ሃገራዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ካብ ሓውኹም ካቫ. ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ)  ክቡራት ኤርትራውያን ኣቦታትን ኣደታትን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ መንእሰያት ደቅናን ብሓባር ኣቐዲመ ዝዓዘዘ ሰላምታይ የቕርበልኩም። ኣስዒበ ነዚ ህጹጽ መጸዋዕታ ንኽትቅበሉኒ ብትሕትና ይላቦ። እዚ ህጹጽ መጸዋዕታ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዲክታተራዊ ስርዓተ- ኣልቦ ዝኾነን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ

READ MORE

The mysterious breakaway of the Eritrean former pilot, Dejen Andehishel, from high-security prison in Asmara (Carchelli) and his subsequent disappearance is still unresolved and a matter of great concern to the senior security authorities in Asmara according to demo.assenna.com sources from Eritrea. After more than one

READ MORE

ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ምኽንያት ከም ዝዓረፈ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓንቲ ሰዓት ኢዩ ተረዲኡ። ተቐቢሩ ዝተርፍ ምስጢር ስለዘየለ፡ ውጩ ብሕማም ድዩ ዓሪፉ ወይስ ናይ ዓሊ ሰይድ ከኒና ኢያ ረኺባቶ ዝግ ኢልና ክንፈልጥ ኢና። ልዕሊ ሞት ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ገዳይም መራሕቲ ግን፡ ሃገር ብምልእታ ትመውት ከም ዘላ

READ MORE

ብቀዳምነት ንብሉእኩም አምበብቲ ፤ ምስጋናይ ክገልጸልኩም ይፈቱ። ብዝሃብኩምኒ ርእይቶታት አምቢበ ዕግበት ውን ፈጢሩለይ። ዝያዳ ክሰርሕን ፤ ብዓሚቑ ተገንዚበ ፤ ክቅጽልን ድማ ለብዋኹም ዳግማይ አይፈለየኒ። ዘለኩም ሓበረታ፣ ነቀፈታታትን ርእይቶታትኩምን ድማ ፤ ሃናጺ ስለ ዝኾነኒ፤ ሓደራ ከም ወትሩ ፤ ሃገዝኩም አይፈለይኒ። [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/ኤሪትራውያን-ካብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ-5ይ-ክፋል..pdf"]

READ MORE

ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15                                                       ንዓለም ረስዑዋ። ኣብዚ ህይወት ካልእ ትርጕም’ዩ ዘለዋ። እዛ ሃገር’ዚኣ መዓስከር’ያ።  ኣብ ናይ ጆግራፍ፡ ናይ ስነኣእምሮ፡ ወይ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ የላን። እዛ ሃገር’ዚኣ፡ እታ 99% ካብ ህዝባ ክነብዕ ከሎ ሓደ ሰብ ዝስሕቀላ ሃገር’ያ።                                                                                ኣለክሳንደር ሾልዘኒስቲን  4. ዓብደላ፡

READ MORE

ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልኩም እናተመነና፣ ብምኽንያት ኣውድኣመት ፋሲካ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለምን ኣብ ኤርትራን ንዘለዉ ቤተሰብኩም፣ ኣዕሩኽትኩም ከምኡ ‘ውን ብሓፈሻ ንህዝቢ ኤርትራ ብራድዮ ኣሰና መልእኽቲ ከተመሓላልፉ እትደልዩ ግዱሳት በቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ተለጢፉ ዘሎ ቁጽሪ ቴለፎን ክትድውሉልና ነዘኻኽረኩም። ራድዮ ኣሰና

READ MORE

መን’ዩ ጅግና ዝባሃል እቲ ኢዱ ዝሃበ ወይስ እቲ አብ ዕላምኡ ዝሞተ ? ሎሚ ንርእዮ ዘለና ቡዙሓት ሓለፍቲ ይሓልፉ አለዉ ብዘይ ቁምነገር ዝተቃለሱሉ ዕላማ ረስዔም ትማሊ ንሃገር ከምዘየገልገሉ ከምዘይሰርሑ ትማሊ ጀጋኑ ከምዘይተባሃሉ ሎሚ አገልገልቲ ናይ ውልቀሰብ ኮይኖም ዓገብ ከይበሉ ንሃገሮምን ንህዝቦምን ጠሊሞም ሑሱር ሞት ይመቱ አለዉ፡፡ አብዞም

