ናጽነት!

*ፈርጊ እናበሉኺ ፍጹም ዘይተቑርር      *ጋቢ *ናህያ እናበሉኺ ኣካል ዘይተዐብር        *ጽጋብ፡ ርውየት *ጸወን እናበሉኺ ሓብሒባ እተንብር       *ዕቑባ *ስድቢ እናበሉኺ መሰል እተኽብር        *ቅዋም፡ ሕጊ ዓዲ ከም ደቂ በረኻ ኣብ ግዳም ክንነብር እንታይ ደኣ እቲ ስምኪ ግቡኡ ዘይትግብር!? ናጽነት! *ድባብ እናበሉኺ ታቦት ዘጽልለላ          *ኣጉዶ መሰል ዓቢ ጽላል *መርፈቕ እናበሉኺ ጋሻ ዘዕርፈላ          *ሳሎን፡ መዕረፊ ኣጋይሽ *ኤልዳ እናበሉኺ ኣዳም እተፈጥረላ         *ኣዳምን ሄዋንን … more

ህግደፍ መንደፍ! ጃህራን ዓፍራን ግደፍ! ‘ናጽነት’ ብዘይካኻ ‘ዩ ናጽነት ዝጸሓፍ።

Isaias_ostrich

ህግደፍ መንደፍ ዋኒነ ኢሳይያስ ብምልኪ ዝኽየፍ ዕብድብድ ዘብሎ ናይ ስልጣን ሃነፍነፍ ቅሳነት መርዘኑ ደም ሰባት ዝውለፍ ሊቕነቱ ጸይቂ ዘይውድኦ ጽያፍ፡ ክሳብ መዓስ ሓሶት ሓቂ ‘ምሲልካ ሃተፍ ሕድርታት በሊዕካ ብሕድሪ ምልፍላፍ ናጽነት ኣብሪስካ ብናጽነት ዓዘፍ፡ ክንደይ ከ ይደፍር መልሓሱ ትቆለፍ ብኻ ሽንቲ ኮይኑ ብሽቓቕ ዝሓልፍ ብማይ በላ ‘ቢሉ ናብ ባሕሪ ዝምርቀፍ፡ … more

ኤርትራውያን ነጋዶ!

Assenna_DC-Demo_may24

ኣንቱም ነጋዶና ሰብ ጸጋ ሰብ ሃብቲ ነዛ ሓዳስ ሃገር ህያብ ናይ ሰማእቲ ብረት እናዓደለ ንሰብኣይ ሰበይቲ ሒዙዋ ከይጠፍእ ‘ዚሽፍታ *ተማቲ   *ንኸአምን ሒዅ ዚብል፡ ሸሓጢ ገለ ዘይትገብሩ ንምድሓን እዛ ርስቲ! እንተ ተገዲዱ እንተ ብፍቶቱ ንኪጋደል ኢሉ ሜዳ ካብ ዚኣቱ ምስጢራዊት ውድብ ቀዛፊት መስሪቱ ጀጋኑን ምሁራትን ብመደብ ኣጽኒቱ ጌና ኣሎ የጥፍኣና ንስልጣን ብሒቱ! … more

ኣይሞትካን ሙስጦፋ!

Mustofa_nurH

ሓበሬታ፥ እዞም ኣብዚ ፈታኒ እዋን ምስ ህዝቢ ዝወገኑ ሰባት፡ ብሕሉፍ ገበኖም ቂም ሒዝካ ክብሪ ካብዘይምሃቦም ዝጥቀም ወገን እንተልዩ ጉጅለ ህግደፍ ጥራይ ስለ ዝኾነ ጽቡቕ ኮኑ ምባል ቅኑዕ ኣይመስለንን። ብባህልን ልምድን ህዝቢ ኤርትራውን ይቕሬታ ንዝሓተተ ሰብ ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት’ዩ ምሕረት ዝግበረሉ! እዚ ኸኣ መግለጺ ጭውነትን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኾነ … more

እዋይ እዋይ እዋይ እዋይ – ሰብ ሃሊቑ ስኣን እኽለማይ

እዋይ እዋይ እዋይ እዋይ ሰብ ሃሊቑ ስኣን እኽለማይ ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 21/04/2013Norway   ኣንታ ህዝቢ እንታይኻ በዲልካ ? እዚ ኹሉ ተንኮል ኣብ ልዕለኻ ክንዲ ዝቐለብካ ዝሓብሓብካ ሓንጎፋይ ኢልካ ሰብ መሲሉካ ቅንይ ተልካስ ቀዳሞት ጸላእትኻ   ክኣትዉ ሻማሻማ ዘይንብረቶም ክዘምቱ ጀመሩ ማዓጹ ሰሰይሮም ህዝቢ ደንጽዩዎ በቲ ተግባራቶም ኣድሪቖማ ህግደፍ ጨው እግሮም ኣይትብላዕ … more

