መሰረታዊ ሓቅታት ኤርትራን ህዝባን
Reply
ኤርትራ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትርከብ። ኣብ ዘበናዊ መዋእል ካብ 1989-1941 ብጥልያን ድሕሪ ምግዛኣ ብ 1952 ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክሳብ ትቝረን ን12 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምሕድራ እንግሊዝ ጸኒሓ። ይኹንእምበር ንጉስ ኢትዮጵያ ሃይለስላሰ ድሕሪ 10 ዓመታትፈደረሽን ኣፍሪሱ ብሓይሊ ኣብ ትሕቲ ንጉሳዊ ግዝኣቱ ምስ ኢትዮጵያ ቆሪኑዋ። … more