Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን ጎረባብቶም፡ ንሓገዜ ጸዊዖሞም ነበሩ

READ MORE

ኪንቲት ንረዘንቲ ብመኽንያት ዝኽሪ ጀጋኑ   20 መጋቢት ዝኽሪ ጀጋኑ ሎምዓንቲ፡ ሕድሪ ዝጠለሙ ኣኪቦም ቀበርቲ፡ ኪንቲት ኣልዒሉ ኣንቢርዎም ንረዘንቲ።     ጀጋኑና ዝሓለፉ ንናጽነት ነፍትሒ ፡ ስሱዕ ኣብ ስልጣን ህዝቢ መሳፍሒ፡ ፀሓይና ኣዕሪቡ ዝኸወለ ወርሒ።     ማይ ንዓቀብ ኮይኑ እዋኑ፡ ዓፅሞም ታኣኪቡ ካልኣይ ክድፈኑ፡ ብኽንቲት ተላዒሎም ረዘንቲ ጀጋኑ።     ኣንታ ኩቡር ህዝቢ ግደፍ’ባ ግደፍ፡ ዓፅሚ ጀጋኑ ክላዓል ብጠላማት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ገመል ሸሊምኩምዎ ክንዲ ግደፍ

READ MORE

ሓቀኛ ናፍቖትን ምድፍናቕን ዝደረኾ፡ ድሕሪ ካብ ዕስራ ዓመታት ንላዕሊ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር ናይ ቃልሲ ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣጋጣሚ ርክብ ዘበገሶ ጉዳይ`ዩ ኔሩ። ኩሎም እቶም ኣብዚ ኣጋጣሚ`ዚ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ንመጻኢ ብቐጻሊ መልክዕ ዘራኽቦም መንገዲ ክህሉ ዘለዎም ሓያል ድልየትን ስምዒትን  ኣንጸባረቑ። ናበይን ከመይን

READ MORE

ልሳን ህግደፍ! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን፡ ብዛዕባ’ዚ ንምንታይ ከም ዝተጋደለ ረሲዑ፡ ነቲ ራእን ሕልምን ጀጋኑ ስውኣትና ብምርጋጽ፡ ቃል ስውኣትና ጠሊሙ፡ ብሕሰምን መከራን ህዝብና ዘጽንት ዘሎ ገበል፡ ክሳዕ ዕለተ ሕልፈቱ ብተኣማንነት ዘገልገለ ሜጀር ጀነራል ገ/ሄር ዓ/ማርያም (ውጩ) ኣብታ ልሳን መላኺ ዝኾነት ቲቪ ህግደፍ፡ በቶም ኣብ ግዜ

READ MORE

 ዘሐጉስ ዜና ንደለይቲ ለውጢ።                          19-03-14፡ ንህግደፍ ትትክእ ሓዳስ ሳልሰይቲ ሕብእቲ ሰልፊ ተመስሪታ! መቸም ብምኽንያት ዘይወግዓውነቱ ንዝኾነ ሓቀኛ ዛንታ ብልቢ-ወለድ፡ንዝኾነ ክበሃል ዝተደልየ ነገር ብመልክዕ ቤላቤሎ እ ናተመሰለ፡ ረቀቕቲ ኣካወንቱ ድማ ክሳብሕጂ ብባዶ ሰለስተ እናተጠመቑ ከምዝጸንሑ መጠን ኣማስያኦምስ እቲ ሓቀኛ ስራሓ ቶም ክፍለጥ ከምዝተኻእለ ይፍለጥ። እሞ ሃየ በሉ ሎሚ

READ MORE

ተስፋና’በር……… ብ.ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 20/03/2014 ተስፋና’በር ደሚቑ ተወሊዑ ቃልሲ ደቂኣንስትዮ ኣብ ዓለም ኣጒላዕሊዑ ሓይሉ ፣ወሲኹ፣ መሊሹ ተርኒዑ ተላዒልና’ሎና ሃየ ተበገሱ ንዑ፡ ቃልስና’በር ተወንጪፉ ብናህሪ መንእሰይና ይብል ኣሎ ንመክት ኣብ ግብሪ ኣይረሳዕናን ይብል ኣሎ ሰራዊት ሕድሪ ኣጆኺ፣ ምሳኺ’ዩ ሓፍቲ አእጃምና ዝግበር ግበሪ፡ ቆላሕታ’በር ኣንቢሩ ዝበዝሐ ስቕ-በሃሊ ዝጠቕሞን ዝጎድኦን ጀሚሩ ከለሊ ጓልሄዋን ፈንጢሳ ንጸቓጢ ባህሊ መሰለይ ትብል ኣላ ብግቡእ ብዕሊ፡ ኣመንቲ

