Category Archives: ምልክታ
ኮንፈረንስ ኤርትራውያን መንእሰያት ዋሺንግቶን ዲሲ
“ሽግር ኤርትራ፡ ፍታሕ ብኤርትራውያን” ኤርትራውያን መንእሰያት ሽግር ሃገርና ንምቕንጣጥ አብ ሃገርና ዘሎ ውልቀ ምልካዊ ስርዓት መዛዘሚ ንኽግበረሉ ዝሕግዝ ኮንፈረንስ ንምድላው አብ ምሽብሻብ ንርከብ። እዚ ዝተፈላለየ መደባት ዝሓቖፈ ኮንፈረንስ ካብ 25-28 ግንቦት አብ ርእሲ ከተማ ሕ.መ.ኣ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ክካየድ እዩ። ነዚ ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ነቒሉ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርና … more
ምስጋና: ብምኽንያት ሞት ክቡር ኣቦና ኣቦይ ባሻይ ተዓረ ቀሺ ተኽለሃይማኖት
ኣቦና ኣቦይ ባሻይ ተዓረ ኣቦና ኣቦይ ባሻይ ተዓረ፡ ካብ ኣቦኦም ቀሺ ተኽለሃይማኖት ወልደሚካኣኤልን ካብ ኣዴኦም ወ/ሮ ለተጋብር ተኪኤን ብዕለት 16 ግንቦት 1916 ዓ. ም. ፈ. ኣብ ዓዶም ትኹል ሮቡራ እገላ-ሓመስ ኣከለ-ጉዛይ ተወሊዶም። ዕድሜኦም ዓቕመ-ኣዳም ምስ በጽሑ ኣብ ውትህድርና (ፊልድ ፎርስ) ተዓስኪሮም ክሳዕ 1971 ኣገልጊሎም። ብድሕርዚ ኣብ ዓዶም ገባራይ ኮይኖም ድሕሪ … more
ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ሲቪካዊ ማሕበር ኤርትራውያን አብ ላስቬጋስ- አሜሪካ
… more
ህዝባዊ ምልክታታት፡ ፍራንክፈርት ጀርመን፡ ቶሮንቶ ካናዳ፡ ህይስተን፡ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ
ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገር ጀርመን ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት (March) 2012 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን መድሓኔ ዓለም ፍራንክፎርትን ካልኦትን ዝፍጽሞ ዘሎ ምትእትታው ደው ንከብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ተቓውሞና እነካይደሉ ካብ ባንሆፍ ኒደራድ (መዓርፎ ባቡር … more
ሰፊሕ ሰሚናርን ድሙቕ በዓልን ብኣጋጣሚ ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን
ዕለት 24.03.2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን። ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡- መደብ 8 መጋቢት 16:00 መኽፈቲ ኣኼባ 16:20 ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን 17:30 ዕርፍቲ (ምሳሕ) … more
ቃል ምስጋና
… more
ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት
دعوة هامة لكل الشباب الإرتري يدعو المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي في سكندنافيا وأوروبا كافة الشباب الإرتري في ستوكهولم وضواحيها إلى المشاركة في الاجتماع الهام الذي سيعقد من أجل مناقشة موضوع مهم يخص الشباب الإرتري التاريخ: السبت 17/3/2012 المكان: ABF Hallonbergen المكان: 13:00—18:00 مع تحيات لجنة الشباب … more
ኣገዳሲ መጸዋዕታ – ሽቱትጋርት ጀርመን
ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 17.03.2012 ብመሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ህልዊ ኩነታት ህዝብን ደንበ ተቓውሞን ብዘርኢ ሰፊሕ መግለጺ ክውሃብ ስለ ዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ ንኽሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት ኣኼባ ፤17.03.2012 ስዓት 15 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ Altes Feuer Wehrhaus Süd Möringer Str 56 Stuttgart ሽቱትጋርት ጀርመን ሓበሬታ፡ ብ … more
ዕድመን ኹሉ ኤርትራዊ ነባሪ ዓባይ ብሪጣንያ
ክቡራት ኤርትራዉያን ኣሕዋትንኣሓትን፣ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፣ ሰፊሕ ናይ መላለይ ንመዛናግዕን መሃርን መደብ ኣብ ከተማ ሊድስ ሰሪዑ፣ ንኹሉ ኤርትራዊን ኽሳተፍ ይዕድም። ቴማ ናይ’ቲ ምሸት“ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ክነግስ’ዩ” ዝብል ኮይኑ፣ ስነጥበባውያን ብዜማ ንግጥም ንከድምቕዎ ምዃኖም ኣዳላዊት ኮሚቴ ትሕብር። ዝግበረሉ ቦታ ንሰዓትን ከምዚ ዝስዕብ ይኸዉን፣- ቀዳም 24/03/2012 ካብሰዓት … more
