ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምራሕ ዝተመርጸት ሰክረታርያት፡ ኣቦ ወንበርን ተሓጋገዝቶምን መሪጻ።

secretariat1

ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምራሕ ዝተመርጸት 27 ዝኣባላታ ሰክረታርያት፡ ኣቦ ወንበርን ተሓጋገዝቶምን ብድምር 7 ኣካየድቲ መሪጻ። በዚ መሰረት፡ ሳልሕ መሓመድ ዑመር  -  ኣቦ ወንበር ዾር ኣፈወርቂ ጳውሎስ – ምክትል ኣቦ ወንበር ቀርነልዮስ ዑስማን -  ተሓጋጋዚ ሓጅ ዓብደኑር -  ተሓጋጋዚ ኣበባ ኣብርሃ – ተሓጋጋዚት ነስረዲን ኣሕመድ ዓሊ – ተሓጋጋዚ ክፍለየውሃንስ ወልደጊዮርጊስ – … more