READ MORE

እዚ ሎሚ ኣብዚ ተኣኪብናሉ ዘሎና ማዓልቲ (8 መጋቢት)፡ እቲ  እምቢ ንዓመጽ፡ ዘበት ንተምበርካኽነት ብምባል፡ ብዓለም ደረጃ ነጋሪት  ዝተሃረምሉ፡ቃልሲ ንጸረ ኩልንትናዊ ወጽዓ፡ ዝተወሰነሉ ማዓልቲ፡ ሓቢርና ክንዝክሮን ከነኽብሮን ምኽኣልና፡ እንካዕ ናብዚ ኣብቅዓና ይብል። ኣብዚ ማዓልቲ’ዚ ዝተተለመ ፍትሓዊ ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣንጻር ዓማጽን ጨፍላቒን መርሆታት ደው ብምባል፡ ንማዕረ መሰል

READ MORE

ዳግመ- ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን። ``ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፤ ንናጽነት ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ ዳግመ -ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን`` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ንመበል ሳልሳይ ዓመት ኣብ ከተማ ኣትላንታ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ንዝቃናዕ ዳግመ-ርኽክብ፡  ዘብርህ፡ ዝሕብርን ዘረድእን ድሕረ-ባይታን፡ ናይ ተሳታፍነት መጸዋዕታን። ``ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ታሪኽ  ዕጥቃዊ ቃልሲ

READ MORE

ትብጻሕ ናብ ኣሰናዳእቲ መደብ ራድዮ ኤረና (2) ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ገለ ሰባት ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሒ ሓዊ ንምእጓድን ነቲ ደለይቲ ፍትሒ ክንሃንጾ እንደሊ ዘለና ነቐፌታን ርእይቶን ናይ ምጽዋር ባህሊ ንምኹላፍን ኢሎም፡ ንዓለቐይ ኣብ መደባት ራድዮ ኤረና ድሕሪ ምርኣዮም፡ ድሕሪ ምንባቦም’ኳ ክብል ኣይክልን’የ፡ ምኽንያቱ፡ እንተዘንብብዎ

READ MORE

ፍንጫሕ መሰንገለይ፡    2ይ ክፋል፡                            08-03-14፡ “ኣብ ድሮ ዝኽሪ በዓል ደቂ-ኣንስትዮ እዝን መሰሉን ምጽሓፍን ምዝራብንሲ ምስምንታይ ይቑጸር”? ዝብል ብድሆዶ መጺእኒ ሓቀይ? አእ፡ ዝነደየ ድኣ’ሞ እንታይከ ዘይሓስብን ዘይብልን? ካባይ ካብ ቃና ስዑራት የድሕንኩም ከሲረ  ………….     ብዝብል መሳገሪ ሃሳብ ኢና ተፈላሊና ቀኒና። ሓቝፈያ ዝጸናሕኩ ጓለይ ድንገት ኣምሪራ ስለዝበኸየት ብኸመይ ከምዝእብዳ

READ MORE

እዚ ዓለቕ’ዚ (ርእይቶ’ዚ) ኣቐዲመ ብዕለት 20\10/2013 ናብ ራድዮ ኤረና ልኢኸዮ ኔረ’የ። ከም ዝበጽሖም ስለ ዘየረጋገጽኩ ድማ ድሕሪኡ ደጊመ ልኢኸዮ ኔረ። እንተኾነ ገና ክሳዕ ሕጂ ከም ዝበጽሖም ስለ ዘይፈለጥኩ፡ ሎሚውን ነዚ ሓድሽ መደባቶም ኣካቲተ ብመገዲ ኣሰና ኣቢለ እልከሎም ኣለኹ። ኣብዚ ‘ስለምንታይ እዚ ኹሉ ድኻም?’ ዚብል ሓታቲ

