Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ድሕሪ ምውሃቦም ናብ ኤርትራ ዝበጽሑ 7 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመንግስቲ ስዊዝ ናይ ዑቕባ ወርቓቕቶም ተሓዲጎም ከምዘለዉ ሓደ ናይ ስዊዘርላንድ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ካብ 2015 ኣትሒዞም ክሳብ ሕጂ ንመርዓ ወይ ድማ ኣብ ሃገራዊ በዓላት ንኽሳተፉ ናብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከይዶም ኣስመራ ዝኣተዉ

READ MORE

እቲ ትማሊ 12 ሰነ ወጋሕታ ጀሚሩ ንምሸቱ ‘ውን ዝቐጸለ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ኣብ ከባቢ ጸሮና ዝተኻየደ ብርቱዕ ውግእ ሎሚ 13 ሰነ ዝግ ኢሉ ኳ እንተሎ ብኽልቲኡ ወገን ከቢድ ምፍጣጥ ምህላዉ ምንጭታት ኣሰና ብኽልቲኡ ወገን ኣረጋጊጾም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምሉእ መዓልቲ ኣጽቂጡ ድሕሪ ምውዓል ኣማስይኡ

READ MORE

Update: ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብናይ ኤርትራ ኣቋጻጽራ፣ ካብ ሰዓት 04፣00 ወጋሕታ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 10፣00 ቅድሚ ቀትሪ ብጽዕጹዕ፣ ምሉእ መዓልቲ ድማ ሓሓሊፉ ዝተኻየደ ውግእ፣ ካብ ሰዓት 06፣30 ኣጋ ምሸት ዳግማይ ብጽዕጹዕ ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ኣብቲ ናይ ቅድሚ ቀትሪ ውግእ፣ ኣብ

READ MORE

ህጹጽ ዜና፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና፣ ካብ ሎሚ ወጋሕታ ጀሚሩ ንሓያለ ሰዓታት ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም። ካብ ሎሚ ወጋሕታ 12 ሰነ 2016 ጀሚሩ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብወገን ጸሮና ሂደት ኪሎሜተራት ናብ ዶባት ቅድም ኢሉ፣ ንሓያለ ሰዓታት ዝቐጸለ ብርቱዕ ውግእ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ

READ MORE

እቲ መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት  ናብ ኤርትራ ኣትዩ መርመራኡ ከየካይድ ብተደጋጋሚ ፍቓድ ዝኸልከለ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ፣ እቲ ኮምሽን ንዘቕረቦ ነቲ ስርዓት ብገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝኸስስ ጸብጻብ ተገልቢጡ ሓደ ወገናዊ እዩ ኢሉ ክነጽጎ ምፍታኑ ትርጉም ከምዘይብሉ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ርእይቶታቶም

READ MORE

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣርእስተ ዜና ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ትራጀዲ ኮይኑ ኣብ ሕቕፊ ኣድሓኒኡ ህያው መሲሉ ዝርአ፣ ልቢ ሚልዮናት ህዝቢ ዝተንከፈ ሬሳ ህጻን፣ ኤርትራዊ ምዃኑ ንስድራቤቱ ብቐረባ ዝፈልጡ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቲ

READ MORE

እቲ ንጸብጻብ መርማሪ ኮምሽን ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ደገፍ የብሉን ኢሉ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝወጠነ ፌርማታት ብእምቢታ ኤርትራውያን ፈሺሉ ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ብመንገዲ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ፣ ጉንበት 7 ኣቢሉ ፌርማ ኢትዮጵያውያን ኣብ ምልማን ዝወደቐ ውርደተኛ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ፈለማ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ፣

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ መደመምታ ዝበጽሐ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ምፍጻሙን ዘይምፍጻሙን ንምጽራይ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተልእኾኡ ንሓደ ዓመት ተናዊሑ መጽናዕቱ ኣብ ምቕጻል ድሕሪ ምጽንሑ፣ ሎሚ ረቡዕ 8 ሰነ 2016

