ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ በዓልቲ ቤት ነብስሄር ናይዝጊ ክፍሉ።

Naizghi_Isaias

ዝኸበርኪ ሓብትና፣ በዓልቤትኪ ናይዝጊ ክፍሉ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝወረደኪ መሪር ሓዘን ከይኣክል ‘’ንበዓል ነጎዳ ሓዊ ደብሶ’’ ከም ዝበሃል፣ውልቀ-መላኺኢሳይያስ ኣብ ርእሲ’ቲ የማናይ ኢዱ ኮይኑ ዘገልግሎ ዝነበረ ብጻዩ ናይዝጊ፣ኣብታ ዝተወልደላን ንነጻነት ዝተቓለሰላን ዓወት ዝተጎናጸፈላንዓዱ ሓመድ ኣዳም ክይለብስ ሬሳኡ ከይኣቱ ብምኽልካሉ ኣባኽን ኣብ ደቅኽን ወሪዱ ዘሎ ድርብ ሓዘን ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ከየሕዘኖኣይተረፈን።እዚ … more

ጋዜጣዊ መግለጺ – ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ሓይልታት ኤርትራ

ENDF

ብቐረባ ክንከታተሎ ከም ዝጸናሕና ብዕለት 17 ጥሪ 2012 ሓሙሽተ ኤውሮጳውያን አብ መሬት ዓፋር ፤  ግዝኣት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምቕታሎም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘይ ህዱእ ሃዋሁው እናሰፈነ ኢዩ። ነዚ ናይ ብዙሓት ሞት ዘኸተለ ኣሕዛኒ ተረኽቦ ብምጥቃም፡ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ሸሸነኾም ኣጸጊዖሞም ዘለዉ ዕጡቓት ደቂ ዓፋር ብምውሳኽ ኣብ ሓድሓዶም ክጠቓቐኑን ክካሰሱን … more

መልእኽቲ ንኹሉ ኣማኒ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

ኩሉኹም ኤርትራውያን ከምቲ ትፈልጡዎን ከምትሰምዕዎን፡ ኣብ ጀርመን ኣብ ክሊ ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ዓበይቲ ሽግራት ተኸሲቶም ኣሎዉ። ንዓና ንኦርቶዶክሳውያን ተጠሚርካን ሓቢርካን እምነትካ ኣኽቢርካን፤ ብሓባር ናይ ምጉዓዝ፤ ሓቢርካ ጸገምካ ናይ ምፍታሕን የጸግመና ከም ዘሎ፡ ኣሉ ዘይባሃል ሓቂ‘ዩ። ንሱ ኸኣ ብገለ ውልቀ ሰባት ዝብገስ ሕማቕ ሕማማት፡ ምፍልላይ ስምብራቱ ሕማቕ ንሓደ ህዝቢ፡ ናይ ደቂ ሓንቲ … more

ቅልዕቲ ደብዳበ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ፤ ንኣድላይነት ዝተረረ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ

ብወገንና ተሪፉ ኣሎ እንብሎ፡ መላእ ናይ ባይቶ ጸጥታ ኣባላት ነቲ ብሞኒተሪን ግሩፕ ዝቐረበ መተሓሳሰቢ ዝለዓለ ኣቓልቦ ብምሃብ ዝተረረ ውሳነ ምሕላፍ ክኸውን እንከሎ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ድማ ነቲ ዘይሕጋዊተግባራቱን ሓደገኛ ጠባያቱን ቅቡል ክምዘይኮነን ደጊም ኣብ ልዕሊኡ ተጻዋርነት ከምዘየብልኩምን ንጹር ክትገብሩሉ እዩ። … more

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሺን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ – ብርሃነ ገ/ንጉስ

  ….ንዝዓበየ ክፋል ህዝብና በቲ ናይ ምጥርጣርን ናይ ነዊሕ ግዜ ዘይምርድዳእን ጠባይ ተበኪሉ ዘሎ፡ ብናትና ብናይቶም ሰዓብቲ ወይ ኣመንቲ (ወይ ንኡስ ሽማግለታት) ዓቕሚ ጥራይ ዝፍታሕ ወይ ዝብጻሕ ሕቶ ከም ዘይኮነ ተረዲ ኡና ኣሎ። እዚ ብቀሊል ወይ ብምቅላል ክትሓዝ ወይ ክርኤ ዘሎዎነገር ኣይኮነን።…. … more

መተሓሳሰቢ ኣብ ዓዲ እንግሊዝን ንእትነብሩ ኤርትራውያን

ኣብ’ዚ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብሰንኪ ዓንዳሪ ባህርያቱ ንጥረዮ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምዕጋት ብጭንቀት ደምበርበር ዝብለሉ ዘሎ እዋን፡ ብመንገዲ ልኡኻቱን ሃሱሳቱን ፡ዝውክሉዎም ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ናይ ዘጽንዖም ኤርትራውያን ስደተኛታት መንነትን ኣድራሻን ብምስራቕ፡ ብዘይፍቓዶም፡ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም፡ ደብዳበታት ይጽሕፍን ይልእኽን ከምዘሎ ሓበሬታ በጺሑና ‘ሎ። … more

ቅልዕቲ ደብዳበ ንሜሮን እስጢፋኖስ

ተጣባቂት ሰብኣዊ መሰላት፣ ጋዜጠኛ፣ ዋና ጸሓፊት ናይ ኤርትራውያን  ጋዜጠኛታት ማሕበር ኣብ ስደት፣ኣባል ኤምዲሰመ፣ ኣባል ስድሪ፣ ኣባል ኤትራውያን ንሰላም ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ኣባል ጉጅለ ተሓባበርቲ ምድላው ናይ ብራስልስ ኮንፈረንስ (Reference Group)፣ ኣባል ነበር ናይ Eritrean Room for A Strong and United Opposition (መጸውዒ ስም ኒግሮ)፣ ወዘተ… … more

