Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክሳብ መኣስ ስቅታ ምብትታን፡ ሃገር እናባደመት ዝወለደት ኣደ ደቃ እናተመንጠለት እታ ነፍቅራ መሬት መንእሰያት ኣናበልዐት ዘይንላዘብ ዘይንጥርነፍ ዓንጋሊትና ንሓዋሩ ከይነጸፈት። ክሳብ መኣስ ስቅታ ምብትታን፡ ከም ምዉት ምድቃስ ብዘይ ቀባሮ ሬሳ ኣልቦ መልቀስ ዝቀተለን ዝመሓረን ብሓባር ክውደስ ንዳእትና መእሰሪ ዘይንገብረሉ ከይተበተነ ብንፋስ። ክሳብ መኣስ ስቅታ ምብትታን፡ ህዝብና ብህግደፍ እናጸነተ መሬትና ተሸይጡ ሃብትና እናተዘምተ ክብርና ተጋሂሱ መጻኢና

READ MORE

ህዝባዊ  ኣኼባ  ኤርትራውያን  ደለይቲ ፍትሒ  ሽቱትጋርትን  ከባቢኣን „ ታሪኻዊ መጸዋዕታ ንታሪኻዊ  ዘተ „“ ብህዝቢ  ካብ ህዝቢ  ንህዝቢ         ክቡራትን  ክቡራንን ኣብ ሽቱትጋርትን ከባቢኣን  እትነብሩ           ደለይቲ  ፍትሒ ናጽነት ሃገርና ኤርትራ ሽሕ`ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣሽሓት ክቡራት ደቃ ዝተረኸበ እንተኾነ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ብሰሪ ገባቲ ዲግታቶርያዊ ስርዓት እቲ ኲሉ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ይኹን ካብ ኖርወይ ወጻኢ ክገብሮ ብዝጸንሐ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ካብ ስራሑ ክእገድን ፍርዱ ክረክብን ይግባእ።   ባይቶ ኖርዋይ፡ ኣብ ጐድኒ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ጠጠው ብምባል፡ መላኺ ስርዓት ኤሪትራ ንኽፍረድ ጠለቡ ከቕርብ ንጽውዕ። ቀጺሉ ባይቶ ኖርወይ፡ ኣብ ኖርወይ ኮይነን ንመላኺ ስርዓት ኤርትራ ዘገልግላ ዘለዋ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ርእሲ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ዝሰርሖ ዘሎ ድራማታት ጭርጭር ዓበደ ናይ ቆልዑ ይቕጽሎ እዩ ዘሎ። ንፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብሞራል ኮነ ኢሉ ንምጉዳእን፥ ህዝቢ ተዋህዶ ከኣ ዝገብሮ የብሉን ዝብል ስንኩፍ ንዕቀትን ምድንጋርን ብመደብ ሓንጺጹ ዝሰርሓሉ ዘሎ ጸይቂ እዩ። ኣቐዲምና ከም ዝሓበርናዮ 9 መስከረም ብለይቲ ጨውዮም ክወስድዎም

READ MORE

ዓርቢ መስከረም 9, 2016  ለይቲ ሓንቲ መኪና፥ ሰለስተ ናይ ስለያ ኣባላት ዘለውዎም፥ ንኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ናብ ዘይተፈልጠ ስዉር ቦታ ኣጥፊኦሞም ኣለዉ። ብህይወት ይሃልዉ ይሙቱ ዝፈልጥ የለን። ምናላባት ናብ ገዳሞም ወሲደሞም ከይኮኑ ተባሂሉ ክሳብ ሎሚ ኣብቲ ገዳም ኣይተረኸቡን። ብጀካ ሃገራዊ ድሕነትን ኣባ ሉቃስ ምስ መሳርሕቶም ግርማይ ዘርኣይን

READ MORE

ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ራብዓይ ዓመታዊ ርክብ፡  ኣብ ነሓሰ 19-21 2016 ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጆርጂያ ኣብ ኣዳራሽ  ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን  ኮሙኒቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እቶም ዓበይቲ ዕላማታት ናይ`ዚ ዳግመ-ርክብ`ዚ፡ ንውህሉል ናይ ሓባር ተመክሮታት - ብስእሊ፡ ብቃል፡ ብጽሑፍ፡ ንምስናድን ብመንጽር ዝተፋላለየ ኣረኣእያታትን ተመኩሮታትን ንምድህሳስን ትርጉም ንምሃብን፡ 