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ መደመምታ ዝበጽሐ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ምፍጻሙን ዘይምፍጻሙን ንምጽራይ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተልእኾኡ ንሓደ ዓመት ተናዊሑ መጽናዕቱ ኣብ ምቕጻል ድሕሪ ምጽንሑ፣ ሎሚ ረቡዕ 8 ሰነ 2016

READ MORE

መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ዘቕርበሉ መዓልታት እናተቓረበ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን ብኡ መጠን ክቱር ጭንቀቱ እናዓረገ ዝኸይድ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ጸብጻብ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝፈተነ ፌርማታት ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ‘ግንቦት ሰባት’ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ

READ MORE

መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ዘቕርበሉ መዓልታት እናተቓረበ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን ብኡ መጠን ክቱር ጭንቀቱ እናዓረገ ዝኸይድ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ጸብጻብ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝፈተነ ፌርማታት ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ‘ግንቦት ሰባት’ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ

READ MORE

ሓደ ካብ ፍሉጣት ስፖርተኛታት ዓለምና ውሩይ ናይ ጉጥጢ ተጻዋታይ መሓመድ ዓሊ ክለይ ኣብ መበል 74 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ፎኒክስ ኣሪዞና ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ንሱ በቲ ፓርኪንሰን ዝብሃል ሕማም መሊሱ ብዝተጋደደ ናይ ምስትንፋስ ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሕ እዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።  መሓመድ

READ MORE

ሓደ ካብ ፍሉጣት ስፖርተኛታት ዓለምና ውሩይ ናይ ጉጥጢ ተጻዋታይ መሓመድ ዓሊ ክለይ ኣብ መበል 74 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ፎኒክስ ኣሪዞና ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ንሱ በቲ ፓርኪንሰን ዝብሃል ሕማም መሊሱ ብዝተጋደደ ናይ ምስትንፋስ ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሕ እዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።  መሓመድ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ን ኩፖን ከም ምሳርሒ ብምጥቃም፣ ካብቲ ናይ ዘበን ቀበሌ ብዝኸፍአ መንገዲ ብመንገዲ ምምሕዳራት ብጸቕጥን ኣስገዳድን ካብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ዝኣከቦም ኣሽሓት መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ንታዕሊም ናብ ከባቢ ኣቑርደት ከምዘውረዶም ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ካብ 17 ክሳብ 21 ዝዕድሚኦም መንእሰያት ብዝተፈላለየ መኽንያት ካብቲ

READ MORE

እቲ ህዝቢ እሂን ምሂን ተበሃሂሉ ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ከየልዕል ከብዱ ሓቝፉ ሎሚ ጽባሕ እናበለ ዝነበር ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባዕሉ ንዘደስከሎምን ዝተፋነዉን ኣብ ኣስመራ ዝርክቡ ተጋደልቲ ነበር ቅሳነት ንምኽላእን ንምቍጽጻርን ኣውቶቡሳት ጽዒኑ ንጉሆ ንጉሆ ናብ ዓሻ ጎልጎል ወፊሮም ብዘይቁምነገር ንምሸቱ ናብ ኣስመራ ከምዝምለሱ

READ MORE

ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሰለስተ ሓደጋ ጃላቡ ልዕሊ 700 ስደተኛታት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ:: ብመሰረት ሓበሬታ ኣፈኛ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካርሎታ ሳሚ ረቡዕ 25 ግንቦት 100 ሰባት ጥሒሎም: ረቡዕ ካብ ናይ ሊብያ  ወደብ ሳብሪታ እተበገሰት

