ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ – ሳልሳይ ክፋል
ሳልሳይ ክፋል ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ጽሑፈይ ብሓንቲ ዋዛ ትመስል ሓሳብ እየ ክጅምሮ፡፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ሓደ ካብ ቀረባ ፈለጥየይ ዝኾነ ገዲም ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ዝነበረ ዘዕለለኒ ኢያ፡፡ ኣብ መጀመርያ ዓመታት ናጽነት ምዃኑ ኢዩ፡፡ … more
ሳልሳይ ክፋል ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ጽሑፈይ ብሓንቲ ዋዛ ትመስል ሓሳብ እየ ክጅምሮ፡፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ሓደ ካብ ቀረባ ፈለጥየይ ዝኾነ ገዲም ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ዝነበረ ዘዕለለኒ ኢያ፡፡ ኣብ መጀመርያ ዓመታት ናጽነት ምዃኑ ኢዩ፡፡ … more
ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ቀዲመ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓደ ሰሙን ጠፊእካ ብምባል ዝሰደድኩምለይ መልእኽትን ምትብባዕን ብልቢ የመስግነኩም፡፡ ብዛዕባ እታ ነዊሕ ግዜን ጻዕርን ዝገበርኩላን ዝሓለፋን መጽሓፍ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ክዝርጋሓ እየ፡፡ መጽሓፍ ናብ ማሕተም ከተእቱው ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ፡፡ እሞ ድማ ኣብ ከምዚ ኣነ ዘለኹዎ ናይ ስደት ሃዋሁ እቲ ክብደት መሊሱ … more
ባኒ ንሰራሒኣ ሃባ፡፡ የማን ጸጋም ዘየገላብጥ ምስላ ዓረባውያን ኢዩ፡፡ ዘድልየካ ዘሎ ባኒ እንተኾይኑ ፍቶ ጽላእ ንሰራሒ ባኒ ክትህቦ ኣለካ፡፡ እንተስ ቆርሚሙ እንተስ ሸርሚሙ ባኒ ክህበካ ኢዩ፡፡ ንኻልእ እንተ ሂብካዮ ግን ባኒ ዝበሃል ኣይክትረክብን ኢኻ፡፡ እዚ ምስላ’ዚ ንኹሉ ኣብ ዘዝገጥሞ ልዓቱ ስኹዓዮ፡፡ ንኹሉ ዘዝኽእሎ ሃቦ፡፡ ነፍሲ ወከፍ መን ምዃኑ መልክዑን ልክዑን … more
ሎሚ እቲ ቁጠባውን ፖለቲካወን ኩሉእንትናዊ ሃብቲ ሃገር ገቢቱ መላኽነቱ ዝኣወጀ፡ ዲክታቶርያዊ መራሒ ጉጅለ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሞተ ሰረረ ጋዕገልጠም እበሃል ኣሎ፡፡ ብርግጽ ኢሳይያስ ብጽኑዕ ሓሚሙ ኣብ ከቢድ ሕክምናዊ ክንክን ኣብ ሃገረ ዱባይ ንሓጺር ግዜ ከም ዝነበረ ውን ተፈሊጡ ኣሎ፡፡ሕማም ገባቲ መራሒ ኢሳይያስ ሕጂ ናብ ኣሻቓሊ ኩነታት ስለ ዝበጸሐ እምበር … more
