Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Mesinas June 10, 2014

    ክቡር ሓው ስነ ጥበበኛን ተጋዳላይ ሕርነትን ድምጻዊ ኣማኑኤል ዘሚካኤል ብመጀመርያ ኣብ ዕዉት ስራሕ ስለ ዝበጻሕካ እንቋዕ ኣሐጐሰካ እናበልኩ ኣብ ቀጻሊ ንቃልሲ ሓርነት ክድርዑ ዝኽእሉ ሰውራውያን ደርፍታት ጆባእ ክትብለናውን ተስፋናን ትምኒትናን ልዑል’ዩ። congra. dear brother.

  • Semhar June 10, 2014

    God bless ጅግና፡ ኤርትራዊ Amanuel Zemichaeland your dynamite band for producing New Tigrigna revolutionary album to liberate our land and our people.
    The mad dog, the evil spirit Isayas and his blind followers the PFDJ and their burned flag will be smashed.
    Freedom will ring in Eritrea!
    The Eritrean Liberation Flag will rise up again!
    Eritrea will be the land of the free and the home of the brave!!

  • Semhar June 10, 2014

    God bless ጅግና፡ ኤርትራዊ Amanuel Zemichaeland your dynamite band for producing New Tigrigna revolutionary album.

    The crazy dog Isayas and his blind followers the PFDJ will be smashed.

    The Eritrean Liberation Flag will rise up again!

    Eritrea will be the land of the free and the home of the brave!!

  • Semhar June 10, 2014

    ንኩሉ መንእሰይ ኤርትራ – ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን

    ኣንታ ታሪኽ ዝዘረየካ መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ!

    ኣንታ ንዕንወትን ጥፍኣትን ዝተፈረድካ መንእሰይ!

    ኣንታ ውላድ’ዚ ‘’እምቢ ኣይግዛእን ዝኣመሉ’’ ዘይሕለል ህዝቢ ዝኾንካ መንእሰይ!

    ኣንታ ሓድሽ ናትካ ታሪኽ ንክትሰርሕ መድረኽ ዝሓረየካ መንእሰይ ኤርትራ!

    ኦ መንእሰይ ኤርትራ፡
    እንኮ ሓይልኻ ኣብ ቅኑዕ ራእይ፣ ስጡም ውደባን ምዑት ተወፋይነት’ዩ

    ሃገር ከነድሕን ካብ ብርሰት!! ዝብል ናይ ቃልሲ ጻውዒቱ ብምምሕልላፍ’ዩ። ሎምን ሕጅን ክተት! ክተቲ! ንኽተት!

    ሓርነትና ናይ ግድን ኢይ !!!
    ባሕቲ ጥሪ 2012
    ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር

  • Semhar June 10, 2014

    ንኩሉ መንእሰይ ኤርትራ – ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን
    ኣንታ ታሪኽ ዝዘረየካ መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ!
    ኣንታ ንዕንወትን ጥፍኣትን ዝተፈረድካ መንእሰይ!
    ኣንታ ውላድ’ዚ ‘’እምቢ ኣይግዛእን ዝኣመሉ’’ ዘይሕለል ህዝቢ ዝኾንካ መንእሰይ!
    ኣንታ ሓድሽ ናትካ ታሪኽ ንክትሰርሕ መድረኽ ዝሓረየካ መንእሰይ ኤርትራ!
    ኦ መንእሰይ ኤርትራ፡
    እንኮ ሓይልኻ ኣብ ቅኑዕ ራእይ፣ ስጡም ውደባን ምዑት ተወፋይነት’ዩ
    ሃገር ከነድሕን ካብ ብርሰት!! ዝብል ናይ ቃልሲ ጻውዒቱ ብምምሕልላፍ’ዩ። ሎምን ሕጅን ክተት! ክተቲ! ንኽተት!
    ሓርነትና ናይ ግድን ኢይ !!!
    2014
    ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር

  • Genet-orginal June 10, 2014

    Amanuel, you are the greatest Tigrinya a singer and artist, since Yeman Barya and Abraham Afewerki. Let them RIP. I recommend this CD to any one who appreciates Tigrinya song. It has everything you need. Amanuel good job!!! You will have a great future. Well done brother.
    Genet-o

  • ወይ ግዜ June 11, 2014

    Good Job! brother Amanuel

    #6 ‘ለይቲ ለባማት’ ደርፊ ንኩሎም ሰዓብቲ ህግደፍ……..

POST A COMMENT