Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዳስ ሓውያ (ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ  ዘፈር ጠጢዓ ራብዓይ ክፋል ኑራ ሑሴን ኣብ ሳልሰይቲ ክፋል፡ ኢሳይያስ ነቲ ብምሉእ ዕግበትን ብልዑል ወኒ ዓጢቑ ዝተቓለሰሉ ድርብ ዕላማታቱ ከዐውት ንልዕሊ 40 ዓመታት ብኣድራጋ ክዓዪ ከምዝጸንሐን፡ ዳርጋ’ውን ናብ መፈጸምትኡ ከም ዝተገማገመን ርኢና። መግዛእቲ ኢትዮጵያ ይኹን ኢሳይያስ፡ በበቲ ጠመቲኦም ተራኺቦም፡ ኣብ ሓደ ናይ ሓባርን ንኹሎም

READ MORE

መልሲ ንርእይቶታት ኣንበብቲ! ብመጀምርያ ንኹሉኹም ኣብ ትሕቲ እታ “ትዕዝብተይ” ዘርእስታ ጽሕፍቲ ዝነቐፍኩምን ዘተባባዕኩምን ኣሕዋት ኤርትራውያን ልባዊ ምስጋናይ ከቕርበልኩም እፈቱ። ብፍላይ ድማ ንሓው ወዲ ማይተመናይ ብልቢ ከመስግኖ እደሊ። ምኽንያቱ፡ ነዚ ኣብ ቋንቋና ዘሎኒ ድሩት ኣፍልጦ ንምድራዕ እትሕግዘኒ መጽሓፍ ሰዋስው ደራሲ ኣማኑኤል ሳህለ ስለ ዘበርከተለይ። ብምቕጻል፥ ነቲ ኣብቲ

READ MORE

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ሳልስይን ክፋልን መወዳእታን _________________________________________________________ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝወጸ ጽሑፋተይ እንታይነት ጓል ብርጅዋን ከም ስርዕቲ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣስመራ ኮይና ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን ዝፈጸመቶ በደላት ክገልጽ ፈቲነ። ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ከእ ተራ ብርኽቲ ኣብ ሜዳን ድሕሪ

READ MORE

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ከምቲ ኩሉ ግዜ ዓመት ዓመት ዝግበር ሎሚ ዓመት ኸኣ ፍልይ ብዝብል ኣገባብ ማለት ባህላውያን ደረፍቲ ፣ ቡዙሓት ነባራት ተቓለስትን ተጋደልቲን ፣ ኣዚዮም ቡዙሓት መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ኣብ ከሎን ( köln) ክሳብ ሕላፍ ለይቲ ብዋዛን ቁምነገርን ዕላላት ዝተሰነየ ባህላዊ ምሸት ብዓቢ ዓወት ተዛዚሙ ። ነዚ

READ MORE

ዳግመ ዉደባ መንግስቲ፡ መንግስታዊ ቅርጻን ሓይሊ ጉልበት ሰብ ብከመይ ይካናወን? ኣብ መፋርቕ ወርሒ መስከረም `2013 ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ክዋድራት ኣብ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ምምዕባል እምባትካላ ኣኼባ ከም ዘካየዱ ብመራኸብታት ብዙሓን ኤርትራ ተቓሊሑ ምንባሩ ኣይርሳዕን እዩ። ዕላማ ናይቲ ካብ 17-19 መስከረም 2013 እተቓንዐ

READ MORE

ድሮ ዓመትካ ቀሪቡ! ኣንታ ስዉእ ወዲ ዓሊ! ከይረኸብና ኣሰርካ ስዒቡ ንገፋዕቲ ዝኣሊ   ግዳይ ገፋዕቲ ኮይኑ ህዝቢ ስኢኑ መጽለሊ ስኢኑ ጭርናዕ-ህዝቢ ሰስ መበሊ ሃጽ ይብል ኣሎ ውላዱ ዘላሊ ረመጽ ኮይናቶ ናተይ ዝብላ ምድሪ ብኣማኢት ውሒጡዎ ባሕሪ ወዮ ትፈልጦ ጉድ ‘ምበር ገዲዱ ብድሕረኻ መርድእ ኮይኑ ቀለቡ ህዝብኻ ጨው እግሮም ረጊጾሞ ብቐትሪ ወዲ ሰብ ኮይኑ ግብሪ ይጥፍኡ’ለዉ ደቂ

