Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኤርትራውያን ኣብ ታሪኽና ሰሚዕናዮን ኣጋጢሙናን ዘይፈልጥ፡ ንህላወናን ሃገራዊ መንነትናን ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ዘውድቕ ብድሆታት ተቃሊዕና ንርከብ። መበቆልን ውጽኢትን ናይ ኩሉ ጸገማትና፡ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ዘማትእ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ከም ህዝብን ወነንቲ ዕድላትናን መጠን፡ ነዚ ብኣረሜናዊ ስርዓት ህግደፍ ዝፍጸም ዘሎ መዘና ዘይብሉ

READ MORE

መልሲ ን ናይ ዶክ. ኣስመሮም ለገሰ፡ ኣብ ቅድሚ ዓለም ንሓቂ ደፊኑ፡ ንስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸሓደ መደረ ኣንጻር ጸብጻብ ኮሚሽን ኦፍ አንኳየሪ (COI) ********* ብ ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሰ.ኣ.) ሓምለ(July) 15፡ 2016 ----------------- ፕረፈሶር ኣስመሮም ለገሰ፡ ምንኳ ብኣካል ዘይንፋለጥ እንተ ኾና፡ በቲ ስነ-ሰብ መበቆልን ምዕባለን ሞያኻ (anthropologist): ብማዕዶ ኣባኻ ልዑል ክብርን

READ MORE

ዓባይ ብሪጣንያ ኣባል ሕብረት ኤውሮጳ ምዃና ትቐጽል ዶ ወይስ ኣባልነታ ትስሓብ ዝብል ዓቢ ሕቶ ንምምላስ ብ23 ሰነ 2016 ረፈረንደም ተኻይዱ ህዝቢ ዓባይ ብሪጣንያ ሃገሩ ኣባልነታ ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ክትስሕብ፣ ንገዛእ ነብሱን ንዓለምን ብዘሰንበደ ሃንደበትነት ካብ ዝውስን ገና ወርሒ ኣይኣኸለን። ከም ሳዕቤን ናይዚ ህዝባዊ ውሳኔ ኸኣ፣

READ MORE

By Our Voice Eritrea ፖለቲከኛታት፡ ነዛ ሓድነት እትብል ቃል መምስ ድሌታቶም ኣመሳሲሎም ዝተፈላለ ትርጉም ብምሃብ ኣብ ባይታ ብግብሪ እንከላ ከምዘየላ፡ ፈጺማ ትንፋስ ዘይብላ ክንሳ ድማ ከም ህያው ኣምሲሎም ክውርቕዋ ምርኣይልሙድ ተርእዮ ይኸውን ስለ ዘሎ፡ መጣልዒት ጆኴሮም ኮይና ክበሃል ይከኣል። ብኸመይን መኣስን ኢዮም ምስላ ዝቐያይርዎ ቅድሚ ምግላጽና፡

READ MORE

European titles go to Swiss and Portuguese runners over 13.1 miles Tadesse Abraham struck half-marathon gold for Switzerland despite taking a wrong turn near the finish in Amsterdam on Sunday. The 33-year-old veered off course with about 300 metres to go before quickly being redirected back on

READ MORE

ካብ መወዳእታ ኣዋርሕ 2015 ኣትሒዞም ክሳብ ዝሓለፈ ቀረባ ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት ‘ዚ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ዓዲ ጥልያን ዝኣተዉ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ በቲ ሕብረት ኤውሮጳን መንግስቲ ጥልያንን ዝኣተወሎም መብጽዓምሰረት ምሰል ዑቕባኦም ክሕለወሎም ዝጠልብ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ትማሊ 8 ሓምለ ኣብ ሮማ ኣካይዶም። እቶም ምልካዊ መግዛእቲ ስርዓት ኢሳይያስ

READ MORE

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ፓርላማ ሆላንድ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ መሓውሩ ናብ ወጻኢ ብምዝርጋሕ ዘካይዶ ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ንምእዳብን ውሕስነትን ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምሕላውን ኣብዚ ቀርባ መዓልታት ዘሕለፎም ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣብነታውያን ምዃኖም ብምግንዛብ፣ እተን ዝነብሩለን ሃገራት ተመሳሳሊ ስጉምታት ክወስዳ ዝተወሃሃደ ጻዕሪ ከካይዱ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም። ፓርላማ ሆላንድ