READ MORE

መዓልቲ  ናጽነት ኣብ ላስቬጋስ ብዕለት 25 ብድምቐት ተባዒሉ ኣብቲ ዕለት ብመጀመርታ ብዘተ ብኣቶ ስብሓት በርሀ ፡ኣቶ ከራር ህያቡ፡ ወይዘሪት ኤልሳ ገብረሂወት፡ ኣቶ ተስፉ  ገብረስላሴ፡ኣቶ ኣምበሳጀር  ጽገ ፡እዩ ተጀሚሩ ዛዕባ እቲ ዘተ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ከመይ ነይሩ ኣብ ዝብል ቴማ ተዘቲዩ።ኣብቲ ዘተ  ዝሓለፉ ዓመታት ናይ ባርነትን

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ዝሓለፈ 24 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ከም ኣመሉ ፍሽለቱ ንምሽፋን ንኻልኦት ብጥቃን ዘስምዖ ናይ ክሕደት መደረ፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ‘ቲ ባዕሉ ዝገበቶ ምልካዊ ምሕደራ ርብዒ ዝበን ናጽነት ኣጋጢሙዋ ዘሎ ውድቀት ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምዃኑ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ከረን፣ መጋርሕ፣ ናይ ኮርያ ኩባንያ ኣብ ዝሃነጾ ኣባይቲ ንዝቕመጡ ዝነበሩ ዓይነ ስዉራን ቆራጻትን ተጋደልቲ ዝርከቡዎም ውጹዓት ኤርትራውያን ካብ ኣባይቶም ብሓይሊ ኣውጺኡ ንብረቶምን ሰቦምን ኣብ ጎደና ከምዝዛሕዝሖ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ኣብቲ ዞባ ንነዊሕ ዓመታ ዝተቐመጡ ግዳያት ኣማራጺ ከምዘይብሎም ብምሕባር ተቓውሞ ኳ እንተስምዑ

READ MORE

ኣብ ሽየንን ከባቢኡን ዝነብሩ ደለይቲ ፍትሒ ንበዓል ናጽነት ክብ ዝበለ ምድላዋት ብምግባር ኣብዒሎሞ። ኣብቲ ዝነበረ ስነስርዓት፡ ኣቦ መንበር ምንቅስቓስ ስምረት ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ሽየን ሓው ኣድሓኖም በራኺ ነቲ ኣኼባ ‘እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም’ ብምባል ድሕሪ ምኽፋቱ፡ እቲ ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፍሎ ቃልሲ ኣብ 1991 ናጽነት መሬት ኤርትራ’ኳ

READ MORE

መንግስቲ ሱዳን ኣብ መንገዲ ሊብያ ዝሓዞም 150 ኤርትራውያን ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ኣስታት 500 ዝኾኑ ካልኦት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ካርቱም ኣል ዓረቢ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ መደበር ፖሊስ ሱዳን ተታሒዞም ንኤርትራ ክመልሱዎም ተዳልዮም ከምዘልዉ ውን ኣገንዚቦም። ካብቶም 500 እቶም 300 ቅድሚ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 15 ግንቦት 2016  ነቲ ብህግደፍ ኣብ ከተማ ቨትዝላር (Wetzlar) ካብ ከተማ ጊሰን (Giessen)  ንምዕራብ ኣስታት 16 ኪሎሜተር  ርሒቓ እትርከብ ከተማ ዝተጸወዐ ናይ ክሕደትን ጥልመትን  ጽምብል ካብ 250 ብዘይውሕዱ ኤርትራውያንን ፈተውትን   ብመደረን ግጥሚን ዝተሰነየ ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማ ዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እብቲ ዝተኻየደ