READ MORE

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ካልኣይ ክፋል   ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እንታይነት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል ብርጅዋ እትፍለጥ) ገሊጸ ነይረ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣርእስተይ ከኣ ከም ስርዕቲ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣስመራ እንታይ ትገብር ነይራ ዝብል ሕቶ ኣሕጺረ ኣቢለ ክገልጾ ክፍትን ኢየ። ጓል

READ MORE

ንኣይን ንኣኻትኩምን መታን ክጥዕመና ብዓረር ጠላማት ዝሓለፈ ጅግና ስድራኡ ንምእላይ ንፈጽም ሕድርና ነዚ ረሳሕ ገንዘብ ዘምጽኦ ረሃጽና ኣይንማታኣሉ ንዘርግሕ ኣእዳውና! ሃየ’ወ ነወፊ ከምቲ ዝተለምደ ጅግና’ኳ ብዓረር በጃና ዝኸደ ክንገብሮ ንኽእል በቲ ዝወሓደ ስድራኡ ምሕብሓብ’ዩ ሎሚ ናትና ግደ! ስቓይን መከራን ከብቅዕ ሓሳርና ኣብ በረኻን ባሕርን ከይጸንት ህዝብና ነዚ ኣንበሳ ኣናብስ ወዲ ዓሊ ጅግና ምልኪ ዝመከተ ገንሸል ሓርነትና ሃየ’ወ ነቕስኖ

READ MORE

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ቀዳማይ ክፋል መእተዊ       ደቅ-ሰብ መሰረት ባህርያት ህይወትና ካብ ዕሸልነትና ዘሰንየና ስነ-ምግብራዊ ኣተዓባብ’ዩ ዝውስኖ። ሃካያት ዲና ህርኩታት፣በቃቓት ዲና ለጋሳት፣ ሓቀኛታት ዲና ወስለትቲ፡ እሙናት ዲና ሰረቕቲ፣ ሓሰብቲ ጽቡቕ ዲና ተንኰለኛታት፣ ሰብ  ጽቡቕ ቅንኢ ዲና ሰብ

READ MORE

ዓለም-ለኻዊ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓላት፣ ሎሚ አብ ድያስፖራ ኣበየከተማኡ ዝርአ ዘሎ ደያቢ ናይ ናጻ-ህዝቢ (አብ ፖለቲካውያን ውድባት ዘይተወደቡ) ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ኢዩ። ንምጥቃሱ ክጥዕመልና መታን ህዝባዊ ምንቅስቓስ እንተበልና ተመራጺ እመስለኒ። ኣውራ ግና ብዛዕባ‘ዚ ምንቅስቓስ‘ዚ ግቡእ ግንዛቤ ምግባር ንዅሉ በዓል-ጕዳይ ጠቓሚ‘ዩ። መን‘ዩኸ በዓል-ጕዳይ? ሰብ-ጕዳይ ማለት አብዚ ኵሎም ብኤርትራ

READ MORE

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (EYSNS) ሰራዊት ሕድርን ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝካየድ ዘሎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ መሪሕ ተራ ይጻወቱ ኣለዉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ኤርትራውያን ዜጋታትን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትናን ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይ መሰልን ህላዌን ሕቶ መፍትሒ ንኽረኽብሉ ኣብዚ ሰሙን እዚ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ሰራዊት ሕድርን

READ MORE

ትዕዝብተይ፥ ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ከመይ ቀኒኹም? ሰላም። ትዕዝብትኹም ከም ትዕዝብተይ እንተኾይኑ ዕብየትን ተባሃጊነትን ኣሰና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሰማይ ዓሪጉ ኣሎ። እዚ ኸኣ ብሃንደበት ወይ ድማ ብዕድል ዝመጸ ምዕባለ ከምዘይኮነ ንኹሉ ብሩህ ይመስለኒ። ምህርቲ ናይቲ ብቅንዕና ንሃገርን ንህዝብን ምግልጋል ጥራይ ዝዕላማኡ፡ ብልሳን ዘይኮነስ ብተግባር ዝዛረብ ኣካይዳን ሓያል

