ማትሪክ – ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ዝተመርኮሰ ሓጻር ዛንታ

ፈይሰል ዝለበሶ ጋውን ስለዝነውሖ ብእግሩ ከይረግጾ ብጸጋማይ ኢዱ ጨቢጡ ንላዕሊ ብምስሓብ’ዩ ዚንቃሳቀስ። ስልማት ዛግረ ወናኒ $40 ሽሕ ናቕፋ መዳልያ ኮይኑ ኪሓልፍ ጥርጥር ኣይነበሮን።ኣብቲ ብላቭ ሱኬር ዝፍለጥ መራኸቢ ቦታ ካብ ካልእ ዝተፈላለያ ዝበዝሑ ቤተሰብ ተመረቕቲ’ያ ኣአንጊዳ። … more

መባእታዊ መረዳእታ ብዛዕባ መስርሕ ዑቕባ ዓባይ-ብሪጣንያ

መሰል ሕቶ ዑቕባ ብኣህጉራውን ዘቤታውን ሕግታት ‘ዩ ዝመሓደር። በዞም ሕግታት እዚኣቶም ዝተሰማምዑ መንግስታት ከኣ፡ መምዘኒታት ዑቕባ ንዘማልኡ ሰባት ድሕነቶም ክሕልዉሎም ግዴታ ኣለዎም። መሰል ሕቶ ዑቕባ ኣካል ዘቤታዊ ሕጊ ዓባይ-ብሪጣንያ እዩ። … more

መባእታዊ መረዳእታ ብዛዕባ መስርሕ ዑቕባ ዓባይ-ብሪጣንያ

መሰል ሕቶ ዑቕባ ብኣህጉራውን ዘቤታውን ሕግታት ‘ዩ ዝመሓደር። በዞም ሕግታት እዚኣቶም ዝተሰማምዑ መንግስታት ከኣ፡ መምዘኒታት ዑቕባ ንዘማልኡ ሰባት ድሕነቶም ክሕልዉሎም ግዴታ ኣለዎም። መሰል ሕቶ ዑቕባ ኣካል ዘቤታዊ ሕጊ ዓባይ-ብሪጣንያ እዩ። … more