INTERVIEW:Sinai Victims Speak to Assenna about their Horror: (ቃለመጠየቕ) ኣደቖልዓ እትርከቦም ኤርትራውያን ጅሆታት በደዊን ሲናይ ኣውያት ህጹጽ ረዲኤት የስምዑ።

[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=e0r5FYfX0_o[/youtube] ክቡራት ሰማዕትና፡ ኣብዚ ካብ ስሩዕ መደብና ወጻኢ ኣዳሊናዮ ዘለና ፕሮግራም፡ ልክዕ ከምቲ ካብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ኣትሒዝና ብተደጋጋሚ ግዜ ዘቕረብናልኩም ኣውያት ስቅያት ኤርትራውያን ካብ ሲናይ ኢና ሒዝናልኩም ቀሪብና ዘለና። ጊላነት፡ ዓመጽ፡ ምግሳስስ፡ ምዝመዛ፡ መሸጣ ኵሊት፡ ሞት ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብራሻይዳ ሰሃራን በደዊን ሲናይን ደው ኣይበለን። ኣብ ዝኾነ ዕለት፡ ዝደለኻዮ … more

ሓጺር ቃለ-ምልልስ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ድምጺ ኣሜሪካ

AdhanomVOA

ብኣጋጣሚ ዕለት 18 መስከረም 2011 ዓ.ም ብዘይ ክስን ፍርድን መበል ዓሰርተ ዓመቶም ኣብ ትሕቲ ጨካን ማሕዩር ህግደፍ ዝበልዩ ዘለዉ ጀጋኑ ናይ ለውጢ ሃዋርያ ዝኾኑ ላዕለዎት መራሕቲ ሃገር ኣመልኪቱ ኣቶ ተወልደ ወልደገብሪኤል ኣገልግሎት ድምጺ ኣሜሪካ ምስ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም ብስልኪ ዝገበሮ ሓጺር ቃለ-ምልልስ እንሆ ይቐርበልኩም ሰናይ ምክትታል፣- ኣቶ ተወልደ ወልደገብሪኤል፣- ሕራይ! … more

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ምስ ኣሰና ዘካየዶ ቃለመጠየቕ

ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና: ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ምስ ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ዓርቢ 25 ለካቲት ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለመጠየቕ ብራድዮን ኦንላይን ቲቪን ብተኻታታሊ ከነቕርበልኩም ምዃና እናሓበርና ምክትታልኩም ንዕድም። … more