READ MORE

ደሃይን ናይ ቃልሲ ጻውዒትን ካብ ደለይቲ ለውጢ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና “ሃገርና ከይትበርስ፥ ህዝብና ከይጸንት : ንለዓል ! ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከነካይዶ ዝጸናሕና ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 19 ጥቅምቲ ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍና ንዲሞክራስያዊ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ሰላም፡ ብመጀመርያ ንኣኻትኩም ንኣሰናዳእትን ኣቕረብትን ልሳን ድምጺ ውጹዓት ራድዮ ኣሰና፡ ርሑስ ልደተ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክሩስቶስን ዓመተ ሓርነትን ፍትሕን ክኾነልኩም እምነ። ብምቕጻል፥ ኣብዛ ዓመት እዚኣውን ካብቲ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝሓየለ፡ ነታ ኣብ ክሳድ መላኺ ኣትያ ዘላ ዑቘት (ገመድ) ንምጽባብን ብኡ ኣቢልካውን ምትንፋስ ከሊእካ ንምቅባጹን፡

READ MORE

ርሑስ በዓል ልደት 2014 ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንሓይልታት ምክልኻል፡ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ዓይነታዊ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ዝቓለሱ ዘለዉ ሓይልታት፡ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ይግበረልና ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ልደት 2014 ኣብ ኤርትራ ኣፍደገ ሰላምን ራህዋን

READ MORE

ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ ጨቆንቲ ፖሎቲካዊ ስርዓታት፡ ኣብ ልዕሊ

READ MORE

    ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር   ኣብ ሳልሳይ

READ MORE

ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብ እስራኤል ንምኽባር፣ ኩሉ ዘድሊ ሕጋዊ ስጉምታት ንምውሳድ እጃምና ነበርክት። ኣብ ሃገረ እስራኤል ካብ ልዕሊ 60, 000 ስደተኛታት ኣፍሪቓውያን፣ ኣስታት 35, 000 ስደተኛታት ኤርትራውያን ምኻኖም ወግዓዊ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ገለ ግዝያዊ ናይ ስራሕ ወረቐት ዘለዎም ገለ ዘይብሎም እዮም። ኩሎም ግና

READ MORE

ደምዳሚ ኣዋጅ ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ሳልሳይ ምዱብ  ኣኼባ ኣብ ታሕሳስ 21፤ 22፤ 28 2013 ዓ.ም  ኣካይዱ።  ሰልፋዊ ስርሓትን፤ ህሉው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ስርዓት ህግደፍን፤ ተራና፡ አብ ምቅልጣፍን ምውዳቕን ስርዓት ህግደፍ፤ ኩነታት ደንበ ተቓውሞን ኣተሃላልውኡን ገምጋምን ኣካይዱ። ኣብ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ጸረ ህግደፍ ምልዕዓላትን ቃልስታትን

READ MORE

እዞም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት እንርከብ ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ዓማጺ ስርዓት ንምቅዋም ብተፈላለየ መገዲ ሃገራዊ ጉቡእና ክንፍጽም ጸኒሕና ኣሎናን:: ሎሚ መቐጸልታ ናይቲ ንኣስታት ሓደ ዓመት ከነካይዶ ዝጸናሕና ኩሉንትናዊ ቃልሲ ካብ ዕለት 01|01|2014 ጀሚርና ብወግዒ ንእዉጅ ምህላውና ንኹልኹም ደለይቲ ለዉጢ ክንሕብር ንፈቱ:: ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ነዉሕን

READ MORE

ኣቕዲመ እንኳዕ ፍሉይ ተስፋ ኣብ እነማዕድወሉ ልዳት ሓዲስ ዓመት ኣብጽሓና ክብል እፈቱ። ናይ ሎሚ ሓዲስ ዓመት ኣበዓዕላና፡ መጀመርያ ንስለ ዝኽሪ ኣማኢት ግዳያት ማያት ላምፓዱሳ፣ ኣብ ጐድኑ ዝህሉ ዝዓበየ ምኽንያት ከዓ፡ ጠንቂ ናይቲ ኩሉ ኣበሳታት ኮይኑ፡ ብቐጻሊ ኲናት ዕንወትን ሞትን፡ ጥፍኣትን ስደትን ዕለትዊ ህይወት ህዝቢ ጌሩ፡