ቅልዕቲ ደብዳበ ንኣባላት መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ብኢሳያስ ኣስፍሃ

ዝኸበርኩም ኣባላት መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ፣- ፈለማ ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታይ ብምቕዳም ኣብ እተሰላስልዎ ሃገራዊ ዕማም ዓወት እምነየልኩም፣፣ ቀጺለ ነዛ ቅልዕቲ ደብዳበ ክጽሕፈልኩም ዘገደደኒ ምኽንያት ከምቲ ኩላትና እንፈልጦ ብመሰረት እቲ ኣብ ምትሕንፋጻዊ ኮንፈረንስ ሰልፍና ዝተኣትወ ውዕል፣ እዚ መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ ሰልፍና ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ሰለስተ ወርሒ ብኣቦ-መምበር ሰልፊ ብፓልቶክ ኣኼባ ክግበረሉ ዝብል … more

ቅሉዕ ደብዳበ:-

ብመንጽር ክብደት ምዕዋት ሃገራዊ ጕባኤን ሕልኽልኻቱን፣ ብመንጽር ኤርትራዊ ሻቑሎትን ፈታኒ ጸገማቱን ወዘተ… ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝዀንኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ንዝዀነ ዓይነት ምትዅታኻት (provacations) ዋጋ ከይዋሃቦን ከይትምልሱሉን ብትሕትና እሐተኩም፡፡ … more

ቅልዕቲ ደብዳበ ንዝምልከቶም ኣዳለውቲ ዋዕላ ሎንዶን

 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ብራሰልስ ዝተገብረ ምስጢራዊ ዋዕላ ንዓና ንደቂ ሃገር ክሳብ ክንደይ ከም ዝፈላለየናን ዘሰሓሓበናን ብቐሊሉ ዝርሳዕ ኣይኰነን። ዋዕላ ብራሰልስ ተወዲኡ ስምብራቱን ኣብ ተቓውሞ ደምበ ዘስዓቦ ፍልልይን ቂምታን ምድኻምን ከይተወድኤ ሎሚውን ካልእ  ካብ ዕለት 18 ዲሰምበር ጀሚሩ ዕለት 20 ዝውድእ ናይ ዓርከይ ዓርክኻ  ምስጢራዊ ዋዕላ ኣብ ሎንዶን  ክግበር ዓቢ … more

ቅልዕቲ ደብዳበ ንመምህር ተስፉ ዘውደ።

ብኢሳያስ ኣስፍሃ ዝኸበርካ መምህር ተስፉ ዘውደ ኣቐዲመ ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታይ ብምቕዳም ኣብ እተሰላስሎ ዘለኻ ሃገራዊ ዕማም ምሉእ ጥዕናን ዓወትን እምነየልካ።ዝኸበርካ መምህር ተስፉ ዘውደ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝጀመርካዮን ክሳብ ሻቡዓይ ክፋል ዝበጽሕ ተኸታታሊ ጽሑፍካ እከታተሎ ኣለኹ። ትሕዝትኡን ኣቀራርmበኡን ብዘየገድስ ኣንጻር’ቲ ዓማጽን ገባትን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝካየድ ቃልሲ ኣበርክቶ ክህልዎ ከምዝኽእል … more

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ድምጺ ኣመሪካ።

ሰላም ድምጺ ኣመሪካ መደብ ክፍሊ ትግርኛ፡ ንሕና ኣባላት መርበብ ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳ መደባትኩም መዓልታዊ ንከታተሎ ኢና። ገለ ካብቲ ጽቡቕ መደባትኩም ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዝብል ጽቡቕ ኣተሓሳስባታት ዘለዎም ኣሕዋትን ጎረባብትን ንዝኾኑ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጽቡቕ መንፈስ ንምምጻእ እትገብርዎ መደባት   ዝነኣድን ዝምጎስን ኢዩ። … more

ክፉት መልእኽቲ ናብ ድምጺ ኣመሪካ

ዝኸበርኩም  ኣሰናዳእቲ  ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ክፍሊ ትግርኛ ንሕና ኣብ ሽቱትጋርትን ከባቢኡን ሃገር ጀርመን እንርከብ ኤሪትራዊያን ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕ በራትን ከምኡውን ውልቀ ተቓወምቲ ኤሪትራውያንን ዝኾናን መደባትኩም ብተገዳስነት መዓልታዊ  ኢና ንከታተሎ ። … more

መልእኽቲ ናብ ሚንስተር ፍትሒ ሕጊ ግደፍ

      ከም ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ስለ መሰልን ፍትሕን፡ንነዊሕ ዓመታት ቁርን ኣ ስሓይታን ተገሪፍኪ፡ጎቦ ደይብኪ፡ጎላጉል ወዲእኪ ንኣህለኽቲ ኩነታት ተቓሊስኪ፡ከም ኩሎም መቓልስትኺ ተዓዊትኪ።እዚ ኩሉ ጻዕርን ከርተት ምባልኪ ከኣ፡ኣብ መንጎ መግዛእትን ነጻነ ትን፡ኣብ መንጎ ድርብ ጭቆናን ፍትሕን ዘሎ ፍልልይ ተረዲእኪ፡ኣድልዎ ሃኒጹዎ ዘነበረ ኣገ ባብ ኣዕኒኺ፡ንዝጎደለ መሰል ክትሕለቒ፡ድግድግታኺ ሸጥ ኣቢልኪ በረኻ ምውጻእኪ ዘይሰሓ ት፡ርእሺ … more