ወዲ ባዓታይ፣ “ከመኡያ ዝገብርስ ከምኡ ይነግር”

ወዲ ባዓታይ፣ “ከመኡያ ዝገብርስ ከምኡ ይነግር” ኣብ ዕለት 11/02/2014 “መን ኢዩ ወዲ ዓሊ? ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ስማይ ዝወረደ ንቢይ ድዩ?” ብዝብል ኣርእስቲ ብኣቶ ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ (ወዲ ብዓታይ)፡ ዝረ ዝመበገሲኡ ፖለቲካዊ ኣልቦ ትሕዝቶ ጽሑፍ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ሪእየ። ትሕዝትኡ ነቲ ኣነ ብዕለት 06/02/2014 “ዳሕራዮም’ምበር ገደደ” ኢለ ዝጸሕፍኩዎ … more

ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ከተማ ከለን

tesfai_temnewo

29.12.2013 ኣገዳሲ ሓበሬታ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 11.01.2014 ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ብዛዕባ ህሉው ኹነታት ኤርትራን ዝምድናና ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን መግለጺ ክህብ ስለዝኮነ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተን ኽትዕን ንዕድም፡፡ አኼባ ዝግበረሉ ቦታን ሰዓትን፣ ኣብ ከተማ ከለን (ጀርመን) ሰዓት 16፡30 Bürgerzentrum Turmstr 3 Köln-Nippes   ተስፋይ ተምነዎ … more

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፦

Fighters1

ሰላምታይ ድሕሪ ምቕራብ እዚ ዝስዕብ ሓሳባት ከካፍለኩም ኣፍቅዱለይ። ኤርትራ ሃገርና ከም ሃገር ኣብ’ቲ ኣድማሳዊ ካርታ ዓለም ጉቡእ ቦትኣ ንኽትውንን፡ ካብ ንእስነቶም  ኣትሒዞም  ኣብ በረኻታት ኤርትራ  ከርተት ካብ ዝበሉ ናይ ሎሚ መራሕቲ ሃገረ ኤርትራ ኢኹም።  ስለዚ ከኣ ከም ኩሉ ብሃገሩ ዝሕበንን ዝግደስን ሃገራዊ እቲ ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ምጉንጻፍ ዘበርከትክሞ መዳርግቲ ኣልቦ … more

ጽባሕ ከይከልእዎም! – ሳልሳይ ክፋል፥

yellow-sunset

ጽባሕ ከይከልእዎም! ሳልሳይ ክፋል፥ “መፍትሒ ሽግርናዶ…” ኢለን ሕቶይ ክምልሳ ምስ ጀመራ ኣደይ ወጋሕታ፡ ክሳደን ኣንቃዕሪረን ንገለ ካሊኢታት ናብቲ ናሕሲ ናይታ ተሳፊርናያ ዝነበርና ባቡር ገጸን እናጠመታ ዝን በላ’ሞ ዘረባአን ብምቕጻል፥ “መፍትሒ ናይዚ ኩሉ ሽግር ደኣ ዝወደይ፡ ኣብዛ ብሽፍታ ትመሓደር ዘላ ዓዲ፡ መንግስቲ ምትካል ጥራይ እዩ። ምኽንያቱ ዝወደይ፡ መንግስቲ እንተ ደኣ ኾይኑ፡ … more

ECCC ማሕበረኮማትና ስጋብ ምኣስ እየን ሕጊ ኣልቦ ኮይነን ክጋዓዛ!ECAO

Eritrea_canada_community

ካብ ጉሁይ ኣባል ማሕበረኮም- መ. ተስፋጽዮን               ብዛዕባ ንምንታይ ማሕበረኮማት የድልያና ንዝብል ዳርጋ ኩላትና ብሳላ ሕሱም ተምክሮታት ስደትና ኣዕሪና ዝተገንዘብናዮ ይመስለኒ። ቀደም’ሲ ንደቅና ቃንቃኦምን ባህሎምን ብዓቢኡ ድማ ኤርትራዊ መንነቶም ከነውርሶም ዝብል ኣተሓሳስባ ጥራሕ ከም ቀንዲ ምኽንያት ኣድላይነት ምትእኽኻብና ገይርና ክንወስዶ ድጸናሕና ይምስልኒ። እዚ ድማ ካብቲ ካብ ካልኦት ስደተኛታት ካናዳውያን ንነብስና ከም … more

ድምጺ ኣሰና ተሳታፍነትን ምክትታልን ሰማዕቲ ኣብ መደባታ ንምምሕያሽ ፍሉይ ናይ ራድዮ ገጽ ‘ራድዮ ኣሰና’ ተተኣታቱ።

Radio_Assenna

ክቡራት ተኸታተልትና፡ ካብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ኣትሒዝኩም ኩም፡ ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኣሰና ንምርካብ ኮነ ንምስምዑ ክትጽገሙ ክምዝጸናሕኩም ብቴለፎንን ኢመይልን ክትሕብሩና ጸኒሕኩም ኣለኹም። ኣሰና ነቲ ብተክኒካዊ ምኽንያታት ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገም ንምቅላል፡ ርእሱ ዝኸኣለ ፍሉይ ናይ ራድዮ ገጽ ከምዝህሉ ብምግባር ነቲ ሕጽረት ክተቃልሎ ፈቲና ኣላ። ነዚ ሓድሽ ገጽ ራድዮ ኣሰና፡ assennaradio.com ኢልኩም … more

ብዛዕባ ኣሰና

ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ መባእታዊ መሰል ወዲ ሰብ እዩ።ብፍላይ ኣብዚ ዓለም ሳላ ተክኖሎጂ ኢንተርነት ብሓበሬታ እተዕለቕልቐሉ ዘላ እዋን፡ ጽምኢ ሓበሬታ ዝወረሶ ምድረበዳዊ ደሴት ክህሉ ኣይግባእን።ስለዚ ‘ኣሰና’፡ ህዝቢ ኤርትራ ተኻፋሊ ጸጋ ሓበሬታን መሰል ምግላጽ ሓሳብን ምእንቲ ክኸውን እጃማ ከተበርክት ነጻ መድረኽ ኮይና እትዓዪ መርበብ ሓበሬታ እያ።ሓቂ ክትሽፈን ከላ ሓሶት እትገልህ በላሕ ብርዒ፡ … more

ብዛዕባ ኣሰና

ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ መባእታዊ መሰል ወዲ ሰብ እዩ። ብፍላይ ኣብዚ ዓለም ሳላ ተክኖሎጂ ኢንተርነት ብሓበሬታ እተዕለቕልቐሉ ዘላ እዋን፡ ጽምኢ ሓበሬታ ዝወረሶ ምድረበዳዊ ደሴት ክህሉ ኣይግባእን። ስለዚ ‘ኣሰና’፡ ህዝቢ ኤርትራ ተኻፋሊ ጸጋ ሓበሬታን መሰል ምግላጽ ሓሳብን ምእንቲ ክኸውን እጃማ ከተበርክት ነጻ መድረኽ ኮይና እትዓዪ መርበብ ሓበሬታ እያ። ሓቂ ክትሽፈን ከላ ሓሶት … more