ዝናን-ባህታን – ናጽነትን-ሱቕታን። (10ይ)
ሓምለ 1998 ጭቃን ጨፈቃን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይኣክል’ሲ፣ ምስ’ቲ ካብ ገዛ ዘየውጽእ ናይ ክረምቲ-ድሚማ፣ ስግኣት ናይ’ቲ ዘመና’ምጽኦ ቁዘማ ኣብ ልቢ ሰብ ክውዕልን ክሓድርን ካብ ዝጅምር እዋን ኣይሓጸረን። ምስኡ ድማ ብረድዮ ብተለቪዥንን ብጋዜጣታትን ከም ግመን ዕምብረን ንወረን ንኣየርን ዝዕፍን ዝነበረ ዜና፣ ነውርን ቀይድን ኣይነበሮን። ከም ቁርን ኣሳሒታን እሔው ናብ ዘብል ሓዲሽ … more