ጕድዩ! ጕድዩ! ጽንሕ ኢልና ገለ ክንሰምዕ ኢና።

Hadas_Eritrea_NKorea1

እታ ብህግደፍ ድምጺ ሓቂ እናተባህለት እትጽዋዕ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኣብ ናይ 26 ታሕሳስ ሕታማ ዝወጻቶ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ነበር ዝምልከት ዘደንጹ ዜና ንመልከት። ሰሜን ኮርያ፡ ቀቅድሚ ዕረፍቲ መራሒኣ ዝተራእዩ ተኣምራት መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ካልኣይ፡ ቅድሚ ምዕራፉ ኣብ ዝነበረ ሒደት ደቓይቕ፡ ኣብታ ሃገር ‘ወዝቢ’ ክትብሎም ዘየድፍሩ ኣገረምቲ ፍጻሜታት ከም … more

አገዳሲ ሓቤረታ …!! ምሸት ፖለቲካዊ ዘተ ምስ ክቡር ሓው አቶ ረዘነ ሃብተ፡ አቦ ወንበር ግ.ሃ.ሓ.ኤ።

 እምባአር ከስ፡ ነቲ ልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እነሆ ንዓርቢ ዕለት 24.10.2008 ዓ.ም.ፈ፡ አቦ ወንበር ውድብ ,,ግንባር ሃገራዊ ሓድነት ኤርትራ,“፡ ክቡር ሓው አቶ ረዘነ ሃብተ፡ ጋሻ ናይ ,,Eritrean room for strong and united opposition“ ኮይኑ ከምሲ ዓዲምናዮ አሎና። እዛ ናትና „Chat Room“ እትኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ማእከላይ ምዕራብ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 ክኸውን … more