ኣደይ ቅበጽኒ!!!!! ኣደይ ቅበጽኒ!!! ኣደይ ቅበጽኒ!!! ከይደ እየ!! ኣነስ ኣኺሉኒ ጥይት ዓደይ ቀቲሉኒ ዓሳ ድዩ ባሕሪ ዉሒጡኒ ምድረበዳ ሑጻ ደፊኒ ጋለዶ ናይ ሊብያ ቆሪጹኒ ሲናይ ዘሎ ካራ ጎሚዱኒ ኣብቂዔኤ! ትንፋስ ሓጺሩ ኣይምለስን ኣነስ ድሓንኩኒ። ኣደየ!!!ኣንቲ ብርሃን ዓይነይ እንክኸይድ ንስኺ ኣብቕድመይ ንብዓትኪ ንኽጸርግ ነበረ ትሕልመይ ኣይካኣልኩን ኣነ ዘይኮነለይ ተወዲኡ ናብራ ኣብ ዓለመይ ኣደይ! ወላዲት ይቕረ ግበርለይ ንብዓትኪ ንኽጸርግ ነበረ ትሕልመይ። ወላዲተይ ረኻቢት መከራ ክትወልደኒ ብዙሕ