ለውጥን ዕርቅን – ብ ዳኒኤል ተስፋዮሃንስ
(ምሉእ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ኣብ ኣኼባ ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ዝቐረበ ወረቐት) ብዛዕባ’ዚ ሃገርን ህዝብን ዝህውጽ ዘሎ ማዕበል እንዳ ዝናን-ባህታን ምዝራብን ምጽሓፍን ካብ ዝጅምር፣ ጻዕረይ ነቲ ኣነ ዝፈልጦ፣ መሲሉ ብዝተራእየኒ መንገዲ ከንጸባርቕ ስለዝደለኹ ደኣ’ምበር፣ ፍሉይ ናይ ውድብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ወይ ድማ ክረኽቦ ዝዓለምኩ ረብሓ የብለይን። ኣብ መስርሕ ለውጥን ዕርቅን … more