READ MORE

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ክትሸይን ዝተረኽበት ሓንቲ ጓል 42 ዓመት ሰኽራም እንግሊዛዊት ሰበይቲ ን 7 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ከምዝተፈርደት ሜትሮ ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እታ ሰበይቲ ፈለማ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣብ ዝተነብረ ኣኽሊል ዕምባባ ክትሸይን ብፖሊስ ተራእያ፣ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ድማ ኣብ መበል 100

READ MORE

18 መስከረም 2016 ይጸብቑ ይሕመቑ፣ ዝኽርታት ክግጠሙ እምበር ብሃውሪ ክድምሰሱ የብሎምን ዝብል እምነት ኣለኒ። ብወገነይ፣ በቶም ክፋል ኣካላተይ ኮይኖም ዘለዉ ዝኽርታት ዝተፈራረቐ ስምዒት ሓዲሩኒ ይርከብ። በቲ ሓደ ሓበን ዘበገሶ ትብዓት ክስምዓኒ ኸሎ፣ በቲ ኻልእ ድማ ግንብንብ ይብለኒ ‘ሎ። ሎሚ መዓልቲ 18 መስከረም፣ ረዘንቲ ናይ ሓዘን ዝኽርታት

READ MORE

ኣቤት! ንጠፍእ ኣለና ብዕሹራት ብሰብ-መሰል ኣራዊት ኣብ ጎዳጉዲ ከይተሰምዐ ኣውያት ብደም ጀጋኑ ጨቅያ መሬት ብፍላይ ካብታ 18 መስከረም ዕለት ንህዝቦም ሓበን ዝኾኑ ጀጋኑ ዝበልዐት እናገደደ ዝመጸ ጥልመት ቅትለት ተስፋ ህዝቢ ዘጸልመተት   ጉድ’ዩ ተረኺቡ ዘሎ ዘይ-ኢትነገር!* (ክንገር ዘይከኣል) ንዝረኣዩ ዘጸልል ንዝሰምዑ ዘባህርር ኣብዛ ደቅናን ደቂ ደቂ ደቅናን ከፊልና ዘምጻእናያ ሃገር!   በላዕ ጥዑም ፈዳይ ሕሱም ወሊዳ  ሃገር ክንዲ

READ MORE

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ ((EFND)  ከምኡ ‘ውን ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS) ዝብሃሉ ኣብ ሕቧ መግስታት ኣመሪካ ዝመደበሮም  ክልተ ሲቪካውያን ማሕበራት ከም ሓደ ሲቪክዊ ማሕበር ኮይኖም ክሰርሑ ድሕሪ ዝበጽሑዎ ውሳኔ ከምዝሰመሩ ብ 15 መስከረም ኣብ ዝዘርግሑዎ ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጾም። እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ እቲ ኣውንታዊ እዋናዊ ውሳኔ፣

READ MORE

ERITREANS FOR FACILITATING NATIONAL DIALOGUE (EFND) & ERITREN GLOBAL SOLIDARITY (EGS) WILL MERGE INTO ONE CIVIC ORGANIZATION After extensive conversation the two civic organizations have agreed to merge. This positive and timely decision was made after a thoughtful consideration and dialogue on the advantages of consolidating the

READ MORE

  ዎሎዶ ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ (هللا رحمه(፡ ብስም “ማህደረ ትምህርቲ ሑመድ ነበራይ (HNS)” ዝፍለጥ፡ ኣብ ናይ አካደሚካዊ ትምህርቲ ጽብላለን: መሪሕነታዊ ዓቕሚ ምዕባለን ዘተኮረ ማህደረ ትምህርቲ (Scholarship) ሰሪቶም ከምዘለዉ ክሕብሩ ይፈትዉ። እዚ ማህደረ ትምህርቲ: ዓመታዊ US $10,000 ምጽዋት (ሰደቃ)፡ ንዝኽሪ ኣቦናን ኣቦሃጎናን ሓጅ ሑመድ ኢብራሂም ነበራይ ከወፊ

READ MORE

ፍረወይኒ፡ ድሕሪ 20 ዓመታት ናብራ ስደት፡ ዓሚ ከምዚ ሎሚ ስድራቤታ ክትበጽሕ ኣብ ቅነ ሃንሰ መስቀሉ ናብ ኤርትራ ከይዳ። ካብ ስድራቤትን ትውልዲ ዓዲን 20 ዓመታት ምፍላይ ነዊሕ’ኳ እንተኾነ ንፍረወይኒ ግን ዓዲ ምስ ኣተወት 40 ዓመታት ከምዝተፈልየት ኮይኑ’ዩ ተሰሚዕዋ። ብዙሕ ነገራት ተለውዊጡ ስለዝጸንሓ ድማ፡ “ዓድና ድዩ ገግዩኒ

READ MORE