ኣብ ዘበን ኢሳያስ!

isaias_Nai

ኤርትራዊ ሎሚ ‘እዛ ሃገር፡ ከም ወያነ፣ ኣመሪካ፣ ወዘተ. ዝኣመሰሉ ተጻባእቲ ከጥፍእዋ’ዮም!’ ዝብል ጽውጽዋይ ህግደፍ ኣብ ግምት ከአቱ የብሉን። ምኽንያቱ፡ ከምቲ ኣበው ዝብሉዎ፥ “ጭጉራፍሲ ንነብሳ ሃሪማ ተእዊ!” ስለ ዝኾነ፡ ህግደፍ ሎሚውን ከም ቀደሙ ባዕሉ ኲናት እንተዘይኣሳዊሩ ዝኾነ ይኹን ባዕዳዊ ሓይሊ ንኤርትራና ዚደፍር የለን። ከመይሲ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብቕልጽሙ፡ ደም ከፊሉ፡ ናጽነቱ ብምርግጋጽ፡ … more

ዓሊ ዓብዱ ኣበይ ኣበለ?

AliAbdu

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 20/03/2013 Norway ሓሰውቲ ጉጅለ ብዓል ሶፍያ ግ.ስሞሮም ዕባይ ኢትዮጵያ ዎሽላኽ ኤምባሲ ወደ ርኣያ ዶ.ጊደኦን ምሁር ናይ ጽርግያ ዓሊ ዝኸተቦም ብዘይ ማሃያ ዓሊስ ጥሒሉ ኣብ ዳስ ሓውያ ሸያጥ ሕልኑኡ ዶቶር ጊዲኦን ሰነፍ ምሁር ንሃገሩ ዘይከውን ዲግሪ ተጸዓነ መሊሱ ዝዕውን ጻዕሩ ንኮንቱ ዘደንግጽ ዘሕዝን   ዓልን ግርማን እዮም መንሽሮና … more

ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ ዓሪፉ?

Assenna_tank_wediali

ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ ዓሪፉእዛ ትስዕብ ግጥሚ ብዕለት 21 ጥቅምቲ ኣብ (ኤሪትረያን ኣል ሕዋር ኣል ዋጣኒ ሩም1) ኣጋጣሚ ወርሓዊ ዝኽሪ ታሪኻዊት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ጅግና ስዉእ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ(ወዲ ዓሊ) እተነበብት ናይ ደበስ ግጥሚ ኢያ፡ ፡ ሰናይ ንባብ ወ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 21 ጥቅምቲ 2013  ወየ ወየ ወየ … more

“ ብደም ዝጠልቀየ ዶላር ”

BloodMoney

ሕጂዶ ንበል ኡይ – ተገቲርና ዓውዓው ኩሉ ምስተሐርደ – በብተራ ከም ላም ኩሉ ምስ ተነጽገ – ሃገራዊ ሰላም ብዓሌት ኣውራጃ – ፈላሊኻ ምጥላም ሽግር ናይ ትማሊ – ከይኮነ ፍጹም ሓራም ንጽባሕ ትውልዲ – የፍርሕ ከይላሓም። ትማሊ ዝተዘርአ – ክፉእ ምፍልላይ ሎሚ ንሓፍሶ – ብሕቡእ ከይንርኣይ ጽባሕ ንዝርግሖ – ንሃገራውያን ንጽሃት … more

ክላዓልዬ መንእሰይ ኖርወይ: ስቕ ኣይብልን ናተ.ሓርደ ሓወይ

Assenna_DC_small

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 31/01/2012 Norway ኣብ ኖርወይ ተመስሪታ ሓዳሰ ማሕበረ ሰብ ካብ ፖለቲካ ነጻ ዝኾነት ንኹሉ ትስብስብ ባህልናን ንድሕነት መንእሰያትናን ክትሓስብ 28/01/2012 ፈስቲቫል ጸዊዓ ደቃ ክትእክብ ምስ ኣሕዋቶም ኣሓቶም ኣቐዲሞም ክላለዩ ሓቢሮም ክመያየጡ ምእንተ ህዝቦም ክዓዩ ህግደፍ መሰኽላባቶም ዘባላሸውዎ ከዐርዩ ይኣኽለካ ወጊሑዩ ደርሆ ጽባሕና ኖቍዩ ሕጅስ ንዓደይ የብለኒሎ ክብሉዮም ዘምሰዩ ኳይላ … more

ዘይኢደይ!