ርጉም ኣንበጣስ ግራትካ በሊዑ ኣብ ደጎልካ ይሰፍር ይበሃል፡፡እዚ ምስላ’ዚ ከምዚ ገጢሙና ዘሎ ተካል ርካብ ምስተረኽበ ኢዩ ዝተባህለ፡፡ ኢሳይያስ ደምና ሰትዩ፡ ስጋና በሊዑ፡ የዕጽምትና ጊሂጹ ገና ገና ጠላሕ ኣይበሎን፡፡ሕጂ ውን ንፍጹም ጥፍኣትና ባዶሽ ሕልምታቱ ከተግብር ኣብ መጋርያ ኲናት ጠቢሱ ከህልቐና ተቐሪቡ ኣሎ፡፡እቲ ዝገርም ከኣ 21 ዓመታት ክትሰምዖ ብዘስካሕክሕ ከም ዘይ ጨፍጨፈናን … more
ሕሱም ሰጓጊ ናብ ግልጽ የብጽሕ!! ብርግጽ!! ኣብታ ብኹቡር መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ሰማእታት ዝተገዘምናያ እንፈትዋ ሃገርና ኤርትራ ፍትሕን ዲሞክራስን እንተ ዝነግስ፡፡ቅዋምን ቅዋማዊ መንግስትን እንተዝትከል፡፡መናእሰያት ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዘመናዊ ናይ ግልያነት ስራሕ እንተዘይ ንቑረን፡፡ንውለቀ ዝናን ትምክሕትን ሓደ መላኺ ሕሉፍ በሰላና እንከይሓየ ዕሸላት መናእሰያት ኣብ ዘይኩዉን ኲናት ኣትዮም እንተዘይሃልቁ፡፡ መዓልታዊ ግፋን ጭፍጨፋን … more
ኣብ ዝሓለፈ ዜናታት ኣሰና ቦኽሪ ወዱ ንመለኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃም ኣብ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ልዑል መዝነት ተዋሂብዎ ዝብል ዜና ተዘርጊሑ ነይሩ፡፡እዚ ሓበሬታ’ዚ ቀዲሙ ኣብ ኣእዛና በጺሑ ነይሩ ኢዩ፡፡ኮይኑ ግን ንምእማኑ ፍጹም ኣጸጊሙና፡፡ብቐዳምነት ኢሳይያስ እምብዛ ጨኪኑ እንተጨከነ ኣብ ውሉዱስ ኣይጭክንን ኢዩ ኢልና፡፡ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓላፍነታት ምስኳዕ ኢድ ውሉዱ ኣብ ደም ንምጥማዕ … more
እቲ ኣብ ግንቦት 1998 ዓ/ም ብዝሰኸረ ትምክሕቲ ንዝና ውልቀ ኢሳይያስ ብሰበብ ባድመ ዝተባረዐ ኣዝዩ ኣስካሕካሒ ኲናት ማእለያ ዘይብሉ ሂወት ክልቲኡ ወገናት ቀዚፉ ኢዩ፡፡ከቢድ ቁጠባዊ ሃስያን ዕንወትን ኣብ መንጎ ክልቲኡ ሃገራት ኣውሪዱ ኢዩ፡፡ህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት ተመዛቢሉ ፋሕ ፋሕ ኢሉ’ዩ፡፡ብሰንኪ ’ዚ ምዝካሩ ዘጽልእ ኣህላቕን ኣስካሕካሕን ኲናት ልቢ ክልትኡ ህዝብታት ደምዩ ቆሲሉ በሰልኡ … more
ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ፈላሚ ጉባኤ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኣዋሳ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ ካብ ውሽጢ ኣደራሽ ጉባኤ መልሓስ እቲ ውሕጅ ዝብል ጽሑፍ ኣቕሪበ ነይረ፡፡ብርግጽ ከምቲ ሽዑ ዝበልኩዎ ጉባኤ ኣዋሳ መልሓስ ናይዚ ድሒሩ ዝመጽእ ከቢድ ማዕበላዊ ውሕጅ እምበር እቲ ውሕጅ ብቐንዱ ኣይነበረን ፡፡ ሎሚ ሰርቢ ከቢድ ደበና ንፍጹም ዲሞክራስያዊ ለውጢ ብኤርትራውያን መናእሰያት … more