READ MORE

መሰረታዊ ኣተሓሳስባ ህግደፍ ኣንጻር ናይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣተሓሳስባ ብምዃኑ ዝሓለፈ23 ዓመታት ጥራሕ ዘይኮነ ሕሉፍ ታሪኽ ገድልና ምልስ ኢልና ክንግምግሞንእቲ ሓቀኛ ትርጉሙን ዕላምኡን ክስነድን እዚ ዘሎ ወለዶ ብኽብሪ ክዕቅቦን ይግባእ፡ጉጅለ ህግደፍ ንታሪኽ ገድልና ዘይትርጉሙ ሂቦም ዘይሕብሩ ቀቢኦም ስኑዕ ታሪኽ ከውርሱናከይተሓለሉ ሰሪሖም ጥራሕ ዘይኮኑ ቅያ ሓፋሽ ተጋዳላይ ከም ናይ በይኖም ውርሻ መንዚዖም ብጅግንነቱ ንሶም ክወራዘይሉ ብዘይሕፍረት ምርጫ ወሲዶም፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Weldu_12032014.pdf"]

READ MORE

ትጽቢትን ርድኢትን ቃልሲ ኤርትራ መሬታ ነጻ ጌርካ ሉዕላውነት ሃገርን ደሞክራሲን ኣረጋጊጽካ “ሕረስ ሓረስታይ ንገድ ነጋዳይ ተመሃር ተመሃራይ ወዘተ” ተባሂሉ ሕዝቢ ኤርትራ ብቅሳነት ንኽነብር እዩ ኔሩ። እንተኾነ ድሕሪ ናጽነት 1991 ኤርትራን ሕዝባን ካብቲ ጭኮና ሃይለስላሴን ደርግን ብዝገደድን ዝተዓጻጸፈን ግፍዕን መከራን ጥሜትን እዩ ኣጓኒፍዎ። ብሕልፊ ኣብዚ እዋን

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ሕማቕ ጓሳ መንነቱን ክብሩን ተቐንጢጡ ከም ህዝብን ሃገርን ህላዌኡ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ናይ ጽባሕ ዕድሉ እንታይ ከም ዝኸውን ኣብ ዘይተፈልጠሉ እዋን ኣብ ወጻኢ ዝነብር ክፋል ሕብረተሰብና ግን ብፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ዓዊሩ "ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ" ብዝብል ናይ ምእዙዝነት ቋንቋ እንዳዘመረ ናይ'ቲ ኣብ ውሽጢ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Woldu_1Heart.pdf"]  

READ MORE

ምዕራፍ 6፡ ዑደት ጋናን ምፍላይ ፍላንሳን            ሕግታት ንበይኖም፡ ንህዝቢ ሓሳቡ ናይ ምግላጽ መሰል ከውሕሱ ኣይክእሉን’ዮም።  ነፍስወከፍ ሰብ ክይተሸቝረረ ርእይቶኡ ክገልጽ እንተ ኾይኑ፡ ኣብ ምሉእ’ቲ ህዝቢ ናይ ተጻዋርነት መንፈስን ባህልን ክምዕብል ክኽእል ኣለዎ።                                                                                    ኣልበርት ኣንሽታይን እቲ ምስ ማክሮ ፖሊሲ ተወሃሂዱ ዝተነድፈ እናተባህለ ነዊሕ ዝተዘርበሉ

READ MORE

ዎ…………… ዉጩ፡                                  07-03-14፡ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ አዛ ጽሕፍቲ ኣብ ግዜኣ ዘይምውጻኣ ይቕሬታ። ኣየ ዓለም ጣልማይ!! ኣየ ንእስነት ኣየ መልክዕ ኣየ ቆራጽነት ተጋዳላይ ሜ/ር ጀነራል ገብረእግዚኣቢሄር ዓንደማርያም(ዉጩ)። ሓቂ ንምዝራብ ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ንቡር ዝተሓረሞ ጸሊም ናይ ቃልሲ ዘመን፡ ብመስዋእቲ ንዝተፈለዩና ብጾት እንትርፎ እታ መግነዚት ሜትሮ ዓለባን ከምኡ ድማ ክንዲ ቀብሪ፡ ተዝካርን