READ MORE

ባሩኽ ኣባ!                            ትፈልጦዶ?      31-12-2013። Welcome       ברוךהבא          !وسهلا أهلا   እግረይ ኣብ ሃገረ-እስራእል ክረግጽ ናይ መጀመርታይ ነበረ። ዝጸዓነትና እርቡናለ ናብቲ መቖሚኣ እናተጸግዐት በቲ ዝተጸ ጋዕኩዎ ጸጋማይ ወገን መስኮት ንግዳም ተቛመትኩ። ኣብ ል ዕሊ ናይቲ ሰጣሕ መንደቕ “ናብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተ ል-ኣቪቭ እንዃዕ ብደሓን መጻእካ” ዝብል ፍሩይ ጽሑፍ ተገ

READ MORE

ስድራ’ዚ ሓርበኛ! ስድራ ወዲ ዓሊ ጅግና ሰባር ራዕዲ ብሰንኪ ድያብሎስ ወጺእኩም ካብ ዓዲ እዚ ርጉም ጉጅለ ሓራዲ ጎማዲ ኣብ ቈልዓ ሰበይቲ ሕነ ንኽፈዲ ንስደት ቀሲቡኩም ናይ ጥፍኣት መገዲ! ወይልኡ ንሱ’ምበር ገሃነም ዝሰፈሩ ንስኻትኩም ደኣ ዘልኣለም ክትከብሩ እቲ ጅግና ሓርበኛ ተኣምር ፈጢሩ ተወፊዩልና እንድዩ ፍናን ምልኪ ሰይሩ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ክፍጽም ንሕድሩ ክሕብሕበኩም’ዩ ኣብ ልቡ ኣስፊሩ እኖሆ እኳ

READ MORE

እንታይ ንጽበ ኣሎና መለኽቲ ስልጣኖም ከናዉሑ መልሓሶም እዮም ዘብልሑ ናይ ወረ መናፍሕ የብዝሑ መደንዘዚ ሓሶት ይነዝሑ፡፡   ኣብ ርሑቕ ከይከድና ንዘቲ ብዛዕባና በቲ ሓንጎልና ዝሰረቐና ኣእምሮና ዝኣሰረና ሓሶት ኣምሲሑ ዘድረረና ናይ ሕልሚ ዕብየት ዘምጽኣልና፡፡   ብሓሶት ኣንበሳ ተሰሪሑ ዘእመነና ኣገሪሁ ንዝኣበየ ኣፋራሪሑ ዝዓገቶ ንከይርሁ፡፡   ንዑባ ኣላግሱና ንድፋኣዮ ነዚ ኳና ብመልሓሱ ዘጋገየና መንደቕ እየ ዝበለና መሰረት ዘይብሉ እንዳራኣና፡፡   ወይ ኳና‼   ሓንጎልና ሰሪቕካና ዘይስእልኻ ስኢልካልና ዘይንስኻ ኰንካ ቐሪብካና ንነዊሕ ዓመታት ኣገሪህካና፡፡   ብገርህና ኣዘንጊዕካና ኣብ ጁባኻ

READ MORE

መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮን ሰዓቱ 29 መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ዘይሓስብ ኣይንገድ፡ ብዕዳ ከይ ድብደብ!!!! ኣስመራ ካብ ኮነት ማይ ኣልቦ! መብራህቲ ኮነ ፍትሒ ኣልቦ ኣብ መዓሙቕ ወሪድካ ማይ ኣልቦ ዝተወልዱ ኮይኖም ፍቅሪ ኣልቦ ሕማም ድሓር ጸገም ናይ ዓደቦ ትሕዝቶኡ ጸገም ማና ዘይርከቦ። ኣስመራና

READ MORE

መቐጸልታ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ) ቅድሚ ኣብቲ ቀጻሊ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስዉእ ወልደዳዊት ተመስገን ምእታወይ፡ ብመሰረት ቀዳማይ ጽሑፈይ ንዝቐረባ  ሰለስተ ኣገደስቲ ርኢቶታት ዝብለን ክጽሕፍ እየ፡ ታሪኽ ተጋደልትና፡ ኣብ ተ.ሓ.ኤ ይኹን ኣብ ህ.ግ. ዝነበሩ፡ ክንዛረበሎም ዘሎ እዋን ግዚኡ ኣይኮነን ዝብል እምነት የብለይን፡፡ ኣብ

