጥራይ ምዃና ምርጫና እስከ ንሕተት ንተሓታተት! ከይጸቐጠና ድበት እስከ ንመርምር ሕልናና ንዘክር ደቂ ክቡር

READ MORE

ሕጂ’ውን “ሕሳብና ንግበር!”  1ይ ክፋል፡    14,10,16፡ “እታ ናህና ኩሉሳዕ ናህና ኢያ”። እታ ዝሓየለትን ነባሪትን ጥቕሲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም! መንቀሊ ሓሳበይ እቲ ብጋዜጠኛ ሩት ሃብተማርያም ተተርጒሙ ኣብ መርበብ ኣሰና “እቲ ካልእ ድምጺ” ብዝብል ኣርእስ ቲ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኢዩ። ንእግረ-መገደይ’ውን ኣብ ፌስቡክ ብ’ወዲ ሰውራ’ ዝተፈነወ ጀነራልና

READ MORE

'Eritrea and Ethiopia: A front row look at issues of conflict and the potential for a peaceful resolution ('ንጹር ጠመተ ኣብ ጉዳይ ግርጭታት ኤርትራን ኢትዮጵያን: ተኽእሎ ሰላማዊ ፍታሕን) ዘርእስታ መጽሓፍ ብ ኣብ ስቶክሆልም፣ ስዊድን  ዚቕመጥ ገዲም ተጋዳላይ ሑሩይ ተድላ ባይሩ ብቋንቋ እንግሊዝ እተጻሕፈት ኢያ። ብኣገላልጻ

READ MORE

ሽሕ`ኳ ብቃና ድምጻዊት ሄለን መለስ፡ `ኣንታ ሑሩይ ንበር፡ መታን ታሪኽ ኤርትራ ክምርመር` እንተዘይበልና፥ እዛ ሓዳስ መጽሓፉ ዳርጋ ክንድኡ ዝኸውን ተኽእሎታት ኣለዋ። መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ምስ ተኸታተልቲ ኣሰና ፋውንዳሽን ኣፋሊጡዋ ከምዘሎ፡ ምሁርን ገዲም ተቓላሳይን ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ገድልን መንግስትን ኤርትራ ጎሊሑ

READ MORE

ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ካናዳ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጉዳይ ናይቲ ብምዝመዛ ነጻ ጉልበት ኤርትራውያን ዝተኸሰ ኩባንያ ዕደና ነቭሱን ሪሶርስ ኣብ ፍርዲ ክርአ ብቓድ ብምህብ ብርቂ ውሳኔ ድሕሪ ምሃቡ ብዙሓት ግዳያት ዝነበሩ ኤርትራውያን ተመሳሳሊ ክሲ ንምምስራት ተቐሪቦም ከምዘለው ኣብ ዘ ጋርድያን ዝወጸ ዓንቀጽ ኣገንዚቡ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ሓደ

READ MORE

  ኩላትና ከምእንፈልጦ ንዝመጽእ ዘሎ ጥቅምቲ 27, 2016 ኣብ ኒው-ዮርክ ከተማ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት (UN Headquarters)፡ ንመርማሪት ኮሚሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ንምድጋፍ ዓቢይ ሰለማዊ ሰልፊ ክግበር ተመዲቡ ኣሎ። ሰበ ስልጣን ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት

READ MORE

ኣብ 40ታትን 50ታትን፡ ድሕሪ ስዕረት ጣልያን፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንጻር ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ብይን ምስ ኣሕለፈ፡ ማለት ኣብ ክንዲ ክብሩን መሰሉን ዝሕልወሉ ናጽነቱ ዝወሃብ፡ ኣብ ትሕቲ ሞጉዚትነት ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብናይ ሓሶት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ምቁራን፡ ኣብ መወዳእታኡ ድማ ኣብ ትሕቲ ጎበጣ ኢትዮጵያ ምስኣተወ፡ ምእንቲ መሰሉ

READ MORE

ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ብይኑ እቶም ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘምለጡ ወይ ‘ውን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ኤርትራ ዝወጹ ኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ምስ ዝምለሱ፣ ማእሰርትን ግፍዕን ዝርከቦ ርኡይ ሓደጋታት ከምዝወርዶም ብዘየማትእ ኣገንዚቡ። እቲ ብይን ነቲ መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፣ ናብ ‘ታ ሃገር ዝኣትዉ ዘለዉ መብዛሕትኦም ስደተኛታት ኤርትራ፣ ናብ

READ MORE

  ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን፦ ብጥርኑፍ ክንቃለስ ብዘይምኽኣልና ፡ ኣብ’ዛ ንነብረላ ዓለም ናይ ኤርትራውያን  መቕዘፍትን፡ ስቓይን፡ ሓዘንን፡ ጸበባን ወዘተ መዛረቢ ካብ ዝኸውን ዓመታት ሓሊፉ።  ደለይቲ ፍትሒ ተፈላሊና ከነካይዶ ዝጸናሕና ቃልሲ ብመጠኑ ኣወንታዊ ውጽኢት ይሃልዎ’ምበር ነቲ ንደልዮ  ዓወት ግን ክንጭብጦ ኣይከኣልናን። ብስሙር ቃልሲ ተጠርኒፍና ብዝሓጸረ መንገዲ፣

READ MORE

መራኸቢ ብዙሃን ስርዓት ህግደፍ፣ ብዛዕባ ኩነታት ኢሳይያስ ካብ ምዝራብ ኣጽቂጡ ድሕሪ ምቕናይ፣ ብ 9 ጥቅምቲ ናብ ኢማራት ከምዝገሸ ሎሚ ረቡዕ 12 ጥቅምቲ ኣብ ራብዓይ መዓልቱ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ምስ ልኡል ኣቡዛቢ ከምዝትራኸበ ምግላጹ፣ መቐጸልታ ናይቲ ምስ ዕረፍትን ስነስርዓት ቀብርን ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ተኣሳሲሩ

READ MORE

ቤት ጽሕፈት ንምጥያስ ስደተኛታት ወይ ከኣ ኦፊስ ኦፍ ረፊጁ ሪሰትልመንት ተባሂሉ ዝፈልጥ ፈደራላዊ ትካል ናይ መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ንማሕበርኮም ኤርትራውያን ኣብ ሳንታ ክላራ በቲ ዘቐረቦ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ስራሕ ፕላን ምርኩስ ብምግባር ናይ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ($495,030) ዶላር ኣሜሪካ ፋይናንስዊ ሓገዝ ኣበርኪቱሉ።   ነቲ ዝተረኽበ ፋይናንሳዊ ዓወት

READ MORE

ግድን ስለ-ዝኾነና ደኣምበር፥ ዮፍታሔ ዝብል ስም ክለዓል ኮነ ክዝከር እንደልዮ ስም ኣይኮነን። በዓል ኣርዮስ, ንስጥሮስ, ኣውጣኪ, መቅደንዮስ’ውን እኮ፥ ስሞም ክዝክሮ ዝደሊ የልቦን። ሰይጣን’ውን ከምኡ ክዝከር ዝድለ ኣይኮነን። ታሪኽ ግና ነቲ በዓል ጽቡቕ ኮነ በዓል ክፉእ፥ ንኹሎም ነናቶም እናሃበ’ዩ ዘቐምጦም። ስለዚ ዮፍታሔ ድማ በቲ መጋበሪ ፖለቲካ

READ MORE