ንበገስ
ናብ ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ኤሪትራዊያን ኢንዲያናፖሊስን ከባቢአን ብቀዳምነት ንኩሉኩም ሰላም እንዳበልና ንዕለት 17 መጋቢት ብምክኒያት 8 መጋቢት አህገራዊ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ ንምብዓል አብ ከተማና ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና አዳሊና ስለ ዘሎና ኩሉኩም ደላይቲ ፍቲሒ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብክብሪ ንዕድም ዝግበረሉ ቦታ 4863 W. 38th St. Indianapolis, IN. 46254. ዝጅመረሉ ሳዓት … more
ጻውዒት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኦስሎ
… more
ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በይ-ኤርያ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ክንዝቲ፡ ንዕለት 10 መጋቢት 2012 መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ ዓቕሚ ከበርክትን፡ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽሳተፍ ብኣኽብሮት ንዕድም። … more
መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፈርት
… more
8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – ፍራንክፎርት ጀርመን
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ን10.03.2012 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ፣ ኣካል ናይቲ ንሰብኣዊ ክብርን ፍትሓዊ ስርዓት ንምትካልን ኣብ መላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ቃልስታት ኢዩ ። 8 መጋቢት ደቂ-ኣንስትዮ … more
ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስወናማት ደረፍቲ – Frankfurt am Main
ነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ዕድመ ታሪኻዊት ንዓለም-ለኻዊትን መዓልቲደቂ-ኣንስትዮ (8 መጋቢት ) ብምዝካር ሓቢርና ከነብዕልን ከነኽብርንነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ብመጀመርያንኤርትራውያንኣሓትቀጺሉውንንኹሎምክፋላትኤርትራውያንሕብረተሰብናብሓፈሽኡድማንኹሎምመሓዙትናንፈተውትናንብኽብረትይዕድም። ዕለት፡ 24.03:2012 ቦታ፡ Kleyer str.21 Kleyerstraße 21 60326 Frankfurt am Main beim (Adlerwerk) ሓበሬታ፡ ካብHauptbahnhof Frankfurt am Main ዝተፈላለየመጉዓዝያኣሎ። 1) Strassenbahn 11 ን 21 ስጋብGalluswarte, 2) ብ S-Bahnen 3/4/5/6 ሓንቲስቴሽንስጋብGalluswarte. ካብGalluswarteብኣውቶቡስ … more
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሎንዶን ኦንታሪዮ ካናዳ
ሃንቀውታ ብዙሓት ጋህዲ ኮይኑ! መጽሓፍ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ተሓቲማ!!
… more
ኣኽሊሉ ፎቶ (ተፈኖ)፡ ድሕሪ ነጻነት፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ኣሜሪካ ክነብር ዝመረጸ ክነሱ፡ ለይትን መዓልትን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘገልግል ዘሎ ደራፋይ
… more
መርድእ፣ ነፍስሄር መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ
ብሃንደበታዊ ሓደጋ ሞት መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ፣ ትውልዲ ዓዱ ቅንቶ ኣኽራን፣ ከባቢ ምምሕዳር ጸሮና ዝኾነ ሓውናን ወድና ዝተሰመዓና መሪር ሓዝንን ጓህን ንገልጽ። ስነስርዓት ቀብሩ ዝፍጸመሉ ዕለት ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ ምኽኒያት ክሳብ ሕጂ ክንውስን’ኳ እንተዘይከኣልና ኣብ’ቲ ዝዓረፈሉ ከተማ ኣለንታወን ፐንሰልቨንያ ኣሜሪካ (Allentown, Pennsylvania USA) ኣብ’ዚ ቀረባ መዓልታት ክፍጸም ምዃኑ ነፍልጥ። ኣዕሩኩ፣ … more

