ውድድር ስፖርት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራውያን ሰሜን ኣሜሪካ(ካልኣይ ክፋል)

እቲ ብሰንበት 3 ሓምለ ኣብ መሪት ካሌጅ ዝጀመረ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ኤርትራውያን ሰሜን ኣሜሪካ ሰኑይ፣ ሰሉስን ሮብዑን ማዓልታት’ውን ኣብ ኢስት በይ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዝርከብ ሜዳ ስፖርት ቀጺሉ ድሕሪ ሙውዓሉ እተን ቡሉጻት ሸሞንታ ጋንታታት ናብቲ ሓሙስ ዝግበር ርብዒ ፍጻመ ሓለፋ። … more

ኤርትራዊት ካናዳዊት ኣትለት ለምለም ዑቕባስላሰ ናብ ኣህጉራዊ ሻምፕዮና ተቋምት።

ጓል 23 ዓመት ኤርትራዊት ካናዳዊት ኣትለት ለምለም ዑቕባስላሰ ኣብ ቫንኩቨር፡ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ ናይ Harry Jerome International Track Classic ቅድድም 800 ሜትሮ ድሕሪ ምዕዋታ ናብ ኣህጉራዊ ሻምፕዮና ተቋምት ምህላዋ The Province ዝተባህለ ጋዜጣ ብኣድናቖት ይገልጽ። … more

ጸብጻብ ስፖርታዊ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ኤርትራውያን ሰሜን ኣሜሪካ

ብመጀመርያ ቅድሚ ናብ ጸብጻብ ምኻደይ ድምጺ ኣሰና ንዓና ንሰማዕታ ንምሕጓስ ገጻታ ኣስፊሓ ዓምድታት ኣርቢሓ  ስለዝመጸት፥ ንኹልና ኣብ መላእ ዓለም ዘለና ፈተውታን ሰማዕታን ኣሰየ ኣሰና እንቋዕ ሓጎሰና ክብል ይደሊ። … more

ኤርትራዊ ኣትሌት በየነ ዘርኣይ በራኺ ኣብ ሃምበርግ፡ ሳልሳይ ክወጽእ ከሎ፡ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ናይ ለንደን ማራቶን ሻውዓይ ወጺኡ።

በየነ ዘርኣይ በራኺ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣትሌት፡ ትማሊ ሰንበት 25 ሚያዝያ ኣብ ሃምበርግ (ጀርመን) ኣብ ዝተኻየደ 16 ሽሕ ተቐዳደምቲ ዝተሳተፉዎ ዓመታዊ ውድድር ጉያ ፡ ሳልሳይ ብምውጻእ ተሸሊሙ። … more

ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ በርሚንግሃም ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ብምዕዋት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊሙ።

ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ በርሚንግሃም ዓዲ እንግሊዝ ሎሚ 11 ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ብምዕዋት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊሙ። … more

ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ በርሚንግሃም ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ብምዕዋት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊሙ።

ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ በርሚንግሃም ዓዲ እንግሊዝ ሎሚ 11 ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ብምዕዋት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊሙ። … more

ብሃር ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ንሳልሳይ ግዜ ናይ ፍርቂ ማራቶን ሽምፕዮን ተዓዋቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ።

ብሃር ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ፡ ሎሚ 12 ጥቅምቲ ኣብ ሪዮ ዲ ጀኔሮ፡ ብራዚል፡ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። ንሳልሳይ ግዜ ናይ ፍርቂ ማራቶን ሽምፕዮን ዝተዓወተ ቀዳማይ ወዲ ተባዕታይ ብምዃን ከኣ ታሪኽ ሰሪሑ። … more

ናይ ኦሎምፒክ ማዳልያ ተሸላሚ ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ብመንግስቲ ኤርትራ ቪዛ ተኸልኪሉ።

ናይ ኦሎምፒክ ማዳልያ ተሸላሚ ኮይኑ ንኤርትራ ኣብ ዓለም ዘጸውዐ በሃር ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ፡ ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣብ ጉዳይ ስፖርት ነቐፌታዊ ርእይቶታት ብምቕራቡ፡ ብመንግስቲ ኤርትራ መውጽኢ ቪዛ ስለዝተኸልከለ ሎሚ 21 መስከረም ኣብ ኣምስተርዳም (ኔዘርላንድስ) ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ውድድር ጉያ “ዳም ቱ ዳም” ክሳተፍ ከምዘይከኣለ ምንጭታት ሓቢሮም። … more

በሃር ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ሃገር ኣቋራጭ ቅድድም ኢደንብራ ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ።

በሃር ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኢድንብራ (ዓዲ እንግሊዝ) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 9.3 ኪ.ሜ ሃገር ኣቋራጭ ውድድር ጉያ (Bupa) (cross-country championship ) ዝነኣድ ቅድድም ብምክያድ ካልኣይ ደረጃ ወጺኡ። … more

“መላእ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ኡዳይን ምሳይ ትጎዪ ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ”- ይብል በሃር ኤርትራዊ ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ዳግማይ ዓወቱ

ሓበን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝኾነ ጅግና ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኡዳይን (ጥልያን) ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ተወዳዲሩ ወርቂ ማዳልያ ብምዕታር ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዓወቱ ዓቂቡ። … more

ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ውድድር ቅድድም ጉያ 10 ሽሕ ሜትሮ ‘ኦል ኣፍሪካን ገይምስ’ ተዓውቱ።

ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ዋና ከተማ ኣልጀርያ ኣልጀሪስ ኣብ ዝተኻየደ  ውድድር ቅድድም ጉያ 10 ሽሕ ሜትሮ ‘ኦል ኣፍሪካን ገይምስ’ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ወርቂ ማዳልያ ዓቲሩ። … more