READ MORE

 ዉጩ፡ ብሰላም ኣዕርፍ (So long Wuchu) ንስድራ (ኣባላት) ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትን ንመላእ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብኩም። ሰብ ሕጽረታት ከይተፈልዮ ካብዛ ዓለም ኣይፍለን እዩ። ውሑዳት እዮም ንሕጽረታቶም በዲሆም ልዕሊ እቶም ኩሉ ዝተዓደሉ ብጾቶም ጎሊሖም ዝረኣዩ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ፍትወትን ኣኽብሮትን ብጾቶም ዘጥረዩ ውሑዳት ዕድለኛታት ዝልለዩሉ ጠባይ እንተሎ ንሕጽረታቶምን ውሱንነት ዓቕሞምን

READ MORE

ፍንጫሕ መሰንገለይ…….                                     04-03-14 መጋቢት ሸሞንተ፡ ጭኮናና ተቐንጠጠ፡                                                                                     መጋቢት ሰላሳ፡ ጭኮናና ተመሊሳ፡ ……………… ናይዚ እዋን ፖለቲካ ሸሞንተ መጋቢት!!!!!!!!!!!!!! ………………….፡ ኣነ ድማ እንድዕለይ፡ መፈጠረይ ግዲ ፈቃር ኮይናስ ከምዛ ብፍሉይ ትብጻሓኒ፡ ነገር ናይዛ ትመጸና ዘላ ክፋል ዓመታዊት ኣህጉራዊት በዓል እንክለዓል ምሒር ኢያ ተቕለውልወኒ። ውራይ ጓለንስተይቲ ክሳብ ዝኾነስ ወራይ ወላዲተይ፡ ጓለይን

READ MORE

ናይ ማክሮ ጸገም ግን እዚ ጥራይ ኣይነበረን። ብመሰረት’ቲ ሓድሽ ኣዋጅ ብዘይካ ጠቕሊሎም ንዝኣትዉ፡ ናጻ ቀረጽ ፈጺሙ ስለ ዝተኸልከለ ዘይመንግስታዊ ትካላት ይኹን መንግስታዊ ትካላት ቀረጽ ክኸፍሉ ኣለዎም ተባህለ። ከም ሳዕቤን ናይዚ ድማ ኣብ ሓጺር ግዜ ናይ ረዲአት እኽሊ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተዀመረ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/መቓብር-ህሉዋት-ኣሰና-5-2.pdf"]  

READ MORE

ሱር በተኽ ለውጢ ንዝሓተተ ህዝቢ ድልየቱ ክንፍጽመሉ ግድነት ኣለናህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ23 ዓመታት ባርነት ብግበር ኣይትግበር መምርሒ ህግደፍ ክርገጽ ድሕሪምጽንሑ እንሆ ዓው ኢሉ ናይ ሱር በተኽ ለውጢ መቓልሕ የስምዕ ኣሎ፡ ጉጅለ ህግደፍ ብኹሉ መዳያቱ ፈሺሉ ሃገርን ህዝብን ከመሓድር ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ብምብጽሑሓድሽ ቅዲ ኣውጺኡ ነዚ ናይ ህዝቢ ሕቶ ክጉዕጽጽ ተፈቲኖም ዘይፈልጡ ሜላታት ኣተኣታትዩ ነዚ ናይ ለውጢ ማዕበል ነበረያ ነበረ ክገብር ዘይተኣደነ ገንዘብን ጉልበትን ከፍስስ ንርእዮ ኣለና፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Sur_betek.pdf"]

READ MORE

ንህዝብና ኣጽኒቱ ንሃገርና ብምብራስ ታሪኽና ነበረያ ነበረ ክገብር ብንግሁኡ ዘንቀደ መራሒ ህግደፍን ገበነኛታት ኣጫፈርቱን፡ዕላማኦም ኣብ ምትግባር ብሰሪ ኣፍሉጦናን ንቅሓትናን ነንሕድሕድና ብምንቋት ንተሓባበሮም ምህላውና ንዘስተውዕል ዘይጠፋኦ እኳ እንተኾነ፡ ቀዳምነታት ሰሪዕካ ንድሕነትና ምቅላስ ዓቅምን ብቅዓትን እንከለና ሰኣን ንልብና ሰሚዑ፡ ንሃንቀውታና ተረዲኡ ብልሳንና ተዛሪቡ ዝቅልሰና ብቁዕ መርሒነት እንሆ