Selam_selam

ኣንቱም ሰባት ጉድ’ኮ’ዩ ተረኺቡ ምድርን ሰማይን ክላገቡ ከምዝቐረቡ  ኣብ ርእሰይ ደይቡ ዓቕለይ ኣጽቢቡ እና’ፈጸመ ሓሳቡ! ልዋም ዝኸልኣኒ ዛርቲ ድዩ ሒዙኒ! ክንዲ ዓሳ ነባሪ ወዲ ቐይሕ ባሕሪ: ገዚፉ ኸቢዱ  እንግድዓይ ጎዚዙ ብትእዛዝ ቀይዱ ብደወይ ኣፍዚዙ ጋሕንት ዕርብ እና’ሓረስኩሉ ግራቱ ዘይግዱ። ብስኽራን ደንዚዙ ኣዒንቱ ዓዝዒዙ፡ ቅጭን ተወንዚፉ ብኢዱ ነጊሱ ማእሱ ብሒቱ ምሕዳሩ … more

ልብና ዝሓስቦ

OLYMPUS DIGITAL CAMERA

ልብና ዝሓስቦ ልሳንና ከድምጾ ሃገርና ዝውክል ባዕልና ክንመርጾ ውግእ ወረ ውግእ ምዕራፉ ክዕጾ መጻኢ ዕድልና ሰሪትና ክንሃንጾ መፍትሕ ኣብ ኢድና’ዩ ነርሕዎ’ቲ ማዕጾ! ብዓይኒ ዝረአ ብኢድካ ዝድህሰስ ብኣፍንጫ ዝሽተት ብልሳን ዝቕመስ ምህርቲ ዘየለ ካብ ዓውዲ ዝሕፈስ ራህዋና ነጊሱ ሕሰምና ከይድምስስ ስቓይና ሓጺሩ ሓዘንና ከይድበስ ኣእዛንና ኣደንቊሩ ሓሳቶም ክንስነስ! እዚ እምነት ኣልቦ … more

ኣሽኮለለ በሎ!

NewYorkDemoPic

ከበሮ ጣቕዒት እንተደኣ ሰሚዕካ ክትስዕስዕ ትጎዪ ንኹሉ ረሲዕካ ከም ኣጻብዕ ኢዱ *ባጉህ ፈሊጡካ                             *ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ እኖሆ ከም ክራር ወትሩ ይቓንየካ!   ሓሪስካን ነጊድካን ከይትኣቱ ገዛ ቆፎኻ ከይመልእ ምህርቲ ኣኸዛ ጎጎ ምስ ሕንባሻ ከይትዓጽድ ሃንዛ ሃገርካ ብኹላ መቊሕ ተታሒዛ ዕስራ ዓመት ኮይኑ ክትቅለብ ኣብ *ታዛ!      *እንስሳታት ሓሰር ዝበልዕሉ ገዛ   … more

ቅድሚ ጨፈቕ’ፈቕ ሕጂ ልቐቕ፡ ብኢዱ!!!!

gadisa_310_230

ኣብ ዩ’ኤን ክትምጕት ከምዘለካ ሓቂ ሶማል ክትረማምስ፡ ብኣውያት ክትበኪ ቃዛፊ ክጋገ ምደለየ ዓርኪ።   ስልጣን መደበሩ ዝመስለካ ርስቲ ቃዛፊ ክወድቕ ክጉሰስ ኣብ ሰርቲ ኣበይ ደኣ ኔርካ ኣንታ መቛርስቲ።   ጥልም ኣቢልካዮ ኣብታ ጸልማት እዋን ርሻን ተተረፈስ ትኹል ድንኳን ባጽዕ ዘይበልካዮ ንዓ ደሓን።   ካብዛ ኩላ ሰሜን እንታይ ተመሃርካ ቆርበት ከይተመልጠ … more

ሁዉኽ ጋሻ!