READ MORE

“ኣንታ እንታይ ደኣ ኣብዚ ንበይንኻ ኮፍ ኢልካ!?” በለኒ’ቲ ንሓደ ሽማግለ ኣቦ መሪሑ ናብ ሳሎንና ዝኣተወ ሳምሶን ዓርከይ፡ ተገሪሙ ዓይኒ ዓይነይ እናጠመተ። ኣብ ነጸላ ገዛና፡ ሕሙም ዘበራብር ጓይላ እናሃመመ ከሎ፡ ኣነ ንበይነይ ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢለ ቲቪ ክርኢ ምስ ተዓዘበኒ፡ ተገሪሙ ዘቕረበለይ ሕቶ’ዩ ነይሩ። ‘ኣብኡ’ንድየ ጸኒሐ

READ MORE

ኢሰብኣዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ከረን፣ ቃጼታይ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ተደኵኑ ኣብ ዝርከብ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እንዳማርያም ንዓሰርተታት ዓመታት ተቐቢሩ ንዝጸንሐ ሬሳታት ከይተረፈ ፍሒሮም ብምውጻእ ኣብ ካልእ ቦታ ክቐብሩዎ ንቤተሰብ መወቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ምምሕዳር ከተማ ትእዛዝ ድሕሪ ምትሕልላፉ፣ ህዝቢ ከተማ ከረን በቲ ኣጸያፊ ኢሰብኣዊ

READ MORE

ማሕታ ትማሊ፡ 8ይ ክፋል።                                           15-04-14። ሕሉፍ ዘይፈለጠ መጻኢ የብሉን! “ኣብ ሓንቲ ጉምቦ ኢድ ክንደይ መትኒ ደም፡ ህዋሳት ስምዒት፡ ጀማምትን ጭዋዳታትን ከምዘሎ ፈላጣት ሕተቱሉ” ኢለ ተፋ ንየኩም ቀንየ። ንስኻትኩም ድማ ግደፍ ክንድኡስ ቅንጣብ ኣካል ክትክንተፍ እንከላ እንታይ ዝኣመሰለ ቃንዛ ከምዘለዋ ተዛቲ ኹሙሉ ኣለኹም። ናይ መቐምረሪ ነገር’ሞ ኣይውረዮን። ኣስዒብኩም’ውን

READ MORE

ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ለውጢ ኣብ ቴለማርክን ከባቢኡን ቅድሚ ዓመት ብወግዒ ዝተመስረተ ማሕበር ኮይኑ፡ ዛጊት ምስ ኩላቶም ኣብ ኖርወይ ዝርከቡ ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ ለውጢ ብምትሕብባር ቃልሱ ከካይድ ጸኒሑን ኣሎን። ቃልስና ክዕወት እንተኾይኑ ግን ምስ ውሱናት ተቓለስቲ ጥራይ ዘይኮነ ምስ ኩላቶም ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ዝጥፍሽ ሓያለ ዓመታት ኣሕሊፉ እዩ። ዝተዋግኦ ኣይነበረን፣ ባዕሉ እዩ ንውደቅቱ ኣቀላጢፉዎ። እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ጠሊሙን ዓሚጹን ብኢደ-ወነኑ ዘውዲ ዝደፍአ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብገዛእ ምሳሩ ንሰራውር ስርዓቱ ባዕሉ እዩ በብሓደ ቆጥቍጡዎ። እቲ ኢሳይያስ ዝበተኾ ቀንዲ ሱር፣ ካብ ትግባረ ናይቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም

READ MORE

አወዳድባ ደለይቲ ፍትሒ ከምይ ይምስል ዝብል ሕቶ፣ ንዝኾነ ደላዪ ፍትሒ ዝምልከት ሕቶ እዩ። ዝኾነ ኤሪትራዊ ክውደብ ከሎ ፤ ዕላማ ስለ ዘለዎ፣ ዕላምኡ ንምውቃዕን ፡ አወዳድብኡ ዕዉትን ግብራውን ክኸውን ኢሉ እዩ ዝውደብ ። ኩሉ ግዜ ፡ አወዳድባ ክንብል ከለና ፡ ናይ ብዙሕነት ህዝቢ እዩ ዘመልክት። [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/ኤሪትራውያን-ካብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ-4ይ-ክፋል.pdf"]