READ MORE

“ወዲ ክንደይ ዓመት ኢልካ ትግምተኒ ዝወደይ?” በሉኒ እቶም ነቲ ስድራይ ዝሃቡኒ መጠንቀቕታ ዘኪረ ክሓስብ ዝረኣዩኒ ኣቦ ፍሽኽ ኢሎም ዓይኒ ዓይነይ እናጠመቱ። “እዋእ! እንድዒ! ሰብዓዶ ትገብሩ?’ ተመሊሰ ሓተትኩዎም። “ክልተ ኣርባዓ ንኽመልእ፡ ክልተ ዓመት ተሪፈናኒ ኣለዋ ዝወደይ። ኣብዛ ትሪኣ ዘለኻ መርዓዊኣ ከም ዝመታ መርዓት፡ ሕርድ ኩምትር ኢላ

READ MORE

ዓይነይ ከስድድ! (ብሓቂ ዝተፈጸመ ዛንታ) ‘ሰላም ኣቦ ከመይ ውዒልኩም?’ በልኩዎም ነቶም ኣብ ጎድኒ’ታ ብጫ ዝሕብራ፡ ኦፐል ኣስትራ ዝዓይነታ ማኪናኦም ተጸጊዖም፡ ኣስናኖም ዝምውጹ ዝነበሩ እቤር (ኣረጊት ሰብኣይ) ቅርብ ኢለ። “መዓልካ ዝወደይ” በሉኒ ሓንሳብ ናባይ፡ ሓንሳብ ድማ ናብታ ሕቖኦም ሂቦማ ዝነበሩ ማኪናኦም እናጠመቱ። ‘ኣብዛ ሹቕዶ ከተብጽሑኒ ምኸኣልኩም ኣቦ?’

READ MORE

ኣብዚ ቅንያት'ዚ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ነበር ዝውልክዎ ማሕበር ብመድረኽ ዝብል መጸውዒ ሽም ዝፍለጥ ፖለቲካዊ ዕላምኡ ሒዙ ናብ ህዝቢ ተቐልቂሉ'ሎ፡ ፡ እዞም ሓለፍቲ መንግስቲ ነበር ንዓመታት ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ መንግስቲ ዝሰርሑ ዝነበሩን ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ'ውን ከም ዝኾነ ተጋዳላይ እጃሞም ከበርክቱ ንበረኻ ከም ዝወጹ ዘይክሓድ ሓቂ'ዩ ንሱ ኣብ ቦትኡ ኮይኑ ግን እዚ ሎሚ ኣቕሪቦሞ ዘለዉ ፖለቲካዊ ዕላማ ካብን ናብን ክኸይድ ከም ዝኽእል ክንካትዓሉ ህዝባዊ ሓላፍነት ኣለና፡መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ዝብል ሞጎተ ሒዞም ናብ ህዝቢ ቀሪቦም ኣለዉ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Tesfay_Medrek.pdf"]  

READ MORE

ኣቱም ሰባት ኢሳያስ መባልዕትና ኣይኮነን (ብዶ/ር ምስግና ገብረመድህን)   ኤርትራ ሃገርና ናጽነት ኣብ ዝረኸበትሉ ዓመት ጀነራል ስብሓት ኤፍሬምን መሳርሕቱን ንቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደ ሚካኤል ንኸረኽብዎም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ ቢተወደድ ኣስፍሃ ይኸዱ፡፡ቢትወደድ ድማ ጃንሆይ ዘበርከትሎም ካባ ለቢሶም ምስ ክዳውንቲ ሓበሻ ዝለበሱ መሰሰይቶም ኮይኖም ተቐበልዎም፡፡በዓል

