ሰብአዊ መሰል ኤርትራዊ ማኅበር ተጣባቒ ሰብአዊ መሰል

አብዚ መሰል ደቂ ሰባት ንክኽበር ዝዕድም መዓልቲ ዓለም ለካዊ ትካል ናይ ሕቡራት መንግሥታት በዚ አርእስቲ’ዚ ክንጽሕፍ ምኽንያት ዝኾነ ብዛዕባ ሰብአዊ መሰልን አጀማምራኡን ንሕዝቢ ዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰል ዜጋን ሕብረተሰብን ንምሃብ ዘተዀረ ጽሑፍ ኢዩ። … more