READ MORE

ታደሰ ኪዳነ        በርሚንግሃም      07/07/2016 ህዝቢ ኤርትራ ብሀራዊ፡ ሃይማኖታዊ ይኹን ከባቢያዊ ድሕረ ባይትኡ ብዘየገድስ፡ ምሉእ ብምሉእ ብሓደ ድምጺ ንለውጢ ተበጊሱ ከም ዘሎ፡ 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ጀነቫ፡ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ቅድሚኡ`ውን ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣመስኪሩ ኢዩ። ነቲ ሰልፊ ክዉን ንምግባር፡

READ MORE

ብዝተፈላለየ ምኽንያትን እንተላይ ብበዓል ናጽነት ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ኣትዮም ዝጸንሑ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፍሉይ ርከብ ዘካየዱ ኤርትራውያን ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት፣ ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ብተቓወምቲ ይኹን ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ብማዕዶ ዝሰምዑዎ ብዝተዓጻጸፈ መጠን ኣዝዩ ዝኸፍአ ኮይኑ ከምዝረኸቡዎ ምግላጾም ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ተጋደልቲ ነበር ዝርከቡዎም

READ MORE

``ዘተ ብሓባር ናይ ምሕሳብ ጥበብ ኢዩ።`` ዊልያም ኣይዛክስ (MIT) ********* “ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ  ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን! ክፉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣባላት -ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ/GIEEGM- - - - - - - - - - - ብምኽንያት ኣፈርክቡ ኩነታት ሃገር፡ ኣብ ግንቦት 23፡ 2016  ዝተዘርግሐ - ህጹጽ  ጻውዒት  ንኹሎም

READ MORE

እቶም ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ቆርመናዕ ኣብ ዝበሃል ቦታ ብግዴታ ድሕሪ ምዕላሞም ኣብ ፈለማ ወርሒ ሚያዝያ ብናይ ጽዕነት መካይን ብኣስመራ ናብ ዓሰብ ክሓልፉ ኣድማ ብምግባሮም ብሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ኢሳይያስ ብጥይት ኣብ ተረሽረሹሉ እዋን ኣብ ኣስመራ ብፍላይ ድማ ከባቢ ኣባ ሻውል ኣብቲ ዕግርግር ዝነበረሉ ኣከባቢ ዝተራእዩ ሰባት፣

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ከምሓላዪ ሰራዊት ተመሲሉ “ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብውህሉል ዝሕሰብ ናይ ሰራዊት ደሞዝ ምውሳኽ ክግበር ኢዩ” ኢሉ ዝተመባጽዐ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፣ ከምቲ ንልዕሊ 15 ዓመታት ብተደጋጋሚ ዘታለሎ፣ ሕጂ ‘ውን ‘ ገንዘብ ኣጽዋር ኣብ ምግዛእ ኢና ነውዕሎ ዘለና’ ብምባል መብጽዕኡ ከምዝጠለመ ምንጭታት ሓቢሮም። ንሱ ኣብ መወዳእታ ናይዚ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ንንብዓትን ስቃይን ህዝቢ ኤርትራ ዕሽሽ ብምባል ቃሕ ዝበሎ ክፍጽም ከምዝጸንሐን፡ ብሰንኩ፡ ኤርትራ መንግስቲ ኣልቦ ኮይና ውሑዳትን ዓመጽትን ዝዕንድሩላ ዝበዝሐ ህዝቢ ድማ ኣፉ ተዓቢሱ ክነብር ወይ ናብ ስደት ከምርሕ ተገዲዱ። ስርዓት ኢሳያስ እታ ዘይትምሕር መሾንቆቛ ገመድ ኣብ ክሳዱ ምስኣተወት፡ ነቲ

