ሐጺርገምጋምኩነታትስደተኛታትኤርትራኣብኢትዮጵያንሱዳንን (ካልአይ)
9
ዓኮሴኤ (ICER) ሃለዋት እቶም ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ስድተኛታት አማዕዲኻ ምርአዩ እቲ ዝቐለል ኢዩ። ውሽጡን ውሻጤኡን ንምድህሳስ ምስ እትህቅን ግን ኣስከሕካሒ ምዃኑ ኣነጺርካ ትግንዘቦ። ምናልባት’ውን ጊዜዊ ጋሻ ኴንካ ንቅሩብ መዓልታት ጸገሞም ምስ እትካፈል ወይ ከአ ካብ ቁጽሮም ብርክት ዝበሉ ስደትኛታት ካብ ትረኽቦ መጀመርያ ምንጪ ኣብ ዘስካሕክሕ ኩነታት ምህላዎም ትርዳእ። እምብአርከስ … more