The Shrinking Turf – by Paulos Misgina

cpj report

In the past few weeks, many Eritreans who are opposed to President Issias’ regime, unable to figure out if, with his current diplomatic scramble, he was unhooking himself from the noose that is in his neck, have been expressing nervousness and displeasure in various social media networks as well as … more

ኣኼባ ሞያውያን ኤርትራውያን፡ ኣብቶም ንዘተ ሰሪዑዎም ዝነበረ ዛዕባታት ልዙብ ክትዕ ብምክያድ ናይ ቃልሲ ስትራተጂን ስልትን ኣለልዩ።

ንራብዓይ ምዓልቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐጸለ ኣኼባ ሞያውያንን ግዱሳትን ኤርትራውያን ኣብ ኩሎም’ቶም ንዘተ ሰሪዑዎም ዝነበረ ዛዕባታት ብሱልን ሓላፍነታውን ልዝብ ብምክያድ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምቅልጣፍ ዝሕግዙዎ ናይ ቃልሲ ስትራተጂን ስልትን ኣለልዩ። … more

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዛተዩ ዘለዉ ኤርትራውያን ምሁራንን ግዱሳትን ኣኼባኦም ንሳልሳይ መዓልቱ ቀጺሉ ውዒሉ።

  ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም ዝዛተዩ ዘለዉ ኤርትራውያን ምሁራንን ግዱሳትን ነቲ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘካይዱዎ ዘለዉ ዘተ ንሳልሳይ መዓልቲ ቀጺሎሞ ውዒሎም። … more