READ MORE

ኣቦዋት ክምስሉ እናፈለጠ ዝሞተስ እናሰመዐ ቅበሮ ኢዩ፡፡ ብዘይ ቀልዓለም ንሕና ኤርትራውያን ሎሚ እናፈለጥና ኢና ንመውት ንጠፍእ ንበታተን ዘለና፡፡ እቲ ድሕረይ ዋላ ሳዕሪ እውን  ኣይትብቆላ ብምባል ሱር መሰረትና ሓግሒጉ ከጥፍኣና ዘንቀደ ኢሳይያስ ድማ እናሰማዕና ኢዩ ምስ ትንፋስና ዝቐብረና ዘሎ፡፡ ኣረ እናታይ ኢና ንኸውን ዘለና….? እንታይ ክሳብ

READ MORE

ሎሚ መዓልቲ ሰንበት ድሕሪ ሰዓት ክልተ ዋዛን ቁውም ነገርን ኩሉ ዘካተተ ኣብ ሰሙን ዚዳሎ ብዮናታን ሃብተ ይሰምዕ ነበርኩ ኤረና ከፊተ! ንሰብን ጥሪትን ዓይነት ከይፈለየት ንኹሉ ብሓባር ድምጹ እናኣቃለሐት ብጥዑም ሙዚቃ እናዘናገዐት ልዕሊ ክልተ ሰዓት ማዕበል ምስ ተጓዕዘት ተሌፎን ጭር ኢላ መርድእ ዝሓዘለት! ኣብ መወዳእታ’ወ መደብ ዝዓጽወሉ ናይ ርድኡና ኣውያት ስልኪ ተደዊሉ ሓውና ኤርትራዊ ጸቢቡዎ ዓቕሉ ብኽያት ምስ

READ MORE

ኣብ ዘመነ ኢንተርነት ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ንዘሎ ዓቢ ተረኽቦናይ ውልቀ መላኽነትን ጥፈኣት ኤርትራውያን መንእሰያትናን፤ንሓያሎ  ግዜ ተዘሪቡሉስ ቀሊል መፍትሒ  ዛጊት ግን ኣይተረኽበሉን ዘሎ። ህልቂት መንእሰያትና መታን ከብቅዕ’ከ  እንታይኮን ይሓይሽ እናበልና ተደጋጋሚ፥ብጽሑፋትን ዛዕባታትን ከነካይድ ጸኒሕናን ጌናውን ፍንክት ከይበልና ኣሎና።ዓማጽን ጉሒላን ግን ጌና በምዑት ደቅና ይጻወቱን ይሸጡን፣ይቐትሉን አልዉ። ነዚ 

READ MORE

ወዲ 9 ወርሒ ህጻን አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ብቕትለት ፈተነ ተኸሲሱ አብ ቤት ፍርዲ አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ምቕራቡ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ገሊጽ። እቲ ህጻን ኣብ ቤት ፍርዲ አብ ሕቕፎ አባሕጉኡ ኮይኑ አብ አፉ መጥቦቢ ሒዙ ናይ አጻብዕቲ ዓሸራ ምሃቡ ተገሊጹ። [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Lahor.pdf"]

READ MORE

ብጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብሓፈሻ፡ ብጉዳይ ተራ ናይ ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ከኣ ብፍላይ፡ ንምዝርራብ ን 3 ጉንበት 2014 ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። ሃገርን ህዝብን ናይ ሓባር ከም ምዃኖም መጠን፡ ኩሉኹም ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ ክትርከቡ ብትሕትና ንምሕጸን። [gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Indianapolis_meeting_may.pdf"]

READ MORE

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ 9 ሚዝያዝያ ከምዝዘርጋሕናዮ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣንጻላልዩዋ ዝነበረት ኤርትራውያን ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብሓይሊ ባሕሪ ዓዲ ጥልያን ከምዝደሓነት ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ናይታ ሃገር ከምዘረጋገጹ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብኩነታት ናይቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ተገዲሶም ላዕልን ታሕትን ዝበሉ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ብዓቢኡ ድማ እቶም ህጹጽ

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ፡ ኣብ ካሜራ 15 ገለ እዋን 17 ሰባት ኣብ ገለ እዋን ድማ ልዕሊ 54 ሰባት ኔርና። ስለዚ፡ ኣብ ምዕራፍ ብዛዕባ 44 ሰባት’ኳ ዘዕልል እንተኾንኩ፡ ኣንብ ኣንበብቲ 10% ጥራይ ማለት ናይ 5 ሰባት ጥራይ ክጠቅስ እየ።                                                                                              ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15                                                       ንዓለም

READ MORE