ስእላዊ ድርሰት “ምርጫ!” ንምስልታት ካብ ኣስመራ ከንጸባርቕ እንከሎ- (ካብ ሓዳስ መጽሓፍ “ምርጫ!” ዝተዋጽአ)
Reply
…ኣብዛ ሰንበት’ዚኣ ንኣዜብ ብዙሕ ነገራት በብታራ መስርዕ ሒዞም ተደራረብዋ። ሓንሳብ ኣብ ማእከል ድኽነትን ስእነትን ጅሆ ተታሒዛ መውጽኢ ከተናዲ ኣርፈደት። ጸኒሓ ከኣ ንዘይትዕውተሉ ምስ ክንነብር በሃልቲ ሰባት ተሓናኒቓ፡ ንህሉው ኩነታት ከተቃልዕን ከተረድእን ገጠመት። … more