Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መመረቕታ `ባይቶ ይኣክል` ዓባይ ብሪጣንያ ብዝክረ ሰማእታት ድሕሪ ምኽፋቱ፡ ነቲ ጽምብል ዘዳምቑ ግጥምታት ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ተነቢቦም፡ መኣዲ ስነጥበብ ከተማ በርሚንግሃም ድማ፡ `ሓላው መቓብር ዘርእስታ ናይ መድረኽ ድራማ ኣቕሪባ። ቀጺሉ፡ ኣወሃሃዲ ናይታ ነቲ ጽምብል ዘአንገደት ባይቶ ይኣክል ከተማ ለንደን ሓው ዳኒኤል ቦኽረ ነቶም ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓባይ

READ MORE

ኣብ ምዕራባዊ ዓለም፡ ሞያ ጋዜጠኝነት ኣብ ሕብረተሰብን መንግስትን ብዘለዎ ልዑል ጽልዋን ኣበርክቶን፡ ማዕረቶም ኣካላት መንግስቲ ማለት፡ ሓጋጊ፡ ፈጻሚ፡ ፈራዲ ኣካላት ኢዩ ዝቁጸር። ኣብ መሰል ሰብ ዝኽበረሉ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዘለወን ሃገራት፡ ጋዜጠኛ ብመንገዲ’ቲ ልሙድ መራኸቢ ብዙሓን ማለት ራድዮ፡ ተለቪዥን ጋዜጣ ኣቢሉ፡ ንሕብረተሰብ ዝጠቅም፡ ሚዛኑ ዝሓለወን ዝተረጋገጸን

READ MORE

ካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን ዕለታት መስከረም 18 ሓንቲ እያ። ኣብ 2001 ቅድሚ 18 ዓመታት፡ መሰላት ዜጋታታ እተኽብር ብሕግን ስርዓትን እትግዛእ ኤርትራ ንምርኣይ ባህግን ተስፋን ኤርትራውያን ብዘየወላውል መንገዲ ዝቐሃመሉን ዝተደርቀመሉን ጸላም ሰሉስ እያ። እዚ ድማ ኣብ ሞንጎ ገለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባርን ኣቶ

READ MORE

ክሉና ከም እንፈልጦ ስርዓት ኢሰያስ ቅድሚ 18 ዓመታት ኣብ መስከረም 18፡ 2001 ነቶም ቕዋም ክትግበር ዝጸውዑ ገዳይም መራሕቲ ህዝባዊ ግንባርን ሚኒስትራትን ከምኡ 'ውን ድምጺ ህዝቢ ኮይኖም ኣብ መስርሕ ዲሞክራሲያዊ መስርሕ ዘይርሳዕ ኣበርክቶ ዝገብሩ ዝነበሩ ኣለይቲ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብግፍዒ ኣብ ማሕዩር ዝኣሰረላ ዕለት እያ። እዛ

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ እዋናት ካብ ካብቲ ቻይናዊ ኩባንያ ዛራ ማይኒን ኩንትራት ሒዙዎ ዘሎ ዕደና ወርቂ ዛራ 8.4 ኪሎ ግራም ወርቂ ሰሪቕኩም ዝተባህሉ 4 ቻይናውያን ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ብኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ቻይና ቪዛ ዝተወቖኣሉ መንነት ናይ ሓደ ካብቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ቻይናውያን

READ MORE