READ MORE

ከምዚ ከማይ ዲኹም ዝሓለፈ 6_7 ኣዋርሕ ንእዝነይ ዝኹርኩሕ የእዳው ህግደፍ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃቀንጠብጠብ ክብላ እይሰማዕኩን።ያኢ ጠባይ ተገሩለይ ተባሂሉ ኢዩ። ኣብ ዓለም ብዘይካኡ ሻጥር ዘሎዘይመስሎ ስጊንጢር ኢሰያስ ዓይኒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብጨው ሓጺቡ ንጹህ ከም ጲላጦስ ክበሃለለይእሞ ኣብ ዝባኑ ተላሒጉ ዘሎ መንደዓት እገዳ ክለዕለሉ ቆርበት በጊዕ ተኸዲኑ ደገፍቱ ከይተርፈ ክሳብዝገግይዎ ባዕሉ ዝዓጸዎ ማዕጾ ዓለም ክኩሕኩሕ መከርኡ ይበልዕ ኣሎ።  እቲ ቅድሚ ሕጂ "ብውዲት ኢትዮጵያን ኣመሪካን ዝተኸሰስኩዎ ክሲ ሓሶት ሙዃኑ እናተጋህደ ይመጽእኣሎ" እናበለ ዝግዕሮ ዘሎ ብሓሶት እንተዝኸውን ሕጂ እውን እዞም ዝተጠቅሱ መንግስታት ሓሶት ንምምሃዝዋላሓደ ዝዓግቶም ኣይምተረኽበን። ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት " ቅድሚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ እገዳ ሓሶትን ጠቀነን ስለዝነበረ ዘይፍትሓዊ አዩ ነይሩ" ኢሉ እገዳ እንተኣልዒልዎ ኸኣ ንርኢ።ብኣንጻሩ ግን ዘይከምዚኣ ኢየ ደልየ!!!!! ዘይከምዚኣ ዝብሉ ዘለዉ ኢዮም ዝመስሉ።ጀማሉ ዝሓለወ ዶ መን ይትንክፎ ኢዩ!!!! ኢዱን እግሩን ስለዝአከበ ግን ነቲ ተቀቢኡዎ ዘሎ ጸለሎ ብቀሊሉ ዝጸርየሉ ይመስሎእንተኢዩ ግን ሕጂ እውን ገና ኣይለበመን ኣሎ።ናይ ህግደፍ ሜላ ኪኢለዮ ኢሉ ኣብ ውሻጠ ኮይኑ ተንበርኪኹ በቲ ሕደ ወገን ከፈራርህ፡ በቲ ሓደ ወገን ድማ ክልምን እዩ። እቲ ሎሚ ሎሚ

READ MORE

ናይ ህዝብታት ሓድነትን መንነትን ንምዕቃብ ሸጥ መዓንጣ!! "ናይ ኤርትራ መበቆል ዓሌት ጥንታውያን ነበርቲ ደቀባት ብመጀመርያ ደረጃ ነገደ ኒሎቲካውያን ብካልኣይ ደረጃ ከኣ ሳባውያን ዝብሃሉ ደቂ ኩሽ ነገደ ካም ኢዮም፡ ፡  ብሳልሳይ ደረጃ ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ መበቆል ዓሌት ዝኾኑ ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ሳባ ወዲ ዮቅጣን ዝፈረዮም ሳባውያን ነገደ ሴም ኢዮም፡ ፡ ሳባውያን ሴም ካብ ነገደ ዮቅጣን  ሳባ  ዝብሃል ዝፈረዮም ብመጀመርያ ካብ የመን ናብ ኤርትራ መጺኦም ኣብ ኣከለ

READ MORE

ነባራት መርሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ንለውጢ ዝፈታተን ፡ ሓበን፡ ክጥሕስዎ እላቦ፤ ኣብ ሓደ ዝፈልሕ ዘሎ ድስቲ፡ ኣብ ውሽጡ ዝተኣከበ ሃፋ፡ ከምድላዩ፡ ንኽንቀሳቐስ ፡እቲ መኽደን ድስቲ፡ ተዘይከፊትካዮ ነቲ መኽደን ኣልዒሉ መተንፈሲኡ ከምዝፈጥር ናይግድን ኢዩ። ዲክታቶርያዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ፡ ለውጢ ብመንእሰያትን ተማሃሮን ከምዝመጽእ ስለዝፈልጥ፡ መጀመርያ ዝመሃዞ ፡ መደበር ታዕሊም ሳዋ ከፊቱ፡