እዚ ካብ ልባዊ ሓልዮትን ሓቀኛ ባህግን ዝነቐለ ጽሑፍ፡ኣብ ኣንበብቲ ኣጉል ርድኢት ከይፈጥር ቀዲመ ከዘኻኽር እደሊ፡፡እቲ ምንታይ ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ናቱ መጋበርያ ልኡኻትን ባዕልና ኣብ እንፈጥሮም ፈቓቓት ኣትዮም ስጡም ናይ ቃልሲ ሓድነት ንኸይንምስርት ክዘርጉ ከይደቀሱ ከም ዝሓድሩ ክንዝንግዕ ኣይግባእን፡፡ድሮ ውን ብጉልባብ እተን ክልተገጽ ናይ ሓደ ሳንቲም ዝኾና ምስሉያት ዌብ-ሳይታት ሓደ በሉለያ … more
ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ራእይናን ዓቕምታትናን ነስምር!!! እዚ መርሓ ጭረሖ ፈላሚ ጉባኤ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኢዩ፡፡ እቲ ካብ 21 ክሳብ 30 ሕዳር 2011 አብ ከተማ ኣዋሳ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ፈላሚ ታሪካዊ ጉባኤ ኤርትራውያን ኣብ ስሚዒት ተጋባእቲ ዘንተ እለት ዝሕደስ ዝኽርን ጦብላሕታን ገዲፉ’ዩ፡፡ ብዙሐት ብዓይኒ ከቢድ ስግኣት ንመንግስቲ ኢትዮጲያ ዝርእዩ ዝነበሩ ወገናት ጋሪድዎም … more
ብመጀመርያ ዝኸበረ ሰላምታይ እብጻሕኩም፡፡ ብምቕጻል ነቲ ከይተሓለልኩም ተካይድዎ ዘለኹም ኣዝዩ ኣድካሚ ዕዉት ስራሓት ናእዳ ዝግበኦ ምኻኑ ከዘኻኽር እደሊ፡፡ ካብ ዋዕላ ተበጊሱ ናብዚ ፍረ’ዚ ምብጽሑ ድማ እንቋዕ ሓጎሰና!! ዝኸበርኩም ኣሰናዳእቲ ጉባኤ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ብዙሕ መዳያት ኤርተራውያን ኣበርክቶ ክገብሩ ጻውዒትኩም ከም ዘቕረብኩም ኣይረሳዕኩን፡፡ ኮይኑ ግን ብፍሉይ ንስነ-ጥበባወያን ወገናትና … more
ብመጀመሪያ ነዚ ኣዝዩ ንእሽቶ ጽሑፋዊ ኣበርክቶይ ግዜኦም ወፍዮም ዘንብብዎ ተኸታተልቲ ከመስግኖም እደሊ፡፡ ምንባብ ጥራይ ዘይኮነ ንዝረኣዮም ጉድለታት ብኹፉት ልቢ ንኽእርሞ ዘዘኻኽሩኒ፡ምኽሮም ዝልጉሱለይ፡ዘተባብዑኒ ብምዃኖም ደጊመ ብልቢ የመስግኖም፡፡ኣብ ዝሓለፈ ካልአይ ክፋል ጹሑፈይ ነቲ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣንጻር ቶታሊተርያን ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝተገብረ ዓቢ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ብዓቕመይ ንእሽቶ ካብቲ ብዙሕ ከቕርብ ፈቲነ … more
ኲናት ናይ መለኽትን ገበትን ንግዲ ኢዩ፡፡ውግእ ቅትለት ዕንወት ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜን ቦታን ቁቡል ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ፡፡ዋላ እቲ ተገዲድካ እትኣትዎ ኲናት ምረት በሰልኡ ዘንተ እለት ካብ ኣእሙሮ ዜጋታት ኣይሃስስን ኢዩ፡፡ ከም ባህሪ ቶታሊተርያን ስርዓታት ኲናት ፍቱን መጻንሒ መድሃኒቶም ኢዩ፡፡ እቲ ምንታይ እቲ እነኮ ኣብ መንበረ ስለጣኖም ከቐምጦም ዝኽእል መፍትሕ ህውከትን … more