READ MORE

እቲ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተካየደ ሰሚናር ቀንዲ ዕላምኡ   ነቲ ስርዓት ህግደፍ ብናይ ሐሶት ዳንኬራ ተዓጠቅ ትሸብሸብ ዝብለሉ ዘሎ ናይ ናጽነት ጽንብል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ ኣብ ጎደና ምዕባለ’ዶ ወይስ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ን25 ዓመታት እዚ ዘይበሃል በድላትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ወሪዱዎ ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ ህሞት፡ ህግደፍን መሓውራቶም ዝኾና ማሕበራትን ኣብ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብሩራዊ ኢዮቤል ናጽነት ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ ዳንኬራን ሳዕስዒትን ንምግባርን ብስዉር ንነዊሕ ጊዜ ተዳልዮም ሸበድበድ ክብሉ ቀንዮም። ከተማ ኦስሎ፡ ከም ካልኦት ከተማታት

READ MORE

ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ብናጻ ምንቅስቓስ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ 1990 ኣንጻር ደርግ እተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝምስረት መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳተፍ ብክታሙ ኣረጋጊጹ ምንባሩ ተገሊጹ:: ነዚ ዝገለጸ ብወጻኢ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ሻለቃ ዳዊት ወልደጊዮርጊስ ምስ ረድዮ ኢሳት ብ8 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ:: ሻለቃ ዳዊት ምስ ኢሳያስ

READ MORE

ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብግብሪ ንምዕዛብ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ወግዓዊ ልኡኽ ጸብጻቡ ድሕሪ ምቕራቡ፣ ሰበስልጣን ናይታ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት እትቕበል ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ምምሕያሽ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘየልቦ ወግዓዊ መግለጺ ከምዝሃቡ ስዊዝ ኢንፎ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ።  ሓላፊ ኤሚግሬሽን ስዊዘርላንድ ማርዮ ጋቲከር ንሓንቲ ፍልጥቲ ጋዜጣ

READ MORE

እቲ ነቲ ብመስዋእቲ ኣሽሓት ጀጋኑ ዝተረኽበ ናጽነት ብምልካዊ ምሕደራኡ ኣራኺሱ ናብ ባርነት ዝቐየሮ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓላዊ ናጽነትን ሓላዪ ህዝቢ ኤርትራ ተመሲሉ ንፕሮፖጋንዳዊ ሃልኪ ናይ ዝዳለወሉ ዘሎ ብሩራዊ ኢዮቨልዮ ወጻኢታት ንምሽፋን፣  ኣብ ኣስመራ ንዝርከቡ ወነንቲ ትካላት ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ገንዘብ ክኸፍሉ የስገድዶም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ

READ MORE

ብሰንኪ ከፋፋሊ ውዲት ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሚላኖ፣ ዓዲ ጥልያን ን 10 ዓመት ኣብ ክልተ ኣብያተ ክርስትያን ተኸፋፊሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ተውህዶ፣ ሳላ ትዕግስቲ ኣቦታትን ድሌት ህዝቢ ንስምረት ዝገበሮ ጸቕጥን እቲ ናይ ምፍልላይ ፖሊሲ ተሳዒሩ ዕርቂ ወሪዱ። ድሕሪ ደጊም፣ ህዝቢ ሚላኖ ኣብ ሓደ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ዝመጽኡ ዜጋታት ዝነበሩላ ብዙሓት ከም ግሎባዊት ከተማ ዝጠቕሱዋ ህዝብብቲ ከተማ ለንደን፣ ካብተን ዝዓበያ ከተማታት ምዕራባውያን ሃገራት ኣማኒ ምስልምና ከንቲባኣ ክኸውን ዝመረጸት ናይ ፈለማ ከተማ ኮይና። እቲ ካብ ስደተኛታት ስድራቤት፣ ካብ ዘዋሪ ኣውተቡስ ከተማ ዝኾነ ኣቦ ዝተወልደ ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ዕዮ ሰዲቕ ክሃን

READ MORE

እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዝፍጽሞ ዘሎ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት፣ ንሃገርና ኤርትራ ‘ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ‘ ብዝብል ስም ኣጸይፉዋ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ‘መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ኣቐዲሙ ክዝርግሖ መዲቡ ‘ሎ’ ክብል  ናይ ምዕዝምዛም መግለጺ ብምውጻእ ተላፋሊፉ። እቲ ስርዓት፣ መርማሪ ኮምሽን፣ ቅድሚ ምኽፋት