READ MORE

ጦብላሕታታት ውዕሎ ጀነቫ፡ 23 ሰነ 2016  ታደሰ ኪዳነ     በርሚንግሃም       30/06/2016 ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት መመላእታ፡ መሪር ቃልሲ ከካይድን ልዕሊ ዓቕሙ መስዋእቲ ከኸፍልን ከሎ፡ ነቲ ድቕድቕ ጸልማት ሰጊሩ፡ ብርሃን ክመጽእ ምዃኑ ስለ ዝኣመነ ጥራይ ኢዩ። ስኑ ነኺሱ ብትብዓትን ሓቦን ስለ ዝተቓለሰ ከኣ ኢዩ፡ ነቶም ደም ዘንብዑዎ ጸላእቱ ኣንበርኪኹ፡

READ MORE

ዋኑ ከፊኡ፡ ከዊሑ ግዜና፡ ጸገምና ነዊሑ፡ በዚሑ ሓጢያትና፡ ተፈሪዱና ድዩስ፡ ወይስ ተረጊምና፡ ተደራራቢ ሕሰም፡ እንታይ’ዩ በደልና፡ ንመን ኢና ንጠርዖ፡ ሰማዒ ሲኢና፡ መጽለሊ ተሳኢኑ፡ ፈሪሱ ዑናና፡ መብራህቲ ጠፊኡ፡ ጸልሚቱ ገዛና፡ ዝስተ ማይ ሓሪሙዎ ትህዝብና፡ ዝሓርስ ተሳኢኑ፡ ባዲሙ ግራትና፡ ነጸላ ዘርጊሐን፡ ኣዴታት ክልምና፡ ቀንፈዘው ክብሉ፡ ኣቦታት ኣብ ጎደና፡ መንእሰይ ክስደድ፡ ናብ ዓዲ ጓና፡ ገሊኡ ክጥሕል፡ ኣብዘይ ብሕርና፡ ገሊኡ ክቕበር፡ ኣብዘይ

READ MORE

ትርጉም ውሳኔ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላትን እጃም ህዝቢ ኤርትራን ብ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፣ ብ 8 ሰነ 2016፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ምስክርነት ብምሃብ፣ መራሕቲ ናይቲ ስርዓት ኣብ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ገበነኛታት (ICC) ክቐርቡ ከምዘለዎም ለበዋ

READ MORE

ፓርላማ ሆላንድ ቅድሚ ትማሊ ሓሙስ 30 ሰነ ኣብ ዝገበሮ መጋብኣያ፣ ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ‘ታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝነብር ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ንዝፍጽሙዎ ዘይእዱብ ተግባራት ንምእጋስ ስጉምቲ ክውሰድ ውሳኔ ከምዘሕለፈ ምንጭታት ሓቢሮም። ሓደ ካብቲ ክውሰድ ተመዲቡ ዘሎ ስጉምታት ደገፍቲ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ስልጣን ገቢቱ ዘሎ ህግደፍ

READ MORE

መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ምስክርነት ድሕሪ ምሃቡ ክሳብ ትማሊ 1 ሓመለ ብቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ኣብ ጀኔቫ ክዝተየሉ ዝቐነየ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፣ እቲ ብስም ሶማልን ጅቡትን ንውሳኔ ዘቕረቦ ንድፊ ተቐጢኑ ድሕሪ ምድኻሙ ኣብ ክንዲ

READ MORE

ምእንቲ ሰላምን፥ ዲሞክራስን፥  ማዕርነትን ህዝቢ ዝቃለስ ፥ ጉጅለ ይኹን ውልቀ ሰብ፡  ነዞም ኣምራት እዚኣቶም ናብ ካልኦት ንምምጻእ ቅድሚ ምብጋሱ ምስ ገዛእ ርእሱን ቀረብቱን ነቲ ናብራ ሰላምን ዲሞክራስን  ከምኡውን ማዕረነት ዝብላ ኣምራት ብሓሳብ /theory/  ጥራይ ዘይኮነስ ብተግባር ዝነብረሉ ምዃኑ ከረጋግጽ ይግበኦ። ምኽንያቱ  ኣብ ናብራ ካልኦት ለውጢ

READ MORE