ናጽነት!
ንናጽነት ከም ቃል ወትሩ ኪጽውዖ ከምኡውን ብድምጺ እዝኑ እንክሰምዖ ኣዕጽምቱ ተሰይሩ ደሙ እንክኮዖ ዝሓለፈ *እልበት ጌና ከይረሰዖ *ሓሰረ መከራ ከም ጸበል ኣጥዒሙ ህግደፍ ኪምንዝዖ ይኣክል ዘይብሉ መግዛእቲ ዘንብዖ! እግሩ ብሕዩሩ ኣፉ ብዕቡሱ ብመሬትን ባሕርን ደቁ እናበረሱ ናጽነቱ ከብዕል ህዝቢ ተሓጒሱ ዳስ ጓይላ ኪተክል ዳስ ሓዘን ኣፍሪሱ መሽካዕለልቲ ህግደፍ እኖዉ ይጉስጉሱ! ኣንታ’ዞም … more