READ MORE

መንሽሮ ሃገር ዶ ወይ ስሚ ሃገር ንበሎ?? ክቡራት ኣሕዋት ኤርትራውያን ነዚ ሃገር ምሉእ ዘከላብት ዘሎ ብስም ኢሰያስ ዝፍለጥ ዕቡድ ዲክታቶር ዝበቅዕ ስም ሃሰው ንበል። ወዲሰብ ምስ ተወልደ ብስድራቤት ዝተመርጸ ስም ከምዝወሃቦ ኩላትና እንፈልጦ መስርሕ እዩ። በዚ መሰረት ክኣዩ ነዚ ዕቡድ ከልቢ ኢሰያስ ዝብል ስም ዘጠመቕዎ ወለዱ። እዚ

READ MORE

ብዙሕ ጽሑፍ ከንብብ ከለኹን፡ርእይቶ ገለ ሰባት ክሰምዕ ከለኹ ዘተሃሳስበኒ ሕቶ ኣሎ።ንሱ ከኣ እቲ ዝዝረብ ዘሎ ቃላት ንርደኦ'ዶ ዝብል'ዩ።ፈለማ ኣብ ኅልናይ ቅልቅል ዝብል ከኣ፡እቲ ቃል ንዛረቦ'ምበር ትርጉምን ዘለዎ ሳዕቤን  ኣይንርደኦን ኢና ዝብል ምላሽ'ዩ። መብዛሕቱ ግዜ፡ንዛረቦ ናይ ባዕልና ኣይኮነን።ናይ ባህሊ፡ካብቲ ኣረኣእያ ኅብረተሰብ ከይንወጽ እ፤ዘመን ኣምጸኦ  መ ሲሉና፡ወይ ከኣ

READ MORE

ኣሰና! እቶም ኣዝዮም በላሕቲ ዝኾኑ ወለድና ክምስሉ ከለዉ እይንታይ ይብሉ ይመስለኩም፥ “ንሓዊ ሓደው ኣንዲድካ ሙማቑ፡ ሓደው ኣጥፊእካ ምርሓቑ!” ብምባል፡ ብኣግኡ ካብ ጉድኣቱ ንኽንድሕን ምእንቲ’ዮም ሓዲኡ ክንገብሮ ዝመኽሩና። ኣሰናውን በዚ ምኽንያት’ያ ነቶም ከም ዕንጭራር ካብ ህዝቢ ተሓቢኦም፡ ድምጾም ኣብ ደምበኣ ከስምዑና ዝጸንሑ ሃርደ ቢሳታት (ኣንፈቶም ዘይፍሉጥ) መድረኻውያን

READ MORE

"ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ" እትብል መጽሓፍ ብኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝተደርሰትሓንቲ ካብተን ከም ቅርሲ ክንዕቅበን ዝግብኣና ናይ ታሪኽ መጽሓፍ'ያ፡ ብልክዕ ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ እትገልጽ ብምዃና መንእሰይ ወለዶ ከንብባ እዕድም ክቡር ኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ከም ናይ ቀደም ናይ ግዕዝ መምህረይ መጠን ዘለኒ ክብርን ኣድናቖትን በዚ ኣጋጣሚ ንኣንበብቲ ክገልጽ እደሊ፡ ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Weldu_History.pdf"]

READ MORE

ብዛዕባ ናይ ቐደም ገለ ኣባላት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ዝብል ቴማ ዘለዎም ብዙሕ ይዝረብ ኣሎ። ካልኣይ ኣኼባ መድረኽ ብሰለስተ ኣባላት ዝተመርሔ ኣብ ዓዲእንግሊዝ ብዕለት 02/ የካቲት/ 2014 ተኻይዱ ነይሩ። ብስእልን ድምጽን ይኹን ብገለ ዝተሳተፉ ዝርዝር ተወሲኹ ከምዝተቓልሔ ኩልና ሰሚዕና።  ካብ ሰለስተ ኣካየድቲ ኣኼባ