READ MORE

  ስም ኣዳልዪኒ ስም እባ ኣዳልዪኒ እከይ ተግባራቶም ምስ ስሞም ካዛምዶ ሓግዙኒ   ሸፋቱዶ ክብሎም ቀተልቲ ዘረፍቲ ኣቃጽዮሞ ዝጸንሑ ብጽምዋ ብለይቲ ቅሳነት ዘይህቡ ንቆልዓ ሰበይቲ ገንዘብ ሃይማኖቶም መንደይቲ መሕጎልቲ   ሸፋቱ ኣሎዎም ዝምርሑሉ ሕጊ መን ጓንዴ ይሕዝ መን ይሕዝ ሓለንጊ ንመን ከምዝኸትሩ ንመን ከም ዝንሕፉ በየናይ ጀሚሮም ናበይ ከም ዝሓልፉ   ሸፋቱ ዘጥቁዑሉ ጽምዋዩ ቦትኦም ኣይመጹኻን እዮም ንስኻ ኢኻ ትኸዶም ምሳናዮም ዝነብሩ

READ MORE

ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? 12/24/2013 ረ.ክ.(ባሻይ) ንገርኒ………. ኣንታ ጅግና አንበሳ በረኻ ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? ንገረኒ……… ምሕጻይሲ ተሓጸ ጽቡቕ ትምኒት ጥንቃቐ ግን ግበር ካብ ዕንቅርቢት ይሕነና ’ለዋ ይቝነና ከይዓብጣኻ ወይዘሮ ጽገና ንገረኒ……… ምስ ጸገመን ኢየን ምስ ሕማመን ጽንሕ ኢለን ናብ ሰብኣይ ቀደመን ልቢ ግበር መንእሰይ ኤርትራ ነታ በቕሊ ህበይ ከይትሰራ ንገረኒ……… ይብላ ’ለዋ የማን ጸጋም ሆይ-ሆይ ዒላመን ኣይከደን ናይ ብኣምሆይ ሒዝካ ካብ መጻእካ ወርቂ ሽቦ ኣጻብዕ ናይ

READ MORE

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2 ብዛዕባ ተልእኾና ዝምልከት ዝያዳ መብርሂ፤ ብዛዕባ እቲ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዘውጻእናዮ ቀዳማይ መግለጺ፡ ብርክት ዝበለ ዝለኣኽኩምልና ዘተባብዕ ናይ ደገፍ መልእኽትኹም ልዑል ክብሪ ንህቦን ነመስግኖን። ብዙሓት ኣብ መልእኽትኹም  ብዛዕባ ተልእኾና ተወሳኺ መብርሂ ምሃብ ነቲ ክፍጠር ዝኽእል ናይ ተበግሶኹም ጌጋ ኣረዳድኣ

READ MORE

  ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 17 ክፋል         23/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ ክገድድ

READ MORE

ጽገና! ሸለል ተበልኩዎ ዋዛ መሲሉኒ እንታይ እዩ እዚ ዕላል ዝደጋገመኒ መን’ዩኸ *መሃንድስ መን’ዩ እቲ ወጣኒ    *ጆሜትራ (ብጥልያን) ብሓድሹ እንከሎ ንዘይኣዕቖበኒ ዝዓነወ መንደቕ ኪጽግን ዝብለኒ! መን’ዩ ኣንታ ጸጋኒ ወሓለ ነዳቓይ ኪቕጽል ዚምነ ናይ ህዝብና ስቓይ ህይወት ኪዘርኣሎም ንጉጅለ ጣልማይ ኣብ ዓርቢ ስቕለቶም ዘቐብል እኽለማይ! ኪንጽግን ዝበለ ይፈለጥ ብልሓቱ እስከ ሕተቱዎ እንታይ እዩ ድሌቱ? ነዚ እኩይ ስርዓት ኣብ ኣጋ ዕርበቱ ብዓልመን’ዮም