ትማሊ መሪቐ ሎሚ ከይራገም ጌጋ ኣብ ርእሲ  ጌጋ ኣይደገም ብዘተ ይፈታሕ  ሃገራዊ ጸገም ሓቂ ነውጽኣያ ኣፍና ኣይሎጎም ዓለም ዘዋሪት ‘ያ  መን ይኣምና ዓለም ኣንቱም ኔርካ ኣንታ፡ ኣንታ ኔርካ ኣንቱም ትማል ዘሳፍሑ፡  ሎሚ   ተጨቢጦም ናትና እንተበልናዮም ዓሚቑና ውሽጦም ተልመደን ወቃጦ ሸራፋት ወቒጦም ጎታናት ከለዉ፡ በራሓት መሺጦም ኣይምተጸለአን ቁሩብ ተዝሰልጦም ዘፍረይዎ ዘይብሎም … more

ድሕሪ ኣቦኻ ሞት ጊደኻ!

Ghadafiisaias1

ነጊረካ ረሲዕካ‘ዩ ዲኻ ተዛረቦ ቃዛፊ ዓርክኻ መማኽርቲ ኔሩ ፈታዊኻ መሳቲይቲ ቡንካ መኻሪኻ ጭሕምኻ ኣጠልቂ በጺሑ ጊዴኻ ነዚ ንክትሪኢ ተጸቢኻ መንእሰይ ተሲኡ በጺሑ ጊዴኻ ይጓዓዙ ኣለዉ መሓዙዃ ሕጂ‘ውን ተበገስ ኣልዒልካ ሻንጣኻ። ኣነ ነጊረካ‘የ ካብ ቀደሙ ተዛረቦ ዓርክኻ ሓሚሙ ብተግባሩ ኣምላኽ ተቐይሙ ምስቲ ናትካ ሓደ‘ዩ ሕማሙ ከይትሰምዑ የእዛንኩም ጸሚሙ ዘይትመሃርዎ ካብቶም ዝቐደሙ … more

ካብ ተሓቢእካ ዕረቑኒ በለና ብደወይ ቅቦሩኒ

Afro_eritrean_president

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 18/10/2011 Norway እዚ ኹሉ ብድዐ እዚ ኹሉ ንዕቐት ተቐሚጡሎ ኣብ ደብተር ወረቐት ዘይርሳዕ ዝበደልካዮ ንዓና ንጎረቤት ኣቃጪጭካ ንዓበይቲ መንግስታት ሓለቓ ዓዋሉ ዝራሓቖ ስነስርዓት ምስ ሸ.ራኣት ሰዓብቱ ዘይዉጁሃት በላዕቲ በይኖም ኮለስቲ ሱሱዓት ጥዑይ ዘይመኽሩ ብዘይካ ክፍኣት ንወራዙት ዘጸልሙ በዳዕቲ ስድታት ደብዳበ ንፕ. ኦባማ ደብዳበ ንኢጋድ ንዓያሹ ኣዳህሊልካ ተሓቢዕካ ምስጋድ … more

ጎብየ

እመስለኒ ኔሩ ኪንዮ አድማስ – ማዕዶ እተቋምት ብሕልናኻ እትርታዕ – ኣብ ሓቂ እትመውት ብሕጊ እትግዛእ – ፍትሒ እተንግስ ንሰላም ትቕልስ – ልቢ እትመልስ ሩፍታ ሰላም ትህብ – ቃል ማሕላኻ ዘይተዕብር ውጹዕ ህዝቢ እትሓቁፍ – መብጸዓኻ እተተግብር:: መሲሉኒ ተታሊለ ኔረ ድሓር ግን ፈሊጠዮ ተግባራትካ ኣብ ባሕሪ ክፍኣተ ተንኮል – ከም ትሽመም … more

መደረጋሕ ብስም ጎብየ

ጎብየ ወዳጀ ጎብየ መብጽዓ ኣትይለይ ክዕገስ ክጽመም ዋላ ተዛሓለ እንተበለ ለመም ቃሉ ከምዘይዓጽፍ ካብ ዝበሎ ቀደም ሕድሪ ስዉኣት ፍጹም ከምዘይጠልም ኣነ ዉን እምብዛ ኣሚነዮ ሕሉፈይ ንጹፈይ ኣሕሊፈ ሂበዮ። መሲልኒ ኔሩ ዝገምታ ጉዕዝኡ ሰረት ዘንጽፈለይ፣ ኩርካሓት መድሚዱ ሰላም ዘስፍነለይ ዕግርግር ኣህዲኡ። ግና፣ ግና ንሱ እቲ መታለሊ ንዝህመል ገብየ መሳሊ ካብ ዕብየት … more