መግዛእቲ ድያብሎስ!
እምበኣርከስ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ ንዘሎኒ ድሩት ዓለቕን (ርእይቶን) ሓበሬታን፡ ብዓቕሊ ብምንባብኩም ብልቢ እናኣመስገንኩ፡ ሕጂ ናብዛ ናይ መዛዘሚ ጽሑፈይ ዝኾነት ናዕታ ‘መግዛእቲ ድያብሎስ’ ከብለኩም፥ መቸም ድያብሎስ ስሙ ከም ዚሕብሮ ጋኔን ስለ ዝኾነ፡ ካብኡ ብዘይካ ሕማቕ ነገር ጽቡቕ ክርከብ ከምዘይንኽእል ንኹሉ ብደምን ስጋን ዝተፈጥረ/ት ውሉድ ኣዳምን ሄዋንን ብሩህ’ዩ። ገለ ውሑዳት የዋሃት፡ ድያብሎስ … more