ብስም ኩሉ ደላይ ሰላመን ደሞክራሰያዊ ለውጥን ኣገናዕ ምንቅስቓስ መናእሰያት E.Y.G.M. ኣመሪካ፡፡እቲ ኣብ ልዕሊ ማፍያዊ መሪሕነት ህ.ግ. ደ.ፍ. ኢሳይያስን መሰልቱን ዝወሰድኩሞ ተባዕ ተበግሶ፡ ውጹዓት ወገናት ጸባ ዘስተየን ባብ ለውጢ ምሉእ ብምሉእ ንኽርሓው ንዝተታኸስና ዘበራበረን እዋናዊ ጉዳያትና ኢዩ፡፡ኢሳይያስን መሳስይቱን ድሕሪ ደጊም ገጽ ኒውዮርክ ኣይክርእዩን ኢዮም፡፡ ዘይከም ሓሶታዊ ኣተኣታትወኦም ወጮ ተጎመጊሞም ኣድጊ ተወጢሖም … more
ሰላም ኣብ ውሽጥን ወጻእን እትርከቡ ኩቡራት ኣሕዋት ደቂ ኤረይ ጻዕዳ፡፡እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብጸሓና፡፡ሎሚ ኣብ ድሮ በዓል መስቀል ኮይና ዓኾዃይ ዓኾዃይ ገዓት ሓምሊ ውጻእ ገዓት ጠስሚ እቶ፡እንብለሉ ኣብ ክልተ ገጽ ናይ መድረኽ መቐይሮ ኢና ዘለና፡፡በቲ ሓደ ካብ ዘመነ ሉቋስ ናብ ዘመነ ዮውሃንስ እንሰጋገረሉ መድረኽ ክኸውን ከሎ፡ በቲ ካልኣይ ሸነኹ … more
ካብ ዝሐለፈ መፋርቕ ወርሒ ነሐሰ 2011 ዓ/ም እቲ አብ መበል 21 ክ/ዘ ጸሊም ዘይርሳዕ ገበን አብ ልዕሊ ገዛእ ህዝቡን ሃገሩን ዝፈጸመ ኤርትራን ኤርትራውነትን ፍጹም በታቲኑ ብምብራስ ካብ ዝከፈአ ናብ ዝገደደ መዓሙቕ ድሕረትን ድኽነትን ዝሸመመ ገባቲ መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብላዕለዋይ ማፍያዊ መራሒኡ ተማእዚኑ ነቶም ድሕሪ ጸሐይ ብራቕ ነጻነት ሓድሽ ቃምሻ ዝወደዩ ናይ … more
ካብ እዝኒ ብዝበለጸ ዓይኒ ተኣማኒ ምስክር ኢዩ፡፡ ብርግጽ!! ምርኣይ ምእማን ስለዝኾነ፡፡ ምብራዕ ኩናት ባድመ ወዝቢ ብሃንደበት ዘጋጠመ ፍጻመ ወይ ውን ብናይ ደገ ሓይልታት ዝተስገደደ ዝተሰነዐ ናይ ዶብ ኩናት ዘይምኻኑን ዘይምንባሩን ኣጸቢቖም ዝፈልጡ ዜጋታት ብዙሓት ኢዮም፡፡ … more
ብመጀመሪያ ንኹሎም ካብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብመገዲ ኢሜይለይ ትሰዱለይ ዘለኹም ሃናጺ መአረምታን ርእይቶን ምትብባዕን ብልቢ ከመስግነኩም እደሊ፡፡ ብምቅጻል ሚስጢር ምብራዕ ኩናት ባድመ ከም መብጽዐ ቃለይ ኣብ’ዚ ሳልሳይ ክፋል መደምደምታ ክገብረሉ ብዘይምኽኣለይ ንኹሉ ተኸታታሊ እዚ ታሪኻዊ ጽሑፍ እቕሬታ ክትገብሩለይ ብትሕትና እሓትት፡፡ … more
ብመጀመሪያ ንኩሉ “ሳቦያ ንዳግማይ ምሕራር ህዝብና ካብ ባርነታዊ መግዛእቲ መላኺ ኢሳይያስን ቁንጮ መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን!!” ብምባል ብዓው ዝበለ ስሙር ድምጺ ብደሆ ንምቕያር! ዘቃልሕ ዘሎ መደባት ኤርትራዊ ዜጋ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕካ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኩሎም ካብ ነዊሕ ግዜ ብመንገዲ ኢመይለይ ሃናጽን ኣተባባዕን ርኢቶን መእረምታን ሓበሬታን ዝሰደድኩምለይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን፡፡ … more