READ MORE

ዋና ክተማ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ነቲ ፓርላማ ኣብ 2014 ዘመሓላለፎ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ናይ ምትካኽ እገዳ ከተተግብሮ ከምዝጀመረት Newsweek ንከንቲባ ‘ታ ከተማ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ፣ ምስ ሽጋራ ምትክኽ ተኣሳሲሮም ብዝስዓቡ ሓማማት ሰባት ይሞቱ ስለዘለዉ ነዚ ሳዕቤን ዚ ንምቅላስ እቲ ትግባረ ናይቲ ስጉምቲ ከምዘድለየ

READ MORE

ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ እስራኤል፣ ነቶም ብምኽንያት ትንሳኤ ናብ የሩሳሌም ዝገሹ ኤርትራውያን ነጋድያን ኣቦታትን ኣዴታትን፣ ብጽዑቕ መደባት ከምዝጽመዱ ብምግባር፣ ምስቶም ብኽንደይ መስገደልን ስቓይን ዝተሰዱ ኣብ እስራኤል ዝርክቡ ደቆም ከሕልፉዎ ዝግብኦም ግዜ ብሜላ የጻብቡሎም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ እስራኤል ሓቢሮም። ልኡኻት ናይቲ ስርዓት ከም መቐጸልታ ናይቲ እቶም

READ MORE

ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ናብ ስደት ካብ ዝወጽእ ኣትሒዙ ናይ ቃልሲ ማለት ንሓርነትን ምድሓን ህዝብን ሃገርን ዝጽዉዑ ደርፍታት ክሰርሕ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ትማሊ ሰንበት 1 ግንቦት ኣብ ሃገረ እስራኤል ከተማ ተልኣቪቭ ድማ ዓቢ ለይታዊ ትልሂት ብምድላው ዕዉት ናይ ሙዚቃ ምርኢት ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ኣስታት 6000 ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ

READ MORE

ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ሱዳን፣ ካብ ኤርትራን ንሱዳን፣ ካብ ሱዳን ድማ ናብ ኤርትራ ብፖስፖርት ብሕጋዊ መንግዲ ብኣውቶቡሳት ንዝወጽኡን ዝኣትዉን ኤርትራውያን፣ ብፍላይ ኣብቲ ካብ ከሰላ ክሳብ ካርቱም ኣብ ዘሎ ኣብ ኬላታት እናውረዱ ሳንጥኦም ምፍታሽ ገንዘቦም ብዘይንሕስያ ይዘምቱዎም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። እቲ ከምዚ ዝኣመሰለ ሽፍትነታዊ ዘመተ ነቶም

READ MORE

ብዓርቢ 29 ሚያዝያ 2016 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዓበይቲ (ዲኮርሶ) ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ስደተኛ ዳኒኤል ተኽላይ (እማደርሆ) 1ይ ደረጃ ሒዙ ተዓዊቱ። እታ 4ተ ተቐዳደምቲ ሒዛ ዝተሳተፈት ጋንታ ኤርትራውያን ብናይ ዳኒኤል ዓወት ዘዐግብ ውጽኢት ረኺባ’ላ። ዳኒኤል ተኽላይ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተፈላለያ ከም ኣስፔኮን

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብጸቕጥን ምፍርራሕን ካብ ስደተኛ ህዝቢ ዝኣከቦ ፌርማታት ተጠቒሙ ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝቐረበ ገበነኛ ምዃኑ ዘቃልዕ ጸብጻብን፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ክኸውን ከምዝኽእል ንዝበዝሖ መደምደምታ ንምጥላል ዝቕጽሎ ዘሎ ምስርሕን ብምቍንጻብ ንጹህ ተመሲሉ ንማሕበረሰብ ዓለም ከታልል ካብ

READ MORE