READ MORE

 ድጉል-ሓዊ ድጉል ሓዊ አንዲዱኒ እግረይ ባዕዲ ዝቐበሮ ከጥፋኒ ሱረይ ደም ናየቦይ ሰትዩ ባጃ ዝሓርደለይ አካላተይ ሸይጡ ጋህሲ ዝፍሕረለይ ሬሳይ ተበቲኑ ዓለም ክነብዓለይ። ዓንቲሩ ገቢሉ ብደም ንጹሃት መንቕብ ዘይብሎም ደቀባት ንሞት ዝፈረዶም ለውሃት ከይፈለጡ ከይዶም ናይ ኮብራ ተንኮላት። ተመን ከንሱ ዕንቅርቢት ፍሽኽ እንዳ በለ ከም ለዋህ ርግቢት ልቢ ህዝቢ ሒዙ ዝአተ አብ መንጠቢት ሃገር ዘታለለ መንደላይ አራዊት። ህዝብና አይጎርሐን ንሰላም

READ MORE

ንዕሰል ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 12/18/2013 ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና ይሃምም አሎ መንእሰይና ዕሰል’ምበር ኣታ ብዓል ገመል ከም ኣመልካ ደቅኻ ተቐበል መንእሰይ መጸካ ብደበላ መማዕደዊት ጠምትለይ በላ   ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና………

READ MORE

ሃለው ባሕሪ   (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልብወለዳዊት) (1ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ካብ ናቕፋ ዝተበገሰት ቶዮታ ፒክ-ኣፕ ክትቅብቅበና ሓዲራ ኣብ ምውግሑ ጃኒ ኣተና። ኣድካሚ ‘ኳ እንተነበረ ካብ ካልእ ጉዕዞታት ብዙሕ ዝፈልዮ ኣይነበረን። ብጻብራ ገይርና ንጎላጉል ኣዶብሓ ንየማን ገዲፍና፡ ሩባ ሓስታ ሰንጢቕና ሩባ ዓንሰባ በጻሕና። ካብ

READ MORE

ዳስ ሓውያ(ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ 2ይ ክፋል ኑራ ሑሴን ድሕሪ ቀዳመይቲ ጽሕፍቲ ምውጻኣ፡ ብርክት ዝበለን ዝተፈላለዩን ርኡይቶታት ካብ ኣንበብቲ መጺኡኒ፡ ቀዲመ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ሓበሬታታት’ውን ክረክብ ኪኢለ ብጣዕሚ የመስግን። እቲ ታሪኽ ብመልክዕ ዛንታ ካብ ወሎዶታት ናብ ወሎዶታት ክሰጋገር ከሎ ዝድመሮን ዝጎድሎን ብዙሕ’ዩ። ኣብ ምጅማር ጽሑፈይ’ውን፡ ብዛዕባ’ዚ ታሪኽ፡ ካብዚ ብዝዓሞቐ

READ MORE

ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ! ተስፋ ኣሎና ኣባኻ ኣንታ መድሕን ህዝቢ ኪትቕንጥጦ ኢኻ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ፍትሕን ደሞክራስን ተሓንጊጣ ርግቢ ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ ዝኾና መዕለቢ! ገዛኢ ድያብሎስ ኣመና ጨኪኑ ንህዝብን ሃገርን ከዐኑ ሓሊኑ እናተጓዓዘ ብመደብ ወጢኑ ኣብ ሃገር ሰማእታት ዓዲ ናይ ጀጋኑ መዕለብ ርግቢድዩ ኣታ ገረብ ተሳኢኑ!? መዓስ ተተኺሉ’ሞ መዓስ ዝጸደቐ እዚ ዕቡይ መላኺ ህዝቡ ዚናዓቐ ኣይኮነን ንገረብ ሰብ

READ MORE

ብድሆ ንጌዴዎን ኣባይ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት። ጌደዎን ኣባይ ኣብቲ ብህግደፍ ዝተውደበ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ወካሊ ሃይማኖታት ኤርትራ ኮይኑ እዩ ክምድር ውዒሉ። ካብቲ ብዙሕ ናይ ሃለውለው መደረታቱ፣ ኤርትራዊ መንነት ብሃይማኖት ኣመልኪቱ “ካብ ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓውካ ምስ ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ሽወደን ዘሎ  ወዲ ሃይማኖትካ ሕውነት

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 15 ክፋል         15/12/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ

READ MORE