READ MORE

ኣብ ዝሃልፈ ሰሙን ኣብቲ ዓገብ'ስ ንመስከረም ደኣ ኣብትሕቲ ዝብል ጽሑፈይ፡ሓደ ቆነጠጠፈ'የ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡" ነዞም ኣኽላባት ዕረቑዎም ደኣ " ብዝብል ኣርእስቲ ሂቡ፡ነቲ ክብሎ ዝደለ ተሪኹ ኣሎ። እቲ ታሪኽ፡ታሪኽ ኣኽላባት'ዩ።ንሳቶም ይበኣሱ'ሞ፡ባእሶም፡ንዋናታቶም፡ቀጺሉ ንስድራቤት ወሲኹ ናብ ዓዲ ከምዝለሓመ'ሞ፡ዓዲ ብሁከት ከምዝተበ  ጸበጸት'ዩ ዝገልጽ።እዚ ከኣ ወልዱን መስከረምን ኣኽላባት ተቖ ጺሮም

READ MORE

ኣቶ ወልዱ ተኽለ፡ ተቓላሳይን መምህርን? ወይስ ደላይ ፍትሒን? II ኣሰና ባይቶናን፡ መራኸቢናን፡ ኣዳራሽናን ወሲድና ክንቅጽል እናኣመስገንኩ እየ። ንኹቡራት ደልይቲ ፍትሕን፡ ተቓለስትን፡ ንኹቡራት ኣንበብቲ  ጽሑፈይ ኣንቢቦም ንዝሃብዎ ደገፍ፡ምሕጽንታ፡ ወቐሳ፡ ነቐፈታ፡ መኤረምታ ንዝገበርኩምን ብሓፈሻ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። እምበኣር፡ ኣዳራሽ ደልይቲ ፍትሒ፡ ኣሰና ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ጽሑፍናን ኣቀራርባናን፡ ኣመላኽታናን፡ ዓላማናን ሓደ

READ MORE

ዝሓለፈ ቀዳም፡ ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ዝተዳለወ፡ ህዝባዊ ሰሚናር ምስ ኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ተኻይዱ። እዚ ህዝባዊ ሰሚናር‘ዚ ብዓይነቱ ይኹን፡ ብተኻፋልነት ናይ ህዝቢ፡ ከብቲ ክሳብ ሕጂ ክግበር ዝጸንሔ፡ ብኽልተ ምኽንያት ፍሉይ እዩ ነይሩ። ቀዳማይ፤ ካብቶም ምስ ስርዓት ኢሳያስ

READ MORE

ወዲ ቫካሮ ኣብ ከትማ ከለን ዕለት 18.02.2014   ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ባካሮ) አብ ጀርመን ኣብ ከተማ ከለን ዕዉት ኣኸባ ኣካይዱ። ዶክቶር ተወልደ  ፡ ብስም ኣብ’ቲ ቦታ ዝተኣከብና ህዝቢ  ኣቢሉ ፡ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ  እቕረታ ሓቲቱ።  ምሰ’ቲ ዘለዎ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም፡ ነ’ቲ ተባዕን  ቁምነገር ሓዘል መደርኡ፡ምእንቲ  ክብሪ ህዝቡ

READ MORE

እቲ ጽቡቕ ሽቶ ንግዚኡ ክሳብ ንፋስ ማኣዝኡ ዘፍኩሶ ሃነን ክብልን ክምስጥን ይኽእል። ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ግን ከም ዘይነበረ ይርሳዕ። አብ መንጎ ሓቅን ሓሶትን ከአ ጊዜ ወሳናይ ተራ አለዎ። ንወዲሰብ ንግዚኡ ተታልሎ፣ ኣብ ሊዕሊኡ ሸሸ ትብለሉ፣ ደብተር ታሪኽ ግን ከየቋረጸ ሕማቕን ቅኑዑን ይምዝግብ። ኣብ ደብተር “ህግደፍ”

READ MORE

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን       ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው እቲ ከም መሰጋገሪ መድረኽ ዝሰርሐ ታሪፍ ግምሩክ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ብትራንዚት ናብ ሱዳን ዝኣቱ ዝነበረ ንግዳዊ ንብረት በብቝሩብ እናወሰኸ ክኸይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ መፋርቕ 1994 ኣብ ዝለዓለ ደረጃኡ በጽሐ። እዚ

READ MORE