Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Update: ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብናይ ኤርትራ ኣቋጻጽራ፣ ካብ ሰዓት 04፣00 ወጋሕታ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 10፣00 ቅድሚ ቀትሪ ብጽዕጹዕ፣ ምሉእ መዓልቲ ድማ ሓሓሊፉ ዝተኻየደ ውግእ፣ ካብ ሰዓት 06፣30 ኣጋ ምሸት ዳግማይ ብጽዕጹዕ ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ኣብቲ ናይ ቅድሚ ቀትሪ ውግእ፣ ኣብ

READ MORE

ህጹጽ ዜና፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና፣ ካብ ሎሚ ወጋሕታ ጀሚሩ ንሓያለ ሰዓታት ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ካብ ሎሚ ወጋሕታ 12 ሰነ 2016 ጀሚሩ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና ሂደት ኪሎሜተራት ናብ ዶባት ቅድም ኢሉ፣ ንሓያለ ሰዓታት ዝቐጸለ ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ

READ MORE

ሞት ኤርትራውያን ደው ክብል… ኣምባሳደራት ኤርትራ ሓላፍነቶም ክስከሙ፥ ደለይቲ ፍትሒ`ውን ብሓባር ክሠርሑ ይግባኦም!!! ኣብ`ዘን ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት፥ ብግምት ካብ 500 ክሳብ 1000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ሃሊቖም፡ ዝብል ዜሕዝን ዜናታት ንሰምዕ ኣለና። ቅድሚ ኹሉ ነዞም ሕጂ ዝሃለቑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ልዑል ፈጣሪ ኣብ መንግሥቱ ይቀበሎም። ነቶም ብተመሳሳሊ

READ MORE

This document covers all aspects of community interaction and moderation on Assenna.com, including comments on articles, audio or video materials as well as news items. Moderation aims Assenna.com provides a growing number of Eritrean readers with opportunities to discuss the issues we raise, or express themselves in

READ MORE

UN Commission of Inquiry on Eritrea Press Statement John Kirby Assistant Secretary and Department Spokesperson, Bureau of Public Affairs Washington, DC June 10, 2016 The United States takes note of the recently issued report by the UN Commission of Inquiry (COI) on Eritrea, in particular its conclusion that there are reasonable grounds to

READ MORE

  ሰነ 9፡  2016 ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ልዕሊ ኩሉ፡ ንወለድን ምሉእ ቤተ-ሰብ ግዳያት ማእከላይ ባሕሪ- ፡ ናይ ኩቱር ሓዘንኩም ብጽኑዕ  ተኻፋላይ ምዃና ንገልጽ። ተኻታታሊን ቀጻልን ኮይኑ ጸኒሑ ዘሎ ሓዘንኩምን እህህታኹምን ዝዓርፈሉን ብሰላም ትድበሱሉን ኩነታት ክኽሰት፡ ብሓሳብን ብግብርን ኣብ ጎንኹም ኣለና። ኣብ`ዚ እንሓልፎ ዘለና ታሪኻዊ

READ MORE

Whatever goes up touches-down because of gravity; extreme arrogance shall diffuse with divinity and unprecedented abuse against humanity must eventually stop because of veracity. Our patience and endurance may have been suffering exhaustion and pessimism in the unfortunate journey of the unique Eritrean style of

READ MORE

ውህደት ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ Coordinamento Eritrea Democratica   ዕለት 08/06/16 ኣገዳሲ መግለጺ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ካብ ዕለት ናብ ዕለት ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ። ናይዚ ኩሉ ጠንቂ ከኣ ብሓደ ሰብ ዝቖመ ስርዓት ዝወለዶ ኢዩ። እዚ ስርዓት’ዚ ዘገድሶ ነታ ሒዝዋ ዘሎ ስልጣን ካብ ኢዱ ከይትሞሉቕ እንተዘይኮይኑ ቅንጣብ ሓልዮት ህዝቢ የብሉን። ህዝቢ

READ MORE

እቲ መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት  ናብ ኤርትራ ኣትዩ መርመራኡ ከየካይድ ብተደጋጋሚ ፍቓድ ዝኸልከለ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ፣ እቲ ኮምሽን ንዘቕረቦ ነቲ ስርዓት ብገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝኸስስ ጸብጻብ ተገልቢጡ ሓደ ወገናዊ እዩ ኢሉ ክነጽጎ ምፍታኑ ትርጉም ከምዘይብሉ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ርእይቶታቶም

READ MORE

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣርእስተ ዜና ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ትራጀዲ ኮይኑ ኣብ ሕቕፊ ኣድሓኒኡ ህያው መሲሉ ዝርአ፣ ልቢ ሚልዮናት ህዝቢ ዝተንከፈ ሬሳ ህጻን፣ ኤርትራዊ ምዃኑ ንስድራቤቱ ብቐረባ ዝፈልጡ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቲ

READ MORE

እቲ ንጸብጻብ መርማሪ ኮምሽን ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ደገፍ የብሉን ኢሉ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝወጠነ ፌርማታት ብእምቢታ ኤርትራውያን ፈሺሉ ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ብመንገዲ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ፣ ጉንበት 7 ኣቢሉ ፌርማ ኢትዮጵያውያን ኣብ ምልማን ዝወደቐ ውርደተኛ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ፈለማ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ፣

READ MORE

ሎሚ ቕነ፡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘሎ ህዝብና ናይ ሓዘንን፡ ናይ ባህታን ስሚዒታት ተፈራሪቕዎ ይርከብ። እቲ ቀዳማይ፡ በቶም ኣማኢት ዝቑጸሩ ኣብ ሜዲተራንያን ዝጠሓሉ ደቁ፡ ኣሕዋቱ፡ ኣሓቱን፡ ወለዱን ኣዚዪ ጊሁ። በቲ ሓደ ወገን ከኣ፡ ንህዝብና ሞትን ሓዘንን ከም ዘይስዕሮ፡ ብኣንጻሩ እኳ ድኣ፡ ከይተሓለለ ዘካይዶ ዘሎ ፖለቲካዊ ቃልሲ፡

READ MORE

ባርባራዊ ስርዓት ህግደፍ፡ እንተስ ብስሙር ቅልጽም ህዝቢ ኤርትራ እንተስ ኣብ ውሽጡ ብዝፍጠር ውድድር ስልጣን ወይ’ውን ብግዳማዊ ድፍኢት፡ ይንዋሕ ይሕጸር፡ ብሰላም ወይ ብጎንጺ ሓደ መዓልቲ ምልካዊ ምምሕዳሩ ከምዘኸትም ፍሉጥ’ዩ። ህግደፍ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ሓቐኛን ግናይን ባህርያቱ እናተኾልዐን ህዝባዊ ተቃውሞ እናሓየለን ይመጽእ ስለዘሎን ድማ፡ ንህላወኡ ክብል

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ መደመምታ ዝበጽሐ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ምፍጻሙን ዘይምፍጻሙን ንምጽራይ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተልእኾኡ ንሓደ ዓመት ተናዊሑ መጽናዕቱ ኣብ ምቕጻል ድሕሪ ምጽንሑ፣ ሎሚ ረቡዕ 8 ሰነ 2016

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ መደመምታ ዝበጽሐ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ምፍጻሙን ዘይምፍጻሙን ንምጽራይ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተልእኾኡ ንሓደ ዓመት ተናዊሑ መጽናዕቱ ኣብ ምቕጻል ድሕሪ ምጽንሑ፣ ሎሚ ረቡዕ 8 ሰነ 2016

READ MORE